October 2021 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 



31/10/2021 23:58 PM

`ናይ ዘመድ ሞት ኣብ ዓዲ ይብከ፡

ናይ ሃገር ሞት`ከ ኣበይ ይብከ?`

ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ - BBC News ትግርኛ

ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ጳጳስ ዲበ ኩሉ ኣህጕረ ስብከታት ቤተ-ክርስትያን ተዋሕዶ ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ ካብቲ ዝነብርሉ ኣመሪካ ተበጊሶም ኣብ ሃገራት ኣውሮጳ መንፈሳዊ ዑደት ከካይዱ ናብ ለንደን ኣብ ዝመጽሉ፡ ናብ ስትድዩ ቢቢሲ ብምምጻእ ብዛዕባ ኩነታት ካብ መዓርጎምን መዝነቶም ዝተኣለዩ መበል 3ይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኣቡነ ኣንጦንዮስን ኩነታት እታ ሃገርን ቃለመሕትት ኣካይዶም ነይሮም። Read more



31/10/2021 23:58 PM

The Contribution of

the Eritrean Relief Association - ERA -

To the Eritrean Struggle for Independence.

ኣስተዋጽኦ ማሕበር ረድኤት ኤርትራ (ማ.ረ.ኤ.)፡

ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራ።

جمعية الاغاثة الارترية (ايرا) واسهاماتها في نضال  الشعب  الارتري من أجل الاستقلال

ኣቶ/ ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊስ  Mr. Paulos Tesfagiorgis

الستاذ/ باولس تسفى قرقس

Mr. Paulos Tesfagiorgis is a Constitutional Lawyer; he was Chairman of ERA.

 Part-1/1 (29 Oct 2021):  

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



31/10/2021 23:58 PM

ዝኽሪ ሰውራ ህዝቢ ኣኽሪያ፡ ኣስመራ።

Remembering

the Akria Peoples’ Resistance.

تذكر مقاومة شعب أكريا

ጸብጻባት ሰላማዊ ሰልፍታት፡ ብኤርትራውያን ተቐማጦ ዲያስፖራ፡ ንደገፍ ናይቲ ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣብያን ናዕቢን።

ናይ ዕለት 31 ጥቅምቲ 2017።

Eritrean Diaspora Demo Reports, in Support of Erireans protest inside Asmara, on 31 Oct 2017.



24/10/2021 23:06 PM

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

Voice of Eritrea at CKDU

ናይ Sunday 24 October 2021 show መደብ

ሕሉፍ ታሪኽናን፡ ጽልዋኡ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራን፡ ክሳብ ክንደይ ኢዩ?

Our past history and its impact on the current issues of Eritrea?

Dr. Mussie Tesfagiorgis ዶ/ር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስ፡

ዕለት Sunday, 24 October 2021፡ ዕዱም ጋሻና፡ ዶ/ር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስ፡ ፕሮፈሶር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ማኒቶባ፡ ኢዩ ክኸውን። ናይ ዘተ ኣርእስትና፦ "ሕሉፍ ታሪኽናን፡ ጽልዋኡ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራን፡ ክሳብ ክንደይ ኢዩ?" ዝብል ኢዩ።

Our Voice of Eritrea guest on Sunday, 24 October 2021 is Dr. Mussie Tesfagiorgis. Our discussion topic is: "How much impact does it have our past history to the current issue of Eritrea?" Dr. Mussie Tesfagiorgis is a professor at the University of Manitoba.

 Part-1/2 (24 Oct 2021):      Part-2/2 (24 Oct 2021):

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



23/10/2021 20:06 PM

ደምበር`ዶ!

ህልቀት ህዝብና ምጥሓስ ልእላውነት ሃገርና፣

ንሕልናና ከምቲ ዝግብኦ ይትንክፈና ወይ የሳቕየና ኣሎ?

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

በዚ ሕቶ ክንብገስ ዝደረኸና ዕለታዊ ዝካየድ ዘተን ዘይውዳእ ሞጎትን ስነ ሞጎትን ንስቅያት ህዝብናን፣ ምፍራስ ልእላውነት ሃገርና ከም ክዉንን ልሙድን ተግባራት ወይ ተርእዮ ተወሲዱ፡ ኣብ ክንዲ ንመፍታሒኡ ዝኸዉን ግብረ ስርሓት ምውሳን፣ ኣካደማዊ ዝኾነ ፖለቲካዊ ሞጎትን ስነ-ሞጎትን ክንሰምዕን ክንዕዘብን ከሎና ፡ መዓስ

ኢና ደኣ ንህዝብናን ሃገርናን ንዋሳእ ንዝብል ሕቶ፣ መልሲ ዘይረኸብናሉ ስለ ዝኾነ ደምበርዶ ! ብሓቂ ንቓልሲ ቁሩባት ኢና ? ዝብል ወኸሳ ክመጸካ ግድን ይኸዉን። Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


23/10/2021 20:06 PM

Government in Exile -

Press Statement, 19 October 2021

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስደት (መ. ኤ. ኣብ ስ)

ስቶክሆልም  19th Oct. 2021

መቕድም

ኣብ ኣጋ መፈጸምታ 2002 ዓ.ም.ፈ ሃገራት ኢትዮጵያ ሱዳን ምስ የመን፡ ንኤርትራውያን ተቛወምቲ ውድባት ብደረጃ መንግስቲ ኣብ ስደት ከም ዝሕግዝዎም ኣበሰሩ። ብሸነኾም ተቛወምቲ ሓይልታት ዳርጋ ክልተ ኣዋርሕ ዝወሰደ ኣኼባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ምስልሳል ኣብ Eritrean National Alliance ዝተባህል ጽላል ተጠርነፉ። ድሕሪኡ ዝተጠቕሱ ሃገራት ኣብ ከመዘልማድ ሰንዓ ፎሩም ተባሂሉ ዝጽዋዕ ስምምዕ ተፈራረሙ። ከም ደምዳሚ ስጒምቲ ድማ ጥርኑፋት ተቓወምቲ ውድባትን ሰንዓ ፎርምን ኣብ ግብራዊ ስራሕ ኣተዉ። እንተዀነ ግን ክምቲ ዝድለ ኣይተተግበረን። Read more

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



19/10/2021 23:55 PM

ደምዳሚ መግለጺ ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ሽማግለ ኤስደለ (17 ጥቅምቲ 2021)

ኣብ ትሕቲ ባርነት ህግደፍ ትሳቐ ዘለኻን ኣብ ወጻኢ ብሻቕሎት ሃገርካን ህዝብኻን እትሳቐ ዘለኻን ህዝቢ ኤርትራ፡

ዝኸበርኩም ናይ ፖለቲካውን ሲቪካውን ተቓለስቲ ኤርትራ።

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን

ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ኢትዮጵያ ከኣ ብፍላይ ብዂናት ኣብ እትሕመሰሉ ዘላ እዋን፥ ፋሺሽታዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህወሓት ብዝጸንሖ ጽልእን ቅርሕንት ኣብ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢድ ኣእትዩ ኣሻሓት ኤርትራውያን ዜጋታትና ኣደዳ ሞትን ሞቕሰልትን ኣብ ዝኾኑሉ ዘለዉ እዋን፥ ደንበ ተቓውሞ ከኣ ኣብዚ ዝኸይድ ዘሎ ኲናት ብመርገጽ ተፈላልዩ ኣብ ዘሎ እዋን እዩ ማእከላይ ሽማግለና ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዕለት 16-18 ጥቅምቲ 2021 ኣካይዱ ካብ ራባዓይ ክሳብ ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼብኡ ዝነበረ ንጥፈታቱ ገምጊሙ መጻኢ መደባቱ ሰሪዑ ኣገደስቲ ውሳኔታት ሒዙ ወጺኡ ዘሎ። Read more



19/10/2021 23:55 PM

Happy Eid Al-Mawlid

ርሑስ ዒድ ኣል-መውሊድ

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


18/10/2021 18:59 PM

To: His Excellency Mr. Filippo Grandi

High Commissioner, UNHCR, Geneva

Subject: An Appeal for the Protection of Eritrean Refugees in Libya. Octobet 13, 2021

The Eritrean Political Forces are deeply concerned of the wellbeing and safety of the Eritrean refugees in Libya. As it has been widely reported in the international media, Eritrean, and other African refugees, that include many women and children, have been put in great danger by the recent violence that has been perpetrated on them by the Libyan militias and government authorities. It has been reported that Libyan authorities have been rounding up and indiscriminately arresting the refugees under horrible conditions. It has also been reported that thousands of refugees have been put in detention camps and some refugees have been killed by the Libyan authorities during the roundup....Read more





18/10/2021 18:59 PM

An Open Letter to H.E. Filippo GRANDI, United Nations High Commissioner for Refugees

Case Postale 2500 CH-1211 Genève 2 Dépôt, SUISSE - Date: 12/10/2021

Excellency, Filippo GRANDI

Red Sea Afar Human Rights Organisation along with the undersigned civil society organisations, are writing to express our grave and deep concern about the deteriorating security, humanitarian, and human rights situations, as well as the safety and well-being of Eritrean Afar Refugees living in Barahle district, zone 2 of the Afar Regional State, as a result of the ongoing armed conflict in Barahle. Eritrea Hub Read more




17/10/2021 23:55 PM

ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)፡

Voice of Eritrea (Naz Yemane)

ናይ Sunday 17 October 2021 show መደብ

ዝተራጋገጹ ዓወታትን ድኻማትን

ጽላል ይኣክል ካናዳ፡

ኣቶ ኣብራሃም ተኪኤ፡

ኣቦ-መንበር ይኣክል ጽላል ካናዳ

ሰላም ክቡራት ተኽታተልቲ መደባትና! ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)፡ ብምኽንያት ኮቪድ-19 መደባትና ንነዊሕ ተቛሪጹ ምጽንሑ ዝፍለጥ ኢዩ። ንዕለት 17 Oct. 2021 መደብና ይጅምር ኣሎ። ኣቶ ኣብራሃም ተኪኤ፡ ኣቦ-መንበር ይኣክል ጽላል ካናዳ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና። ኣርእስቲ ዘተና፡ ዝተራጋገጹ ዓወታትን ድኻማትን ጽላል ይኣክል ካናዳ፡ ዝብል ኢዩ ክኸውን። Voice of Eritrea (Naz Yemane) is back on Sunday 17 of October 2021, with Mr. Abrham Tekie the chairman of Yiakil Umbrella Canada. Our Topic is on current issues: Successes and weaknesses of Yiakil Canada..

 Part-1/2 (17 Oct 2021):   Part-2/2 (17 Oct 2021):



14/10/2021 11:28 PM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም Saturday, 16 Oct 2021

ናይ ልዕሊ 100 ዓመታት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ

እንታይ ንምዕዋት?

A 100 years struggle of the people of Eritrea,

What to Achieve?

ኣቕራቢ፡- መምህር ዘርኡ ገብረየሱስ።

Presenter: Memhr Zeru Gebreyesus

ናይ Saturday 16 of October 2021 ርእሰ-ወግዕና፡ "ናይ ልዕሊ 100 ዓመታት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ንምዕዋት?" ዚብል ኢዩ። ኣቕራቢ መምህር ዘርኡ ገብረየሱስ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።

On Saturday 16 of October 2021, our Discussion Topic is "A 100 years struggle of the people of Eritrea, What to Achieve?" Presenter: Memhr Zeru Gebreyesus.

ፈነወ ዝጅምረሉ ወትሩ ቀዳም (Every Saturday):

Melbourne: 6:00am | Asmara: 11:00pm | Berlin: 9:00pm | London UK: 8:00pm | Ontario: 4:00pm | NY: 4:00pm |





14/10/2021 11:28 PM

ታሪካዊ ጉዕዞ ሃገርነት ኤርትራ፡

The journey of Nationhood of the State-of-Eritrea

ኣስተምህሮ ብ`ዶር. ገብረ ገብረማሪያም

Seminar by Dr. Gebre Gebremariam.

 17 June 2020

 Part-1/5 (17 June 2021):   Part-2/5 (17 June 2021):

 Part-3/5 (17 June 2021):  Part-4/5 (17 June 2021):

 Part-5/5 (17 June 2021):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



09/10/2021 21:19 PM

ከመይ ኣሎ ሃለዋትና?

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

ብጠቕሲ ናይ ሊቅ ኤማኑኤል ካንት( Emmanuel KANT) ክንከፍቶ ኣገዳሲ ኮይኑ ይርኣየና፡፡

ሰብኣዊ መበገሲ ደቂ ሰባት፣ ካብ ተፈጥራዊ ሽግር ወይ ጸገማት ከምልጥ ኣይካኣልን እዩ። ስለምንታይስ ንሱ ዝፈጠሮ ዘይኮነስ ባህርያውን ተፈጥራዉን ብምዃኑ መጠን፣ ንምቅላሱ እንተዘይኮይኑ መሰረታዊ ፍታሕ ክርከበሉ ካብ ጻዕሪ ሓሊፉ ን-ተፈጥሮ ክልውጦ ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ስለ ዝኾነ። እዚ ባይታቃልሲ ፍታሕ ንምርካብ ዝካየድ መጠርሽታ ዘይብሉ ጻዕሪታት ክኣ ሜታ-ፊዚክ ይብሃል ይብለና።

እዚ ጠቕሲ ናይ ካንት ነዚ ናትና ሃለዋትን ን-እንገብሮ ጻዕሪታት ቃልሲ ንፍትሒ ንምንጋስ ግዝኣተ-ሕጊ ንምህላውን ዲሞክራሲ ምጥጣሕን ዝካየድ ቃልሲ ከዛኻኽረና ኪኢሉ። Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



07/10/2021 23:54 PM

ደብዳቤ ናብ ማሕበረሰብ ዓለም፡

ብዝዕባ ኣብ ሊብያ ተኸሲቱ ዘሎ ምእሳር ስደተኛታት።

An urgent call to “STOP DEPORTATION “and” IMMEDIATE RELEASE” of all Eritrean Refugees in Libya.

From Eritrean community in diaspora organized under Global Yiakl Movement (GYM),

October 4, 2021

Dear: Madam/Sir.:

We, the Eritrean community in diaspora organized under Global Yiakl Movement (GYM) representing eleven

countries call for an immediate release and stop the deportation of Eritrean refugees in Libya. We are writing this letter because it has come to our attention that the Libyan authorities have conducted a raid and a crackdown of migrants that includes Eritrean refugees. Our reliable sources claim among the detainees are pregnant women and at least 155 minor children. Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




03/10/2021 00:46 AM

8ይ ዓመት ዝኽሪ ህልቂት 369 ኤርትራዊያን

ኣብ ባሕሪ ላምፓዱሳ 03 ጥቅምቲ 2013

8th Remembrance Day of 369 Eritreans perished at the Sea of Lampedusa, on 03 October 2013

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




03/10/2021 00:46 AM

SUICIDE PREVENTION

ምክልኻል ርእሰ-ቅትለት

Discussion on Suicide Prevention

By Eritrean Healthcare Professionals Network

(EHPN)

Samrawit Medhanie (PhD(c), in Psychology, MS in Marriage & Family Therapy.

Dr. Zerabruke Gebremariam (Psychiatrist & Neurologist.

Moderated by: Luwam Gebremichael (RN, BSN, PHN)

Saturday, September 25, 2021.

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



03/10/2021 00:46 AM

ሕማም ምንሽሮ ሸውሃት ምግባት ስልጣን፡

ቅልውላው ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ

ብ`ገብረየሱስ ወልደሚካኤል ካብ ሕ.መ.ኣ  (USA)

ሕዱር ሕማም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ እንታይ ምዃኑ ከይተፈልጠ ብውሽጢ ውሽጢ ንነዊሕ ግዜ ምልክታት ክህብ ድሕሪ ምጽንሑ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሕዳር 2020፡ ምስ ክስተት ወረራ ክልል ትግራይ ተጋሂዱ። እቲ ሕማም ብምንሽሮ ክምሰል ዝክኣል ምብሓት ወይ ምግባት ስልጣን ኣብቲ ዞባ ዘሎ ህርፋን ፍጹም ስልጣን እዩ። እቶም ቀንዲ ተዋሳእቲ(protagonists)፡ ኣብ ውሽጢ ኢሂወደግን ህግደፍን ተጸፊዮም ዝጸንሑ፡ ምሁራት ኣምሓራን(Amhara elites)፡ መራሕቲ ወያነን፡ ምሁራት ኦሮምያን(Oromo Elites)፡ መራሕቲ ህግደፍን ዝሓቖፈ እዩ። ብንጹር ንምርዳኡ፡ ኣምሓራን ኦሮሞን ብመራሒ ሰልፊ ብልጽግና ወኪሎም ዶክ ኣቢይ፡ ህግደፍ ብወኪሎም ወልቀ-መላኺ ኢስያስ፡ ሰልፊ ወያነ ድማ ብወኪሎም ዶክ ደብረጽዮን ተመሪሖም ዘሳስይዎ ዘለዉ ንመወዳድርትኻ ደምሲስካ ወይ ኣድኪምካ ስልጣን ናይ ምብሓት ኲናት እዩ። Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦






02/10/2021 23:55 PM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም Saturday, 02 Oct 2021

ኤርትራ ኣብ ቀጻሊ ኲናት ኢትዮጵያ ምጥሓላ እንታይ ንምዕዋት? ንረብሓ መንከ?

ኣቕራቢ፡- ፕሮፈሶር መንግስትኣብ ተስፋዮውሃንስ።

Eritrea bogged-in a continuous war of Ethiopia: What to achieve? Who benefits of it?

Guest: Prof. Mengsteab Tesfayohannes.

 Part-1/1 (02 Oct 2021):




02/10/2021 17:21 PM

ሓጺር ታሪኽ ሂወት

ወ/ሮ ኣምለሰት ዑቕባሚካኤል በይን፡

In loving Memory Of Mrs. Amleset Ogbamichael Beyn

07 January 1944 - 10 June 2021

ክብርቲ ኣዴናን ሓውትናን ኣምለሰት፡ ካብ ኣቦኣ ዑቕባሚካኤል በይን፡ ካብ ኣዲኣ ወይዘሮ ለተብርሃን ገብረ፡ ኣብ ዕለት 07 ጥሪ 1944 ኣብ ዓረዛ ኣውራጃ ሰራየ ተወሊዳ። ዓቕመ-ሄዋን ምስ ኣኸለት ከኣ ኣብ ኣስመራ ትነብር ነበረት። ብድሕሪኡ ምስ ኣቶ ሃብተማሪያም ኣብራሃ ቃልኪዳን ኣሲራ ድማ ኣደ 8 ውሉዳት ክትከውን በቕዐት። Read more





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe