August 2021 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 




30/08/2021 16:42 PM

Eritrean Veterans' Day 2021 Event

6ይ ጽምብል መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ፡

الاحتفال بعيد المحاربين الإريتريين 2021

Via Zoom, on Sunday, 29 August 2021.

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦






22/08/2021 15:51 PM

ጋዘጣዊ መግለጺ

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቃስ

Press Release

Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement (GI)

بيان هام

المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الإرترية) GI(

22 أغسطس 2021

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቃስ (GI)፡ ንኣሰናዳኢት ፈላማይ ዓለምለኻዊ ይኣክል ካብ ሓምለ 30 ክሳብ ነሓሰ 1 2021፡ ከምኡ´ውን ብዕለት 14 ነሓሰ ብኣካላዊ (ብገጽ ንገጽ) ረኽቢ (ዎርክ ሾፕ) ዝወደቡ ናይ ኤርትራዊ ናይ መጽናዕቲ ትካል ንፖለስን ስትራተጂን ዘካየዶ ብዘደንቕ ዓወት ዝተዛዘመ ጉባኤን፣ ዎርክ ሾፕን፣ ዝተሰመዐና ሓጎስ ካብ ልቢ ክንገልጽ ንፈቱ።

Read more

The Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement (GI) would like to express our sincere congratulations to the organizers of the First Global Yiakl convention and also to the organizers for the First face-to-face Workshop of the Eritrean Research Institute for Research Policy and Strategy (ERIPS) for staging successful convention and workshop that were held on July 31 to August 1, 2021 and on August 1, 2021 respectively. Read more

يود أعضاء المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الإرترية) GI( الإعراب عن خالص تهانينا لمنظمي اتفاقية كفاية العالمية الأولى وكذلك لمنظمي ورشة عمل معهد البحوث الإريترية لسياسة واستراتيجية البحث )ERIPS(. لعقد مؤتمر وورشة عمل ناجحة تم عقدها في الفترة من 31 يوليو إلى 1 أغسطس 2021 وفي

1 أغسطس 2021 على التوالي.

Read more





22/08/2021 15:51 PM

ንሕና ኤርትራውያን:

ንጎይየሉ እምበር፡

ዘገም ንብለሉ እዋን ኣይኮነን።

መልእኽቲ ኣዴና ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ

 Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




14/08/2021 16:03 PM

ሕግን ሕጋውነትን

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

ሰላም ኩቡራት የሕዋት፡ እዚ ኣርእሲቲ “ሕግን ሕጋውነትን” ከነልዕል ዝደረኸና፣ ንኹነታትናን ንህላወናን ኣካይዳናን ኣጋባብናን ብምዕዛብ፣ ደምበርዶ ብሓቂ “ሕግን ሕጋውነትን” ብደምቢ ተረዲእናዮ? ጠቕሙን ዝህቦ ፍረን ተገንዚብናዮ ? መበቆሉን ስለምንታይ የዲሊ በጺሕናዮ ? ዝብሉ ሕቶታት መልሲ ዘይረኸቡ ኮይኖም ይራኣዩና፡፡

እንተደኣ ግዝኣተ ሕጊ ክነግስ፣ ዲሞክራሲያዊ ባይታ ክጠጥሕን ክምዕብልን፣ ውህደት ሲኒት ክዓቢ፣ ሰላም ምዕባለ ባይታ ክረክብ ዝድለ ኾይኑ፡ ባህርያትና ከነማሓይሽ፣ምጽውዋርን ምክብባርን ቀንዲ መስርሕ ናይ ሓቢርካ ምንባር ምዃኑ፤ ክንርድኦን፣ ግቡኡን ቀይዲ ሲኒትን ውህደትን ዝህብን ክስገር ዘይግብኦ ድልድል ሓድነትን ሓቢርካ መስርሕ ብምዃኑ መጠን፡ ከነዘውትሮን ክንጥቀመሉን ዘሎና መሰረተ ሕግን ሕጋውነትን ምዃኑ እዩ፡. Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




14/08/2021 16:03 PM

Joint SINIT & SNITNA program

ኣሳታፊ መንግስቲ አብ ኤርትራ፡

ድሕሪ ምአላይ ኢሳይያስ።

حكومه تشاركية في اريتريه لمرحله ما بعد سقوط اسياس

Inclusive Government in Post Isaias' Eritrea.

Presenter: Dr. Ibrahim Siraj. Moderator: Kawser Abdurahman.

    Discussants (ተዛተይቲ): Dr. Amanuel Mehreteab and Mr. Sengal Woldetnsae.

 Part-1/1 (07 August 2021):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




14/08/2021 16:03 PM

Eritrean Research Institute for Policy and Strategy (ERIPS), Workshop.

ዓውደ-መጽናዕቲ፡

ኤርትራዊ ትካል ምርምር፡ ንፖሊሲን ስትራተጂን

14 August 2021

ኤርትራዊ ትካል ምርምር፡ ንፖሊሲን ስትራተጂን / Eritrean Research Institute for Policy and Strategy (ERIPS), ብዙሓት ምሁራትን ሰብ ኪኢላታት ሰብ ሞያን ዝተሳተፉዎ፡ ሰፊሕ ዓውደ መጽናዕቲ (Workshop)፡ ኣብ ዕለት 14 August 2021፡ ኣካይዱ።

ERIPS፡ ኣማኢታት ምሁራትን ኪኢላታት ሰብ ሞያን ኤርትራውያን ዝሓቖፈ፡ ህሉውን መጻኢትን ኤርትራን ምዕባለኣን ንምድህሳስን ኣብ ኩሉ መዳያት ንምዕባለኣ ዘድሊ መጽናዕትታት ንምክያድን፡ በዚ መንገዲ ዚ ሃገራዊ እጃሙ ንምብርካት ዝነቐለ ኣዝዩ ኣገዳሲ ሃገራዊ ትካል ኢዩ። ኣብዚ ናይ ዕለት 14 August 2021 ዝተኻየደ ዓውደ መጽናዕቲ፡ ነዚ ብግቡእ ንምግንዛብ ይከኣል። ዕላማታት ናይዚ ዓውደ-መጽናዕቲ`ዚ፡ (1) ኤርትራውያን ኣብ ሓደ መኣዲ ኣራኺብካ፡ ኣብ እዋናዊ ብድሆታት ምዝታይን መፍትሒታት ምእማምን፡ (2) ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም፡ ጸጥታን ምርግጋእን ንምምጻእ ዝሕግዝ መቓን ንምምዕባል ምዝታይ፡ ከምኡ`ውን (3) ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ምሁራትን ኪኢላታትን፡ ሓባራዊ ናይ ስራሕ ዝምድናታት ንምምዕባልን፡ ኢዮም።... Read more:

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




14/08/2021 16:03 PM

የማይቀርለት ኢትዮጵያን እንደዩጎዝላቭያ የመበታተንዋ ጉዳይ፡

መሰረታዊ ምክንያቶች እና በሃላፊነት ተጠያቂዎቹ ለመለየት

Dr Berhane Woldemichael ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል

ማስታወሻ፥ ይሀ ኣጭር ድርሰት በኣማርኛ ለመጻፍ የተሞከረው - የቋንቋው ምልከት ኖሮን ሳይሆን ግን ምናልባትም የበዛ ሰው ያነበው ይሆናል ብለን ስላሰብን ነው። ፍላጎታችን፡ ለዘመናት በጦርነት የታመሰው የኢትዮጵያ ህዝብና የጐረቤት ህዝቦችም ጭምር ዘላቂ ሰላም እንዲያገኙ የሚያስችለው መንገድ ለመፈተሽ ነው። ህኸ ለማድረግ ግን ሃቅ በመደብቅ ሳይሆን የነበሩ ሁኔታዎች ብእውነተኛ መንገድ ሲነገሩ ብቻ መሆኑን እናምናለን። ይቅርታ የሚይስፈልገው ብይቅርት፥ ካሳ የሚያስፈልገው እንዲሁ በመካስ ነው ብህዝቦች መካከል የነበረ ቍስል ለማዳን የሚቻል የሚል እምነት ነው ያለን። Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



02/08/2021 23:55 PM

Reportage - ጸብጻብ - تقرير

GLOBAL YIAKL ERITREAN PEOPLES' MOVEMENT: FOUNDING CONGRESS.

“Rise up to save the country”

A cornerstone for a sustainable change.

መስራቲ ጉባኤ፡ ዓለምለኻዊ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፡

ሳቮያ ንድሕነት ሃገር! “እምነ ኩርናዕ ንውሑስ ለውጢ፡”

المؤتمر التأسيسي لحركة كفاية الشعبية العالمية الإرترية

انهض لإنقاذ البلد

حجر الزاوية لتغيير مستدام.

July 31 - August 01, 2021

ዓለምለኻዊ ምንቅስኻስ ይኣክል፡ ካብ 31 ሓምለ 2021 ክሳብ 01 ነሓሰ 2021 ንኽልተ መዓልታት ክቕጽል ዝቐነየ፡ መስራቲ ጉባኤ፡ ብዓወት ዛዚሙ። እዚ ኣብ ትሕቲ፡ "ሳቮያ ንድሕነት ሃገር፡" "እምነ ኩርናዕ ንውሑስ ለውጢ።" ብዝብል ጭርሖታት ዝተሰነየ ጉባኤ፡ ብመንገዲ ኢንተርነት ብ`ዙም ኢዩ ተኻይዱ። እዚ ፈላሚ ጉባኤ ዓለምለኻዊ ይኣክል፡ ድሕሪ`ቲ ንልዕሊ ሓደ ዓመትን ፈረቓን ክካየድ ዝጸንሐ ጻዕሪ ኢዩ፡ ክዉን ኮይኑ። ኣብዚ ፈላሚ ጉባኤ`ዚ፡ 11 ሃገራት ብዝመረጽኦም ወከልቲ ተሳቲፈን። ፡ ሃገረ-ሆላንድ ድማ ምድላዋታ ወዲኣ ናብ ምጽምባር ተዳልያ ምህላዋ፡ ወኪል እታ ሃገር ገሊጹ። ብተወሳኺ፡ ኣብ ስዑዲ ዓረብ እውን፡ ዋላ`ኳ ከምዚ ናይ ኤውሮጳ ብባይቶ ንምቓም ዕድል እንተዘይተረኽበ፡ ኣብዚ ጉባኤ ዝተሳተፈ ወኪል ግን ሙሉእ ደገፍ ንዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ክምዘለዎም ንተጋባእቲ ገሊጹ። Read more





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe