Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

June 2020 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 


28/06/2020 20:14 PM

Bayto Hzbi Eritrea

By: Hagos Tecle (June 20, 2020)

Dear brother and sisters as Eritreans we are Akele Guzay, Denkalia, Barka: Gash Barka & Gash Setit, Hamasien, Sahel, Semhar, Senhit and Seraye. This is who we are as a nation and we must embrace our identity. If we are not willing to accept who we are and where we came from, we may not now where we are going.

Our people fought for many years to secure our nation sovereignty and our people sacrifice so much to make it happen. However, they were short achieving liberty in our society. Read more




26/06/2020 23:50 PM

ዓሌታትን ቀቢላታትን ኤርትራ

ከምኡ`ውን

ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ

ክልተ ናብ ቋንቋ ትግርኛ ዝተተርጎማ መጻሕፍቲ

ብ`ኣቶ ነጋሽ ኣስፍሃ

ኣቶ ነጋሽ ኣስፍሃ፡ ንናጽነት ኤርትራ ኣብ ዝተኻየደ ቃልሲ ብብረትን ብብርዕን ተቓሊሱ። ንሱ ኣብ ብዙሓት ውግኣት ተሳቲፉ ንድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ወኪሉ ኣብ ግንባራት ተሰሊፉ ጅግንነትን ጽንዓትን ተጋደልቲ መዝጊቡ። ኣብ ሓራን ሓውሲ ሓራን መሬት ኤርትራ: ጸላኢ ኣብ ህዝቢ ዝፈጸሞ ግፍዒን ህዝቢ ንናጽነት ሃገሩ ክውን ንምግባር ዘርኣዮ ጽንዓትን ዝኸፈሎ መስዋእትን ሰኒዱ። ድሕሪ ናጽነት ዋና ኣሰናዳኢ ዜና፡ ኣወሃሃዲ መደባት ረድዮ ድምጺ ሓፋሽን ኮይኑ ኣገልጊሉ። ነጋሽ ክልተ መጻሕፍቲ "ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያን" "ኣስመራ ካብ ኣርባዕተ ዓድታት ናብ ቦታ ቅርስታት ዓለም" ካብ እንግሊዝ ናብ ትግርኛ ተርጒሙ፡ ንታሪኽ ኤርትራ ዝምልከቱ ተኸታታልቲ ጽሑፋትን፡ ዝተፈላለዩ ዓንቀጻትን ኣቕሪቡ።  Read more





25/06/2020 19:20 PM

ሓባራዊ መግለጺ፡ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ

البيان المشترك

للقوى السياسية اإلرترية

Joint Declaration of The Eritrean Political Forces, June 2020.

—---

English:   ትግርኛ:  Arabic (عربى)

See also related ምስዚ ዝዛመድ፦





24/06/2020 14:14 PM Updated

ዝለዓለ ክብሪን ዝኽሪን ንሰማእታትና!

Eternal Glory to our Martyrs!

المجد والخلود لشهدائنا

ዝኽርታት፡ ገምጋማትን ትንታነታትን፡ Reflections and memories on the occasion of Eritrea’s Martyrs day, 20th June. تأملات وذكريات بمناسبة يوم شهداء إريتريا ، 20 يونيو

 ኣብዚ ጠውቑ




24/06/2020 14:14 PM Updated

ኣፍልጦን፡ ኣገባብ ምክልኻልን

ለበዳ ኮሮና ቫይረስ

(Coronavirus COVID-19 and Prevention)

እዋናዊ ሓበሬታ

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን!

ኣብዚ ዓለምና ብኣዝዩ ኣስጋኢ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ተለኺፋትሉ ዘላ እዋን፡ ንሃገርና ኤርትራ፡ ምስቲ ኣብ ኣዝዩ ትሑት ደረጃ ወዲቑ ዘሎ መነባብሮ ህዝብናን፡ ኣዝዩ ትሑት ዓቕሚ ናይ ኤርትራን፡ ኩልና ሃገራዊያን ኤርትራውያን፡ ኣዚና ተሻቒልና ንርከብ ኣሎና። ንሻቕሎትና ኣዝዩ ዘጋድድ ኩነታት ድማ፡ ልዕሊ ርብዒ ካብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ፈቐዶ ስደትን፡ መዓስከራት ስደተኛታት ጎረባብትና ሃገራትን፡ ኣብ ኣዝዩ ትሑትን ዝኸፍአን ናብራ ተጻቓቒጡ ይነብር ምህላዉ ኢዩ። ብሓፈሻ ህዝብና፡ ኣብ ውሽጢ ኣብ ስደት ኣብ መዓስከራትን ዝርከብ፡ ንድራር ዕለቱ ዝጽበ፡ ንጽባሕ እንታይ ከምዝምገብ ውሕስነት ዘይብሉ፡ ኣገልግሎት ጽሩይ ዝስተ ማይ ዘይብሉ፡ ከምኡ`ውን ውሑስ ኣገልግሎት ጥዕና ዘይረክብን ኢዩ።

ካብዚ ሻቕሎት`ዚ ዝነቐለ እምበኣር፡ ኩሎም ኤርትራውያን፡ ብፍላይ ከኣ እቶም ብተዛማዲ ኣብ ዝሓሸ ቦታ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ Read more





20/06/2020 17:18 PM

ሕድሮም ኣብታ ዕለቶም ዝተጠልመት፡ ሰማእታት

ርእሰ-ዓንቀጽ ሰዲህኤ

[EPDP]

ኤርትራ ሃገርና ብመስዋእቲ ጀጋኑኣን መስተንክራዊ ጽንዓት ህዝባን እያ ናጻ ኮይና። ስለዚ ኣይኮነንዶ ክንዲ ህይወት ዝኣክል ክቡር ዋጋ ምእንታኻ ንዝኸፈለ፡ ካብኡ ዝተሓተ ጽቡቕ ንዝወዓለልካ እውን ምምስጋንን ኣመስጊንካ ንኣመሰንገንቲ ምሃብን ግቡእ ስለ ዝኾነ ሰማእታትና ክንዝክሮም ግድን እዩ። ነቲ ምእንቲ ክብርኻ ዝሐለፈ፡ ኣበይን መዓስን ክዝክሮ ከም ዝግበኣካ ምውሳን ከኣ ቅቡል እዩ። ብመንጽርዚ ኤርትራውያን ሰማእታት ዝዝከሩላን  Read more




20/06/2020 17:18 PM

ንብዓት ህዝብና

”ሓድሽ ህግዲፋዊ ዘመን ኣካሒዳ”

ህግዲፍ ይትረፍስ ኤርትራ፡ ባዕሉ ንባዕሉ ክመሓድር ዘይክእል፡ ስርዓት!

[UDC]

ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዙ ነበርቲ ዓድታት ይኹኑ ከተማታት፡ ኣብ ዝተፈላልየ እዋን ብመደብ ዝተሰርዑ ዝተተሓዘ ዕላማ ኩነታት መነባብሮ ህዝብና ንምዕንቓፍ፡ ንምድኻም፡ ንምድካይ፡ ተስፋ ንምቍራጽ ዘይተፈተነ ኣገባብ የልቦን። ካብ ዝሓለፈ ተሞክሮታት ንምጥቃስ መላኺ ስርዓት ዕዳጋ ብምኽልካል ጥሜት ከስፋሕፍሕ ብዘውጽኦ መደብ፡ ሓረስቶት ኣቦታት ንውልዶም ክረድኡ ካብ’ተን ብክንደይ ጻዕሪ ክራማት ደኺሞም ዝረኸብወን፡ ንገለ ኣፍ ህጻናት ቆልዑ ዶ ኾን የዕንግላ ይኾና ብማለት ርብዒት ክልተ ርብዒት ጸይሮም ንከተማታት ክኣትዉ ኣብ ብሎኮታት ኣስመራ ሓርጮም ንንፋስ ክዝሮ ተገይሩ፡ ሓርጭ ተኸልኪሉ Read more




20/06/2020 17:18 PM

ALENA MEDIA TV Frequency

ኣለና ሜድያ ቲቪ ፍሪኰንሲ

Nile Sat - Frequency: Vertical 12728,  Symbol Rate 27500,

FEC  5/6  Tel: info@alenamedia.org Tel: +1 519-998-8392

  ኣብዚ ጠውቑ





19/06/2020 02:45 AM Updated

Global ERITREAN JUSTICE SEEKERS INITIATIVE - TO FIGHT COVID-19

ተበግሶ ዓለምለኸ ወፍሪ

ንምምካት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ

(Fundraising campaign ጻውዒት ንወፈያ)

ኩልና ከምንርእዮ ዘለና ኣብዚ ኣዋን ዓለምና ብምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ዓቢ ቅልውላው እያ ትርከብ ዘላ። እዚ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ መላእ ዓለም ነተን ብቁጠባውን ሰነፍልጠታውን ሓይለን ዝምከሓ ሃገራት ከም በዓል ኣመሪካ ከይተረፈ ዓቢ ራዕዲ ፈጢሩ ዘሎ፡ሓደገኛ ሕማም እዩ። ዓለምለኸ ይኣክል ነዚ ኣብ ዓለምና ኣንጸላልዪ ዘሎ ለበዳ ኾሮና ቫይረስ ንምብዳህ፡ ነቶም ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከር ስደተኛታት ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ ሊብያ ከምኡ'ውን ካልኦት ሃገራት ዘለዉ ኤረትራውያን ንምሕጋዝ ናይ ገንዘብ ድለባ ስራሕ ጀሚሩ ኣሎ።

Global Yiakl response to the Pandemic COVID 19 Disaster

In response to the pandemic Covid 19 Global  Yiakle set up fundraising task force to support Eritrean refugees in different parts of the world. Read more

See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-




19/06/2020 05:19 AM

ዝኽረይን ለባይን ንህዝቢ ኤርትራ

ብኣጋጣሚ ቅንያት ዝኽሪ ሰማእታት

ፕሮፈ. ኣርኣያ ደበሳይ

[ATV Assena]

ኣብዚ ጠውቑ፡  

See also ካልእ ጽሑፋት፦




19/06/2020 02:45 AM Updated

አህዳፍ ትግራይ ትግርኛ፡ ወአጋዝያን፡

ሕዝብ አንድነት፡ ቀዲሙ ወሐዲሱ

እብ፦ ዓብዱራሕማን ሰይድ ቡሃሸም

The aims of Tigray-Tigrigni, Agazian and Unionists:

Past and recent.

By Mr Abdurahman Sayed-Bohashem

[Radio Saeyob]

  1ይ ክፋል(05 June 2020)፡  2ይ ክፋል(12 June 2020)

  3ይ ክፋል(19 June 2020)፡  4ይ ክፋል(26 June 2020)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




19/06/2020 02:45 AM

ኣውያት ንድሕነት ህዝብን ሃገርን፥

ኣሎኹምዶ ደቂ-ኤረ?   

ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል  (18/06/2020)

ንጥረ ሓሳብ  

ብዙሕ ኤርትራዊ ነዚ ኣብ ሃገርና ወሪዱ ዘሎ ምዓተ-መከራ ብዝግባእ ዝተረድኦ ኣይመስልን። ሃገር ትጠፍእ ህዝባ`ውን እናበረሰስ ኤርትራዊ ኣብ ዘየድሊ ሓሸውየ ኢዩ ተጸሚዱ ዘሎ። እዚ ኸኣ ብኢድ ህግደፍ ይኽወስ ከምዘሎ ዘይተገንዘብና ብዙሓት ኢና። በዚ ሕጂ ዘሎ ኩነታት እምብኣር ዋላ ስርዓት ህግደፍ እንተ ተኣልየውን ሃገር ኣብ መወዳእታ ዘይብሉ ናይ ሕምሽምሽ ዓዘቕቲ ከይትኣቱ ስኽፍታ ክህልወና ግቡእ ኢዩ። እንታይ ኢዩ ምኽንያቱ ግና ክብደት ናይቲ ክመጽእ ዝኽእል ጸገም ክንርዳእ ዘይምኽኣልና? ኩሉ ኣንባቢ ኤርትራዊ ናይ ሕልና መልሲ ይሃበሉ።   Read more

See also ካልእ ጽሑፋት፦




19/06/2020 02:45 AM

ተዘክሮታት ኣብ ዓለም በቃኝ

(ጽኑዕ ማእሰርቲ ኢትዮጵያ)

ዝተሰውኡ ኤርትራውያን ሰማእታት

ብ`ዶ/ር. ገብረ ገብረማሪያም

ማዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ (20 ሰነ)፡ ነቶም ኤርትራ ነጻ ንምግባር እታ ክብርትን መተካእታ ዘየብላን ሂወቶም ከፊሎም ዝሓለፉ ብዓሰርተታት ኣሻሓት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን ሰማእታት፡ ኣብ ኣእምሮና ደጋጊምና እንዳኣማላለስና ንዝክረላ ዕለት ጥራሕ ዘይኮነትስ፡ ነቲ ገዲፎምልና ዝኸዱ ሓደራ (ምርግጋጽ ሓራ ኤርትራ - ዲሞክራስያዊት፣ ሰላማዊት፣ ብልጽግቲ) ንምትግባር መብጻዓና ነሐድሰላ ዕለት’ውን ኢያ። ብተወሳኺ፡ ኤርትራውያን ከም ህዝቢ፡ ንሰማእታትና ዝኣተናዮ መብጻዓ ኣኽቢርና ዶ? ንዝብል ሕቶ ንነብስና ንሓተላ ዕለት’ውን ክትከውን ይግባኣ።

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም፡ ነዚ ሕቶ እዚ ብምሕታት፡ ብስይንሳዊ ትንታነ ዝተደገፈ፡ ህዝቢ ኤርትራ መብጻዓ ሰማእታቱ ክሳብ ሕጂ ከምዘይፈጸመ የረድእ። መብጻዓ ሰማእታት ኤርትራ ንኽትገበር፡ ነብሲ-ወከፍ ኤርትራዊ ዜጋ እንታይ ክገብር ከዝግበኦ’ውን ለበዋ ሓዘል ምሕጽንትታቱ ንህዝቢ ኤርትራ የማሓላልፍ።  Read more




19/06/2020 02:45 AM

20ሰኔ 2020 ፍዳታትሲ ኤልብድነሪ

ቆል ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ- ኤርትራ/ ሆደ Democratic Organization Blin Nation Eritrea/ Hodde

20 ሰኔ 2020ዓም ነዉኽር ክብርድ ኤልብነኩንላ። ንሂርሰና ካብሪ ግርጋ ድግም ኤሪትሪኹል እልላ። ብራ ብራ ግን። ብራ ኒትክ ግን። ብራ ሪሒ ግን። ብራ ክብር ግን። ብሪል ሉኩድ ደዉ ካያ ኣኽጊ ፍትሕዲ ናይዲሲ ደዉ ይረንላኻ ሰኸረዲ ስነዲ ግን። ይና ብራ ይና ናንተልድ መንተልስሮሰና ኤሪዉድ ኻ ሰኸራ የነድኻ ዓንደል ኣኽሮና ደበናት ዶኩኹና። እና ይና ብረት ሸንህንሰዉ ድርጝ ያዂ ወክትል ቋልሰዉ ኣኽኒ። ቱርኩዲ፣ ምስርዲ፣ ጃቢትኖ ሳንኪተዉልድላ ግን። ይናከዉ ቱሩክ ዕምጪሲ ኤልብዱኑ ኣዳም ትምዮ ጉዶ ገምዶ ዕልልሲ ፈጠጣዂሲ ‘’ኒን ውሪ ቱሩክ ሕክም’’ የነኲሉ። ዕምጭ ምስሩኽር ስዳዋዂ ኣኽላ። Read more




19/06/2020 02:45 AM

20 ሰነ መዓልቲ ስዉኣት

ብ`ተሸመ ወልደሚካኤል

20 ሰነ እዛ ክብርቲ ዕለት፡

ሰማእታትና ንምዝካር ዝተገብረት፡

ዕላማ መስዋእቶም፡ ንክወሃቦ ክብረት፡

ተኣኪብና ነብዕላ፡ ዓመት መጸት።


ጥዋፍ ይበርህ፡ ሽምዓ ይመክኽ፡

ስውኣት ነልዕሎም፡ ታሪኾም ንትርኽ፡

ገላጺ ጉዕዞ ሂወት፡ ዝነብር ኣብ ታሪኽ፡

ለበዋኦም ንፈጽም፡ ነብስና ንሕከኽ። Read more





18/06/2020 22:25 PM

20 ሰነ ዝኽሪ ስዉኣትና፡

ረዚን ሕድሪ ኣብ ዝባንና ኣሎ!

ብ`ገብረዝጊ ኣፍወርቂ

ንሕና ደቂ ሰባት ኣብ ልዕሊ እዛ ሰላም ጌርና ሽገርገር ዘይብላ ሃዲእና ብጻዕርና ሰሪሕና ብጽቡቕ ክንነብረላ ብኣምላኽና ዝተዓደለትና ገነት መሬት፣ ኩልና ኣመንቲ ኣብ ጉዕዞና በብእምነትና ንፈጣሪና ኣመስጊና ነቲ እነምልኾ ኣምላኽ /ረቢ ብኣካል ክንርእዮን ክንድህስሶን ካብ ዉሽጢ ልብና ድልየት ኣሎና። እንተኾነ ግን ዘይረኤን ዘይድህሰስን ረቂቕ ኣካል ኣብ ኩሉ ቦታ ምሳና ከም ዘሎ ተረዲእና ኣብ እንነብሮን እንኸዶን ኣብ ውሽጢ ኩሉ ፍጡር ከምዘሎ ስለንኣምን ምስሉ / ስእሉ ብዓይኒና ርኢና ኣብ ልብና ኣቐሚጥና ንምሕረቱ ኣምላኸይ ምሳይ ኣሎ መደቐይ ንሱ ኢዩ ኢልና ንኣምን።  Read more





17/06/2020 21:25 PM

ቊጽሪ ስዉኣታን ብዝሒ ህዝባን

ዘይትፈልጥ ነጻ ሃገር መን’ያ?

ብወልደየሱስ ዓማር By Woldeyesus Ammar

ብዝኽሪ ስዉኣትና ዝያዳ እነስተንትነሉ ሰሙናት ስለ ዝኾነ፡ ንጽሑፋትናን መደረታትናን ክብርን ዘለኣለማዊ ዝኽርን ንስዉኣትና ብዝብላ ቃላት ክንጅምር ግድን ኢዩ። እቲ ዝኽርን ክብርን ናይ ኲሎም ጀጋኑ ስዉኣት ኤርትራ ዘይግድሶ ስርዓት ኣስመራ’ኳ ብተግባራቱን ጥልመታቱን ከይሓነኸ ዝዝምረለን ቃላት ኢየን።  …Read more




17/06/2020 21:25 PM

ታሪካዊ ጉዕዞ ሃገርነት፡ ኤርትራ።

THE JOURNEY OF NATIONHOOD

OF THE STATE-OF-ERITREA.

Seminar by Dr. Gebre Gebremariam

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም ብዛዕባ ታሪካዊ ጉዕዞ ሃገርነት ኤርትራ፡ ሰፊሕን ዓሚቕን ትንታነ ይህብ። ኣብዚ መደብዚ፦

(1) ታሪካዊ ጉዕዞ ሃገርነት ኤርትራ፡ መእተውን ኣገደስቲ ናይ ሂወት ምኽርታትን ማዕዳታትን (2) መሰረት ሃገርነት ኤርትራ: ፍልልያት ኣብ መንጎ ዳውላ/መንግስቲ (ሃገረ-ኤርትራ)፣ ስርዓተ-ምሕደራን (ስርዓት ኢሳያስ) ሃገር/ ህዝቢን ኤርትራ (3) ዲናሚካዊ ጉዕዞ ኤርትራዊ ሃገርነት: ታሪኻዊ ሰረታቱ (4) ኩነታት ኤርትራዊ ሃገርነት ኣብ ዘበን ስርዓት ኢሳያስ፡ ማሕበረ-ቑጠባዊ ብትከታት፣ ምብትታን ኤርትራውያን ስድራ-ቤታትን ቀጻሊ ስደት ኤርትራውያን መንእሰያትን (5) ኤርትራዊ ሃገርነት ኣብ ዘይርጉእ ዞባ ቀርኒ-ኣፍሪቃ፡ ጆኦፖለቲካዊ ውርሻታትን ሰረታትን ዝብል ኣርእስትታት ብዝርዝር ኣስተምህሮ ሂቡ ኣሎ።  Read more




17/06/2020 21:25 PM

ንዝኽሪ 20 ሰነ:

ኣደ ጅግና ስውእ ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ

ብግርማይ ቦኽረ ካሕሳይ

ወይዘሮ ግምጃ ግደ

ትሽዓተ ወርሒ ኣብ ከብዳ ዝተሰከመቶ

ኣብ ዝባና ሓዚላ ታተ ዘበለቶ፡

ሰለስተ ዓመት ሓቊፋ ጸባ ጡባ ዘስተየቶ፡

ኰስኲሳ መልሚላ ናብ ትምህርቲ ዘንቀለቶ፡

ናብ ሃገራዊ ቃልሲ ዘፋነወቶ፡

ድሃዩ ከይሰምዐት ዓመታት ዘሕለፈቶ፡

መስዋእቱ ሰሚዓ ብእልልታ ተቐቢላቶ።

…. Read more





16/06/2020 21:25 PM

ገምጋም ኣጠቓቕማ ኣገልግሎታት ሜድያ፡

ዝኽርታት ገድሊን፡ ህሉው ኩነታት ሃገርናን፡

ዘተ ምስ፡ ኣቶ ዮውሃንስ ጸጋይ

[MEREB-TV]

እዚ ዘተ`ዚ፥- (1) ቅኑዕ ኣጠቓቕማ ሚድያ (መራኸቢ)፡ ገምጋም ህሉው ኣጠቓቕማ ኣገልግሎታት ሜድያ (ማሕበራዊ መራኸቢታት)ን፡ ኣወንታውን ኣሉታውን ምዕባለታት ኣብ ኣጠቓቕማና፡ ንምምዕባሉን ንምሕያሉን ከምኡ`ውን ቅኑዕ ማእዝን ንምትሓዙን ክጠቕመና ዝኽእል ሓሳባትን ለበዋን፡ (2) ኣብ ዝኽርታት ገድሊን ህሉው ኩነታት ሃገርና ኤርትራን ዝምልከቱ ኣርእስትታትን የጠቓልል Read more

  1ይ ክፋል(09 June 2020)፡  2ይ ክፋል(09 June 2020)

  3ይ ክፋል(09 June 2020)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





16/06/2020 21:25 PM

Covid-19 is used by the regime in Eritrea to starve its people

By Petros Tesfagiorgis: Founding Member of Eritrea Focus

Photo: Hiwot magazine: Eritrean Elders Welfare Association (EEWA) UK.

In order to stop the spread of Covid-19, the Eritrean Government forced the population to a lock-down without any help to sustain their day to day living.  As a consequence, the population who are already poor are now left starving. The UN and the international community have the responsibility to acknowledge the dire situation and to challenge the Eritrean regime to live up to its… Read more




13/06/2020 20:30 PM

International Conference

for Democracy in Eritrea, Stockholm.

ዋዕላ ንደሞክራስያ ኣብ ኤርትራ፡

ክፉት ዓለምለኻዊ ዋዕላ ስቶክሆልም፡ ንደሞክራስያ ኣብ ኤርትራ (15-18 December 2000)።

እዚ ኮንፈረንስ`ዚ፡ ኣብቲ ድሕሪ ሓደ ዓመት  ኣብ 2001 ኣብ ኤርትራ ቅዋማዊ ስርዓት ንምቛም ምቅርራብ ዝግበረሉ ዝነበረ እዋን፡ ማለት ኣብ ታሕሳስ 2000 ኣብ ስቶክሆልም ዝተኻየደ ዋዕላ ኢዩ። እቲ ብቋንቋ እንግሊዝኛ ዝተኻየደ ዋዕላ ዘተኮረሉ ኣርእስትታት፦ ሕቶ ዲሞክራሲ፡ መስርሕ ድላው ቅዋም ኣብ ኤርትራን ክሳብ ክንደይ ሓቛፊን ሓራን ምዃኑ ምምርማር፡ ከምኡ`ውን እቲ ናይ 1997 ቅዋም ሒዙዎ ዘሎ ዓንቀጻትን ብመንጽር ዲሞክራሲያውነት ዝግምግምን ኢዩ። እዚ ቪድዮ`ዚ፡ ብፍቓድ ገዲም ተጋዳላይ ዶ/ር ሕሩይ ተድላ ባይሩ፡ ብመንገዲ www.snitna.com ዝቐርብ ዘሎ ሰነድ ኢዩ። Permission to publish this documentary video on www.snitna.com has been obtained from Veteran Dr. Herui Tedla Bairu.  Read more





11/06/2020 18:05 PM

መደብ ከብሒ ታሪኽ - ደጀን ሰውራ

1ይ ክፋል - 3ይ ክፋል

[DimTsi Hafash / ድምጺ ሓፋሽ:]

  1ይ ክፋል(05 Apr 2018)፡  2ይ ክፋል(09 Apr 2018)

  3ይ ክፋል(04 May 2018)4ይ ክፋል(10 May 2018)

  5ይ ክፋል(02 Feb 2020) ምድምሳስ ናዶው እዝ ኣብ ስርሒት   ነጥበ መቐይሮ

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





11/06/2020 18:05 PM

HUMAN RIGHTS SITUATION IN ERITREA

Report of the Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea

11 May 2020

The present report is submitted pursuant to Human Rights Council resolution 41/1, in which the Council extended the mandate of the Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea for one year and requested the mandate holder to present a report on the implementation of the mandate to the Council at its forty-fourth session.  As in previous years ...Read more

See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-



10/06/2020 23:38 PM

ተሪር መጸዋዕታ ንኹሉኹም ሃገራት ኣውሮፓ

ብደረጃ ዓዲታትኩም ባይቶ ዘይገበርኩም !!!!

ዝኸበርኩም ኩቡራት ደቕናን ኣሕዋትናን ነበርቲ ኣውሮፓ ደለይቲ ፍትሒ፡

ከምዚዝከር ንሕና ኣደታትኩምን ኣሓትኩም ኣንስትኹሙን ነበርቲ ኣውሮፓ ደቅናን ኣሕዋትናን ንምጥርናፍ ንምዚታይ ዝብል ተብግሶ ያኣኪል ምፍልላይ ኢልና ካብ 2018 ኣትሒዝና ንሰርሕ ዘሎና ኢና።ክልተ ዋዕላ ዲማ ጌርና ውጽኢት ይዚ ዲማ ፖለቲካል ውድባትን ህዝባውያን ማሕበራትን ጽቡቅ ተስፋ ርኢና ኣሎና ምስቲ ቅድሚ ሕጂ ከነዋዳድሮ ከሎና።

ብፖለቲካል ውዲባት አንተኮይኑ ብሓደ ዚሰርሑሉ ዘእሪይ መንገዲ ንርኢ ኣሎና ዓቢ ምስጋና ድማ ኣሎና። ህዝባውያን ማሕበራት  ግና ኣይግድን። Read more

See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-





10/06/2020 23:38 PM

IN APPRECIATION FOR MICHAEL JORDAN’S ANNOUNCEMENT

TO FINANCIALLY SUPPORT THE STRUGGLE

AGAINST INJUSTICE WORLDWIDE’

By: Mr Abdu Habib

Though injustice takes different forms in different parts of the world, all justice seekers, who rise up against any form of injustice, despite geography, race, faith, colour, culture, language or any other social distinction, should realize that they are fighting in the same trench. Though the united front of the enemy is not easy to detect due to the ability of the enemy to disguise their motive and hostile activities,...Read more




10/06/2020 23:38 PM

ቅትለት ኣፍሪቃዊ ኣመሪካዊ

ጆርጅ ፍሎይድ

ዘተ፡ ምስ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ኣዴታት፡ ወይዘሮ ኣስገደት ምሕረትኣብ፡ ወይዘሮ ሸዋ ስዩም፡ ወይዘሮ ከዲጃ ዓሊ መሓመድ ኑርን ወይዘሮ ኣስማሃን ዓሊ ኑዕማንን። 09 June 2020

[BBCትግርኛ ]

ቅትለት ኣፍሪቃዊ ኣመሪካዊ ጆርጅ ፍሎይድ (George Floyd's Death)፡ ነዚ ዝምልከት ዘተ፡ ምስ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ኣዴታት፡ ወይዘሮ ኣስገደት ምሕረትኣብ ተቐማጢት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ወይዘሮ ሸዋ ስዩም፡ ነባሪት ጀርመን፡ ወይዘሮ ከዲጃ ዓሊ መሓመድ ኑርን ወይዘሮ ኣስማሃን ዓሊ ኑዕማንን ካብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ምስ ቢቢሲ ትግርኛ (10-June-2020)።… Read more





07/06/2020 19:46 PM

ያልታደለ ህጻን = ዘይተዓደለ ህዝቢ

ሕሉፍ ታሪኽና ንኽድገም

ኣይበጻሕናን ዶ ኣብ ገምገም?

ብ'ሰሎሞን ዮውሃንስ by Solomon Yohannes

1ይን 2ይን ክፋላት

ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር መግዛእታዊ ስርዓት ብፖሎቲካዊ ቃልሲ ፈኸም እናበለ ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ንምስግጋር ዓቢ ድሪኺት ዝኾኑ መንእሰያት ወሎዶ 50ታትን 60ታትን ከመይ ኮን ነበረ፧ ኣብ ‘ቲ ሽዑ መራሒ መንግሰቲ ዝነበሩ ደጀዝማት ተድላ ባይሩ ዝፈጠሮሎም ስግኣት ኣብ ዕርበት መንግስትነቶም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብፖሊስ ንኽትግበር ዝኣወጅ ኣዋጅ ፖሊስ ብዘይ ፍቃድ ቤት ፍርዲ ንጥርጡራት ክሳብ ሰለስተ ወርሕን ዝያድኡን ንምቅያድ ዘኽእል ኣዋጅ 1/1955 ኣወጁ።ኣብ ግብሪ ምስ ወዓለ፡ ብርጋዴር ጀነራል ተድላ ዕቁቢት ንእምነቶም ዘተግብርሉ ዓቢ መሳርሒ ረኸቡ።  Read more

  1ይ ክፋል፡   2ይ ክፋል




07/06/2020 19:46 PM

ጸለምቲ ኣመሪካውያን፡

ምስጢር እታ ቐጠልያ መጽሓፍ

THE NEGRO MOTORIST GREEN-BOOK

[BBCትግርኛ ]

ዓሌታዊ ውጥረትን ሻቕሎትን ይቕጽል ከም ዘሎን እዚ ከኣ 'ብላክ ላይቭስ ማተር ሙቭመንት' ዝብል ጎስጓስ "ንጸረ ጎንጽን ዓሌታዊ ኣፈላላይ" ንምጥፋእ ዝዓለመ ምንቕስቓስ ፈጢሩ።

ኣብቲ እዋን ኣብ ዝተፈላላዩ ቦታታት ኣሜሪካ ክቱር ዓሌታዊ ፍልልይ ስለዝነበረ እቶም ብከተማ ማንሃታን ጉዕዞኦም ዝፈለሙ ተጓዓዝቲ፡ ህይወቶም ንምዉሓስ ብሓንቲ ቐጠልያ መጽሓፍ እናተመርሑ ይጓዓዙ ነበሩ። Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





07/06/2020 19:46 PM

ጽገናውነት (Reformism)

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር!

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ሰላም ከመይ ቀኒኩም ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት፣ ካብዚ ንዓለም ዝህውጻ ዘሎ ሕማም ተላገብ ኮቪድ-19 ብዘይ ገለ ጸገም ተጋላጊልኩም ክትህሉዉ ልዑል ትምኒትና እና-ኣቕረብና ነቶም ዝተለኽፉ የሕዋትና ቁልጡፍን ምሉእ ጥዕና ክረኽቡ፣ ነቶም ነዛ በዳሂት እዋን ክሰግርዋ ዘይካኣሉ ክኣ መንግስተ ሰማይ ይቀበሎም እናበልና፣ ንስድርኦም ጽንዓትን ደበስን ክረኽቡ ናይ ልባውን ሕውነታዊን ምቅርራብና ነቕርብ።

ናይ ሎሚ ኣርእስትና፡ ጽገናውነት (Reformism); ብካልኦት ተሓድሶነት ኢሉ ዝገልጽ፣ ብወገና ኣብ ደምበ ፍትሒ ዝዋሳእ ህዝብና፡ ኣብ ጥልቕ ዝበለ መጽናዕቲ ዘይምክያድን፣ ኣበየናይ እዋን ብኸመይ መገዲ፣ በዓል መን’ከ ተሓድሶን ልዑልን ስልጡን (Reformation) ጽገና ካብኡ ብዝበለጸ ዳግመ ድኮና የድሊ፣ ዘይበጻሕናዮን ኣብ ግብሪ ዘይነርእዮ ዘሎና ኮይኑ ስለ ዝስማዓና እዩ፡፡  Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




06/06/2020 04:32 AM

ቃለ ምስክርነት ብዛዕባ ሓርበኛ ተጋዳላይ ቢትወደድ ኣብራሃ፡ ካብ መሳርሕቱን ንመቓልስቱን

Testimony about Veteran Bitweded Abraha, prisoner (1991 - 2020).

ሓርበኛ ቢትወደድ ኣብራሃ፡ ብዘይ ፍርዲን ፍትሒን፡ ካብ 1991 ክሳብ 2020፡ ኣብ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ምስ ኣተወ፡ ሃለዋቱ ዘይፍለጥ ገዲም ተጋዳላይ ኢዩ። እዚ ተኻታታሊ ቪድዮታት`ዚ፡ ቃለ ምስክርነት ካብ መታዓብይቱ፡ መቓልስቱን መሳርሕቱን ኢዩ። እዚ መደብ`ዚ፡ ብዕለት 30 May 2020 ኣብ ፓልቶክ ሩም ሕድሪ ጀጋኑና ካብ ዝተኻየደ፡ ብቐጥታ ብስኒትና ዝተቐድሐን ዝተዳለወን ኢዩ።

 Part-1:  Part-2:  Part-3:  Part-4:  Part-5:  Part-6:

 Part-7:  Part-8:  Part-9:  Part-10:  Part-11:

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




06/06/2020 04:32 AM

Building Peace Between

Eritrea and Ethiopia - Booklet

ምህናጽ ነባሪ ሰላም

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን

بناء سلام دائم بين إريتريا وإثيوبيا

[Eri-Platform]


 ኣብዚ ጠውቑ፡   English:   ትግርኛ:  Arabic (عربى)





03/06/2020 02:54 AM

ዘእዊ ክረድእዎ፡ ዘስምዕ ክሰምዕዎ!

ንሓይልታት ምክልኻልን፡

ጸጥታን ፖሊስን ኤርትራ፡

AN OPEN CALL TO ERITREAN DEFENCE FORCES AND SECURITY AND POLICE OF ERITREA.

ተ/ጋ የውሃንስ ሃብተስላስ ኣድሓኖም

ምስ ሓርበኛታት ብጾቱ።

By Veteran Yohannes Habteselassie and his comrades. 01 June 2020.

ንህዝብኻ፡ ሃገርካን ነብስኻን ንምድሓን፡ ካብ ዘይምልከተካ ክጋፋሕ ዝኽእል ውሽጣዊ ግርጭታት ጎረቤትና ኢትዮጵያ፡ ኢድካ፡ ምእካብ!

እታ መላእ ህዝብና ብተራእዩ ዘይፈልጥ ሓጎስ ነጻነቱ ዘረጋገጸላ ዕለት፡ 29 ዓመታት ኣቚጺራ። እዛ ብጽዕቲ መዓልቲ ከኣ፡ ዕድል ህዝቢ ኤርትራ ኮይኑ፡ እዚ ጽንታ ህዝብና ዝዕላማኡ፡ ኣብ ስልጣን ብዘይድልየት ህዝቢ ተኾይጡ ዘሎ፡ ሃሱስ ፡ ብኣካል ዘይወዓለላን እከይ ጽላሎቱ ዘየምበረላን መዓልቲ ብምዃና ኸኣ፡ ዝያዳ ክብርቲ ዕለት ይገብራ።… Read more




03/06/2020 02:54 AM

ወዲ ዓሻስ ክልተ ግዜ ይውቃዕ      

ህዝቢ ኤርትራ ዓሻ ዲኻ ክልተ ሳዕ ክትውቃዕ?

ልዑላውነት ኤርትራ ከይድፈር ኤርትራዊ ዜጋ ሓቢርካ መክት

ብ`ገብረየሱስ ወልደሚካኤል

ህዝቢን ሃገርን ኤርትራ ኣብ ኣዚዩ ተኣፋፊ ናይ ግዜ ህሞት ይርከብ። ታፋፊ ግዜ ወይ ናብ ጥፍኣት ወይ ድማ ናብ ልምዓት ዘምርሕ ብድሆ ስለዝኾነ ወይ ዕድል ይፈጥር ወይ ምምላጥ ዕድል የኸትል። ኣብዚ ከነስተውዕለሉ ዘለና ግን፡ ግዜ ንገዛእ-ርእሱ ሻራ ወይ ወገን (time itself is neutral) የብሉን። የግዳስ እቲ ዝምልከቶ ብዓል ጉዳይ፡ ንኣብነት ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ብድሆ ዝፈጠሮ ዕድል ናብ ጥቕሙ ክቕይሮ ነቒሑ፡ ብውሕልና ዝመልኦ ጻዕሪ ክነጣጠፍ ይግብኦ። ስለዚ ግዜ ንባዕሉ ኣይሕግዝን ወይ ድማ ኣይዘርን እዩ። ደርፊ ስነ-ጥበባዊት ሓፍትና ኣበባ ሃይለ " ግዜ ዘርዩ'ምበር" ዝብል ከየጋግየና ንጠንቀቕ። ንግዜ ምጥቃን ንሓዋሩ ኣርባዕተ ነጥቢ ይገበረሉ። ኣብዚ እዋን'… Read more

See also ካልእ ጽሑፋት፦




Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print