September 2016 - Archive << Back

Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print
Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና


Search our site መድለዪ:
 








29/09/2016 23፡54 PM

‘ ሓገዝ ንኣካለ-ጽጉማን (ውጉኣት) ሓርነት

(ጨንፈር-ከሰላ ሱዳን) ‘

Fundraising Call for ELF Disabled Veterans -

in Kassalla- Sudan

ቅድሚ ሕጂ ተጀሚሩ ዝነበረ መደብ ምሕጋዝ ኣካለ-ጽጉማን ሓርነት (ከሰላ-ሱዳን) Disabled Veterans - Kassalla-Fundraising ሓገዝኩምን ወፈያኹምን ክትቅጽሉዎ ጻዋዒት ይቐርብ ኣሎ’ሞ፡ ኩሉ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ዓቕሙ ከወፊ፡ ስኒትና.ኮም ደጊማ ትምሕጸን።

 ነዚ ዝምልከት ኣቐዲሙ ዝተፈነወ መደብ ራድዮ፡ ዘተ ምስ ኣባላት ኣካለ-ጽጉማን ዝተኻየደ ቃለመሕትትን ጻውዒትን ንምስማዕ ከምኡ ድማ ወፈያ ንምግባር ምስእትደልዩ ዝርዝር ሓበሬታ ወይ መወከሲታት፡- ኣብዚ ጠውቑ






26/09/2016 23:52 PM

Searching for an Effective Strategy to End the Eritrean Nightmare:

Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement.

By Prof. Araya Debessay.

Paper presented at the Eritrean Forum, University of San Francisco - September 24, 2016

A. Introduction

First and foremost, I would like to thank Meron for inviting me to this Eritrean Forum and for giving me the opportunity to meet with many Eritrean activists and those non-Eritreans who sympathize with the predicament of the Eritrean people. I would also like...Read more





26/09/2016 23:52 PM

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

(ዓለምለኻዊ ተበግሶ)፡

ብቪድዮ ዝቐረበ መግለጺ።

ኣብዚ ጠውቑ





25/09/2016 23:41 PM

ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) - ናዝ የማነ

ናይ Sunday 25 September 2016 show መደብ

ካብ ምብትታን ኢትዮጵያ ዝረብሕ ወይ ዝጉዳእ መን'ዩ? ኤርትራ??

Who benefits or loses from

the disintegration of Ethiopia, Eritrea??

Voice of Eritrea's discussion with two well known veterans, Merid Zeru from Netherland and Yacob Abdela from Canada, on the above issue. ራድዮ ድምጺ ኤርትራ፡ ነዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ኣርእስቲ ንምዝታይ፡ ምስ ክልተ ፍሉጣት ሓርበኛታት፡ ኣቶ መርእድ ዘርኡ (ካብ ነዘርላንድ)፡ ከምኡ'ውን ኣቶ ያዕቆብ ዓብደላ (ካብ ካናዳ)፡ ዝተኻየደ ዕላል ኢዩ።




25/09/2016 16:12 PM

15 Minutes of Silence for Eritrea,

London, Sept 23, 2016 - Tsedal Yohannes




25/09/2016 16:12 PM

London Refugee welcome march: The voice of the voiceless in Action

By Petros Tesfagiorgis

[ Assenna - ኣሰና ]


The day was Saturday 17 September 2016.  A colleague and I members of Eritrean Refugees Support Association in the United Kingdom ( ERSA-UK)  made it to the 11.30 am appointment with Migrant and Refugees Communities Forum (MRCF)  at Marble Arch/Speakers Corner.   MRCF is one of the organisers of the Refugee Welcome March. Read more





22/09/2016 23:40 PM

ዓምዲ ጥዕና፡-

ምክልኻል ነብሰ-ቅትለት

ቃለ-መጠይቅ ምስ ኣቶ ዩሃንስ ፈርናንድ ድራር ኽኢላ ስነ-ኣእምሮ

[ VOA Tigrinya ]

ዝሓለፈ ሰሙን 10 መስከረም 2016፡ ዓለምለኻዊ መዓልቲ ምክልኻል ነብሰ-ቕትለት ተዘኪሩ ኔሩ። ጸገም ነብሰ-ቕትለት፡ ብፍላይ ኣብ ወጻኢ ኣብ ዝርከብ ማሕበረሰብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ማዕረ ክንደይ ኣሰካፊ`ዩ? ንምክልኻሉ`ኸ እንታይ ክግበር ይክኣል? ዝብል ሕቶታት ዝምልሰልና ሓደ ኽኢላ ስነ-ኣእምሮ ዓዲምና`ለና። ኣቶ ዮውሃንስ ፈረናንድ ድራር ኣብ ካናዳ ከተማ ኦታዋ፡ ከም ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ኾይኑ ኣገልግሎት ምኽሪ ዝልግስ በዓልሞያ`ዩ። ብዛዕባ`ቲ ዝተዘከረ ዓለምለኻዊ መዓልቲ ምክልኻል ነብሰ ቕትለት ብዝምልከት ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

Read more

ተመሳሰልቲ ኣርእስትታት ኣብዚ ርአ፡-




22/09/2016 23:40 PM

ቲቪ-ሰነድ ኤርትራ TV Sened ERITRA

ንመዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ፡ ዝምልከት ቃለመሕትት

 

ሙሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ




22/09/2016 23:40 PM

ANALYSIS ON ERITREAN ECONOMY

       ቁጠባዊ ትንታነ ኤርትራ፡

DR GEBRE GEBREMARIAM  ብ'ዶር ገብረመስቀል ገብረማሪያም።

[ Tempo AfricTV  ]

ANALYSIS ON ERITREAN ECONOMY ’ DR GEBRE GEBREMARIAM

  ኣብዚ ጠውቑ፡   Click here



21/09/2016 23:45 PM

ሓጺር ጸብጻብ ራብዓይ ዓመታዊ ዳግመ-ርክብ

 ገዳይም ተጋደልቲ ተ.ሓ.ኤ


ዳግመ-ርክብ ገዳይም ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ራብዓይ ዓመታዊ ርክብ፡  ኣብ ነሓሰ 19-21 2016 ኣብ ከተማ ኣትላንታ ጆርጂያ ኣብ ኣዳራሽ  ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን  ኮሙኒቲ ተኻይዱ። ብመሰረት እቶም ዓበይቲ ዕላማታት ናይ`ዚ ዳግመ-ርክብ`ዚ፡ ንውህሉል ናይ ሓባር ተመክሮታት - ብስእሊ፡ ብቃል፡ ብጽሑፍ፡ ንምስናድን ብመንጽር ዝተፋላለየ ኣረኣእያታትን ተመኩሮታትን ንምድህሳስን ትርጉም ንምሃብን፡  እዚ ዓመት እዚ`ውንዝልለ ኣሳልጦ ነይሩዎ።

Read more





19/09/2016 23፡49 PM

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ።

Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement (GIEEGM).

At Paltalk: Smerrr Room-1.

Public Seminar ህዝባዊ ሰሚናር

Saturday September 17, 2016




19/09/2016 23፡49 PM

Imaginary letter to be delivered to all Eritrean prisoners.

Our Veterans!

[ Asmarino - Kiki Tzeggai]

My dear sons, my dear daughters:

my heart is breaking and I feel like giving in, because I know you are missing the friendly hand, the laughter at home, and the jokes among siblings along   the school days of your own kids.

 

     I know that each day the road seem stormy to you, but I ask you to be strong in your minds.  I ask you to believe that you will see our country at its best.  I want you to believe that sunshine will come after the rain. The joy will follow your...Read more



18/09/2016 22:35 PM

ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) - ናዝ የማነ

ናይ Sunday 18 September 2016 መደብ

ቃለመጠይቕ ምስ ሜሮን ስመዳር፡ ወዳቢ ኮንፈረንስ፡-

Eritrean Conference on Development & Human Rights

 መንእሰይ ሜሮን ስመዳር፡ (Meron Semedar)፡ ካብ ክልተ ሓርበኛታት ወለዲ ዝተወልደ፡ ወዲ ስዉእ ኣቦን ኮይኑ፡ ኣብ ሰብኣዊ መሰላትን መሰል ስደተኛታትን ክነጥፍ ዝጸንሐ ኢዩ። ንህሉው ሽግራት ኤርትራ፡ ዲሞክራሲያዊ መፍትሒ ንምርካብ ይሰርሕ፡ ከምኡውን ንኹሉ ኤርትራዊ፡ ፖለቲካዊ ባይታኡ ብዘየገድስ፡ ኣብ ሓደ መኣዲ ተራኺቡ ብጉዳይ ሃገሩ ንክዝቲ ይጽዕር። ሜሮን፡ ኣብ ዕለት 24 መስከረም 2016 ዝካየድ፡ ሰፊሕ ኮንፈረንስ (Eritrean Conference on Development & Human Rights) ኣብ ምውዳብ እውን ይርከብ። ንመደባቱ ንምዕዋት ድጋፍ ይሓትት ስለዘሎ፡ ድጋፍ ንምግባር ኣብዚ ጠውቑ


 ዝሓለፈ መደባት ድምጺ ኤርትራ ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ።  Past shows or to listen: click here





18/09/2016 02፡53 AM

Eritrea: 15 years later

still no information on jailed senior politicians and independent journalists

[ Ohchr.org ]

GENEVA (16 September 2016) – The UN Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea, Sheila B. Keetharuth, today called on the Eritrean Government to urgently provide information on the whereabouts and state of health of senior government officials and independent journalists arrested on 18 September 2001 and in the following days. Read more




18/09/2016 21:20 PM

  ግዳያት ጸሊም ታሪኽ-መስከረም 18, 2001     

Victims of Eritrea's Black history, September 18 2001

Victims of Eritrea's Black history, September 18 2001

    Read more - ኣብዚ ጠውቑ




17/09/2016 23፡28 PM

14 መጋቢት 1953 ምስ 18 መስከረም 2001

በበይነን ዚተወልዳ መናቱ ዕለታት!

ብ’መሲናስ

 ሓደ ኣብ መሮር ባዕሉ በቚሉ ፍረ ዚህብ ገረብ ወይ ኦም፡ ፍረኡ ምቁርን ጥዕና ዚህብን እንተኾይኑ፡ ልክዕ ከምቲ ባዕልኻ ኣብ ግራትካ ዚተኸልካዮ ገረብ ኣራንሺ ይኹን ቱፋሕ (ሜለ) ኣብ ሓጋይ ማይ እናኣስተኻ፡ ኣብ ግዜ ክረምቲ ድማ እናኾስኰስካን እናጸሃኻን ትከናኸኖ ኢኻ! ጥዑም ፍረኡ እናሃበካ ከሎ ከኣ ግድን ባዕለይ ዘይተኸልኩዎ ኢልካ ካብ ምንክብካቡን ካብ ምእላዩን ኣይትቑጠብን ኢኻ! Read more







17/09/2016 23:19 PM

ባይቶ ኣመሪካ፡ ኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ፡

ብጉዳይ ኤርትራ ዘትዩ።


ባይቶ ኣመሪካ፡ ኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ፡ "ኤርትራ እተረስዐ ዞባዊ ስግኣት (Eritrea: A Neglected Regional Threat)፡ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ንኩነታት ኤርትራ ኣልዒሉ ኣብ ዕለት 14 መስከረም 2016 ዘትዩ። ኣብዚ ንክልተ ሰዓታት ዝቐጸለ ዘተ፡ ብኣመሪካውያን ከምኡ'ውን ኤርትራውያን ዝቐረበ ምስክርነታትን ጸብጻባትን ሰሚዑ። ነዚ ዝምልከት ዝርዝር ጸብጻብ ብተወሳኺ ካብ ድምጺ-ኣመሪካ ከምኡ'ውን ራድዮ ኤረናን SBS ራድዮን ዝቐረበ ጸብጻብ ኣብዚ ዝስዕብ ክትሰምዑዎ ትኽእሉ፡-






17/09/2016 23:19 PM

18 መስከረም

ጀጋኑ ናብ ሰፈር ክብረት፤

ጃጃዊ ናብ ሰፈር ውርደት፡ ዝለኣኸት ዕለት።

[ Erimedrek.com መድረኽ ]

መስከረም ኤርትራ ቅንያት ቅዱስ የውሃንስ፥ ቅንያት ገዓት ጠስሚ፥ ቅንያት ሕዮባን ገልገለ መስቀለን ኢያ ኔራ – ክሳብ 18 መስከረም 2001። ሎሚ ግን መስከረም ኤርትራ ካልኣይ ገጽ ደሪባላ።ጸላም ገጽ። እቶም ኤርትራ ከምቲ ቀቢሮሞም ዝመጹ ብሉጻት ብጾቶም ዝበሃግዎ ክትከውን ዝሓተቱ ኣርካናት ዴሞክራስያዊ ለውጢ 2001፥  ከምኡውን ደሃዮ’ም ዜስመዑ ጋዜጠኛታት ኣብዛ ዕለት እዚኣ’ዮም ብጭካነ ከካብ ዝነበርዎ ተወሲዶም ናብ ማሕዩር ዝኣተዉ።

 Read more






14/09/2016 17:07 PM

Eritrean Veterans – PLEASE UNITE

By Kiki Tzeggai


In any war, the battles and the terrains are deadly.  This was true for our Veterans and for the Ethiopian occupier.

Our Veterans were only supplied with extended courage, determination and support from the Eritrean people. Our valiant Veterans were backed by love for country and love from their families, from one generation to another.  Read more







11/09/2016 23:48 PM

ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) - ናዝ የማነ

ናይ Sunday 11 September 2016 show መደብ

መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ፡ ዝምልከት

 

ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ

Past shows or to listen: click here





11/09/2016 17:21 PM

መደብ ራድዮ ኣሰርና 10 September 2016፡- ብ’ይትባረክ ገብረትንሳኤ

Read more





06/09/2016 23:45 PM

ዓምዲ ጥዕና፡-

ሕማም ምርሳዕ ወይ Dementia

[SBS Radio 25/08/2016 03:04 PM]

ሕማም ምርሳዕ ወይ Dementia ግቡእ ኣካል እርጋን ኣይኮነን፡ እንተኾነ Alzheimer Australia ከምዝትንበዮ፡ ኣብ ከባቢ ዕድመ ሓምሳታት ሓደ ሚሊዮን ዝኾኑ ኣውስትራሊያዊያን በዚ ሕማምዚ ይሳቐዩ።   ብፍሉይ ብስደት ዝመጹ ሓደሽቲ መጻእቲ ኣውስትራሊያዊያን ኣብ ምጅማር እቲ ሕማም፡ ብእዋኑ መርመራ ስለዘይገብሩን ከምቲ ዝደልይዎ ክንክን ስለዘይረኽቡን እቲ ጸገም ተደራራቢዩ፡፣   ኣብዚ ጉዳይ ኪኢላታትን ኣብ ክንክን ዝዋስኡን ነዚ ናይ ሕማምርሳዕ ጸገም ፍሉይ ባህላዊ ኣተሓሕዛ የድልዮ እዩ ይብሉ። Read more

ተመሳሰልቲ ኣርእስትታት ኣብዚ ርአ፡-




06/09/2016 23:45 PM

ጠቕሚ ናይ ግዜን ምሕደራ ንኣጠቓቕማ ግዜን

ደራሲ ዶ/ር ተስፋ ገብረመድህን

ትርጉም    ናብ ትግርኛ ብመም/ተኽለ ስብሃቱ


ግዜ ይሓልፍ ኣሎ፣እታ ሰዓት ብዘይ ምቁራጽ ቂም ቂም ትብል ኣላ፣ንሕና ግን ክንቆጻጸራ ኣይከኣልናን. ከምቲ “ግዜን ማዕበልን ንዝጽበይዎ የብሎምን”ዝበሃል ግዜ ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኢያ።ግዜ ክትመሓደር ኣይትኽእልን’ያ፣ንሕና ጥራሕ ኢና ንገዛእ ርእስናን ንጠቕሚ ናይ ግዜን ከነማሓድር እንኽእል።ብቀጻሊ ዝኣክል ግዜ ከም ዘሎና ከም ጭቡጥ ወይ ርግጸኛ  ጌርና ንወስዶ።ንኹሉ ንጹር ከም ዝኾነ፣ንኣጠቓቕማ ናይ ግዜ ብግቡእ እንተድኣ ተረዲእናዮን ንጠቕሚ ናይ ግዜ ድማ ብግቡእ እንተድኣ ኣመሓዲርናዮ ዝኾነ ነገር ንምስራሕ ዝኣክል ግዜ ኣሎ።ምምሕዳር ጠቕሚ ግዜ ኣብ ዓወትን ሓጎስን ናይ ዝኾነ ሰብን ኣብ ሞያዊ ዕብየትናን ውልቃዊ ህይወትናን ኣዚዩ ወሳኒ’ዩ።


ምሕደራ  ጠቕሚ ግዜ ማለት ብልክዕ ከም ርእሰ-ምሕደራ ማለት ኢዩ።እቲ ንካልኦት ከነማሓድር እንጥቀሞ ጥበብ ወይ ሜላ ልክዕ ከምቲ ንነብስናን ስድራ-ቤትናን  ከነማሓድር እንጥቀሞ ሜላ ምዃኑ ክንፈልጥ ኣገዳሲ’ ዘዩ። ኣብዛ ብናይ ግዜ ንቕሓት ብፍጥነት እትልወጥ ዘላ ዓለምና፣ኣጠቓቕማ ግዜ ብግቡእ እንተድኣ ኣመሓዲርና ኣብ ሓጺር ግዜ ብዙሕ ነገር ከነሳልጥ ከም እንኽእል ዘታባብዓና ኢዩ።ከነረጋግጾ ዝግበኣና ግን ዝያዳ ወይ ብዝሒ ግዜ ክንገብር ከም ዘይንኽእል…Read more




04/09/2016 02:33 AM

ህዝባዊ ሰሚናር PUBLIC SEMINAR  

ብኣቶ ዓብዱ ዓብደላ by Mr. Abdu Abdella.

ኣብ ፓልቶክ ሩም EMDHR,

03 Sep 2016

Topic (ኣርእስቲ)፡- Nation Building in Post-Independent Eritrea.

ህንጸት ሃገር ኣብ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ።




01/09/2016 14:07 PM

ራድዮ ኣሰርና (Radio Aserna) ይትባረክ ገ/ትንሳኤ

ፍሉይ መደብ - 1st September 2016

ሎሚ ሓሙስ፡ 01 መስከረም 2016፡ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም፡ ዝተዳለወ ፍሉይ መደብ ፈነወ ኢዩ። ገዲም ተጋዳላይ፡ መምህር ዘርኡ የዕብዮ፡ ደራሲ መጽሓፍ “መመዘክርና እንተንግንጽል” እውን ናይ ሎሚ ጋሻና ኢዩ።

See Related/ምስዚ ዝተኣሳሰረ ታሪኽ:-




04/09/2016 22:10 PM

ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) - ናዝ የማነ

ናይ Sunday 04 September 2016 show መደብ

ብዛዕባ "ወፍሪ ስግረ-ዶብ"

ዕላል ምስ፡- ገዲም ተጋዳላይ ተሓኤ-ነበር፡ ዘካርያስ ሃብተ

ELF veteran, Zekarias Habte, recalls his experiences (WEFRI SGRE-DOB) and more. ምስ ፍሉይ ዕዱም ጋሻና ገዲም ተጋዳላይ ተሓኤ-ነበር፡ ዘካርያስ ሃብተ፡ ብዛዕባ፡- (1) ግፍዕታት ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ጋሽን ምትሕልላይ ህዝቢን፡ (2) ኩናት ከባቢ ባረንቱ፡ ከባቢ ኣስመራ (1975)፡ ምድግጋፍ ውድባት ተሓኤ’ን ህሓሓኤ’ን፡ ኣብቲ እዋን’ቲ፡ (3) ብዛዕባ ንስምረት ክልቲኡ ውድባት ዝምልከት ኣብ ውሽጢ ተጋደልቲ ዝነበረ ዉዕዉዕ ስምዒትን ኣብነታትን፡ (4) ግጥማት ኣንጻር ጸላኢ ኣብ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ እዋን 1975-77 (5) ስርሒት ወፍሪ ስግረ-ዶብ (ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ)ን ዝገጠመ ኩነታትን፡ ካልእ ብዙሕ ኣገዳሲ ታሪኽን ኣልዒሉ ባዕሉ ዝወዓሎን ዝተሳተፈሉን ሃብታም ታሪኽ ጅግንነታዊ ፍጻሜታት ኣዘንትዩልና ኣሎ።

  1ይ ክፋል (04 Sep 2016)፡ 2ይ ክፋል (02 Oct 2016)፡   3ይ ክፋል (02 Oct 2016)፡

ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ

Past shows or to listen: click here



03/09/2016 03:15 AM

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ብኣጋጣሚ (መበል 55) ባሕቲ መስከረም

ኣብ ሎንዶን፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡፡

ብምኽንያት በዓል መበል 55 ዓመት ንዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 1961 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብሓባር ንምብዓል፡ ኣብ ሎንዶን ንርከብ ኣባላት ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ሰፊሕ ምሸታዊ መደብ ኣዳሊና ስለዘሎና ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ታሪኻዊ ዕለት ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብኣክብሮት ንዕድመኩም፡፡

ዝካየደሉ ዕለት፡- ሰንበት - 11/09/2016

ዝካየደሉ ቦታ፡- Anti – Tribalism Movement House, Market Approach, Off Lime Grove, Shepherd’s Bush, London W12 8DD ሰዓት፡ ካብ ሰዓት 5 ድ.ቐ ክሳብ 9 ድ.ቐ

ብደሓን ምጹ፡፡  ኣወሃሃዲት በዓላት ዓባይ ብሪጣንያ።




01/09/2016 02:42 AM

ሓጺር ጸብጻብ ልዝብ ኣባላት

ኣኼባ ዓለምላኻዊ ተበግሶ

ዓለምላኻዊ ተበግሶ ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን (ብኣሕጽሮ ዓለምላኻዊ ተበግሶ) ብነሓሰ 27, 2016  ልዝብ ምስ ደገፍቱን ኣባላቱን ዕውት ጉባኤ ኣቓኒዑ።

     እቲ ጉባኤ ብመንገዲ ዕላል-የዕሩኽ (paltalk) ከምኡ'ውን ብናይ ስልኪ ዘተ (teleconference) እዩ ተቓኒዑ። ተጋባእቲ ካብ ኩሉ ኩርናዓት  እዩም ተሳቲፎሞ። ንምጥቓስ ዝኣኽል ካብ ዴንማርክ፡ ስዊድን፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ጀርመን፡ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ፡ ሆላንድ፡ ብፍላይ ብዝሒ ተሳታፍነት ሃገረ እስራኤል ንኹሉ ተሳታፋይ ባህ ዘበለ እዩ ኔሩ። ተሳተፊቲ ድሕሪ ነብሶም ምልላዮም፡ ቀጺሉ ዝቐረበ ዛዕባ መእተዊ ብኣባላት ሓይሊ ዕማም ፕሮፊሰር ኣርኣያ ደበሳይ፡ ኣቶ ተወልደ ስእለ፡ ወ/ሮ ተኽኣ  ዮውሃንስ፡  ኣቶ ዑቕባይ ገብረመድህን ብከምዚ ዝስዕብ ቀሪበ። Read more































Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe