Copyright © www.snitna.com

June 2016 - Archive

Top


28/06/2016 23:03 PM

Eritrean Youth on Fire

The June 23, 2016 historic demonstration in Geneva -

by Petros Tesfagiorgis

[Asmarino - ኣዝማሪኖ ]

The time was around 12 clock 23 June 2016, some of us from UK were on our way to the park near the city centre of Geneva where the march to the office of UNHCR was due to begin.   On the way I met Aida Kidane from Sweden – with her camera.    She was hastily walking through the route of the march in order to secure a convenient spot to take video.  I joined her in the walk until we find a spot   convenient enough for her to take video for documentation. Read more      Part-1    Part-2       

See Related news:




27/06/2016 23:01 PM

ንዝኽሪ ዓቢ ስነጥበባዊ ኣቦና ነፍስሔር ትኳቦ ወልደማሪያም

   ኣንታ ዓቢ መምህር!

                ብሓውኹም መሲናስ

ኣንታ ዓቢ መምህር!

ጥንታዊት ማትኣ ናይ ጥበባት ኣደ

ደቕኪ እምበር ከይዶም በብሓደ

እቲ ዕዙዝ ሃብትኺ ናትኪ ግደ

ሞያኽን ታሪኽክን እንከይተሰነደ

ትኳቦዉን ሎሚ ብሞት ምስ ተወስደ

ብልቢ ሓዚነ ኣመና ሰንቢደ!

…Read more





25/06/2016 19:51 PM

ቲቪ ሰነድ ኤርትራ Historical Demonstration by justice-seeker Eritreans

ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ደለይቲ ፍትሒ Geneve 23 June 2016

See related news / ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




25/06/2016 04:08 AM

Hanna Petros Solomon

Presents

 a Touching Testimony

[ MEFTIH መፍትሕ ]

Dear ladies and gentlemen,

My name is Hanna Petros Solomon and I came here today to share my experiences with you all. An experience that many Eritreans can relate to.


Very recently I had a trying time in my life. No, I didn’t have to dodge bullets to cross another border, I had to write my transfer essay to university. In order to understand who you are as a person, universities ask you to describe the journey that brought you to them. I wrote what I thought was an excellent essay about why I came to America and handed it to my professor who was helping me with the process. He told me that the essay spoke more about my country and the state of a dictatorship than it did my own experiences, it had to be personal. In an effort to apply his advice, I changed every “we” pronoun to “I”, and suddenly the words on paper became too personal, painful even. As I share some of it with you today, Read more





25/06/2016 02:45 AM

“ልብና ብሓባር’ዩ ዘሎ!”

ግጥሚ ብጋዜጠኛ ሳሙኤል ገብረሂወት





23/06/2016 23:09 PM

መበል 32 ስሩዕ ኣኼባ፡ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ። 21 ሰነ 2016

ሰፋሕቲ ናይ ደገፍን ተቓውሞን ሰላማዊ ሰልፍታት

COI-Eritrea Report:

Massive Demonstrations by Eritreans  

21 - 23 June 2016

ሎሚ መዓልEritrean Demo in Geneve 21-23 June 2016ቲ፡ ንጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤEritrean Demo in Geneve 21-23 June 2016ርትራ ዝምልከት ጸብጻብን ርእይቶን ኣባል ሃገራት፡ ኣብ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ መሰላት፡ ክስማዕ ውዒሉ ኣሎ። ኣብዚ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዝወዓለ ጸብጻብን ርእይቶ ሃገራትን ኣመልኪቱ፡ Read more






22/06/2016 02:05 AM

መልእኽቲ ንሰብ ጽሩራ ህግደፍ

ብ'ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ ባዓታይ

[ Asmarino ኣዝማሪኖ ]

ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ ባዓታይ፡ ንፍትሒ ደው ዝበለት፡ ኣዴናን ዓባይ ሓብትናን ኢያ። ኣበባ! ንሰላምን ዕርቂን፡ ንፍትሒን ንራህዋን ህዝቢ ኤርትራ ዝሕግዝ፡ ሕሰም ኤርትራ ተቐንጢጡ ዝጸልመተ ህይወትና ክሕደስ፡ እታ ዓደ ጠስሚን መዓርን ዝኾነት ኤርትራና ድማ..እፎይ! ኢልና ክ ንረውየላን ከነስተማቕራን፡ በቲ ሓቀኛ ናይ ኤርትራዊት ኣደ ምዕዶኣ ብቐጻሊ ተስንቐና ጸኒሓን ኣላን።


ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ ባዓታይ፡ ሓንቲ ካብተን ሃገርና ኤርትራ ዘፍረየተንን እትኾርዓለንን ቀዳሞት ዕዉታት ደቀንስትዮና ኢያ። ኣብ እዋን ንእስነትና እንዝክረን መጻሕፍቲ ከም፡- ንመን'የ ዝነግሮ (1970ታት)፡ ዋይ ኣነ ደቀይ! ሰኣን ምምልካት'ዶ? (1970ታት)፡ ከምኡ'ውን ብእንግሊዘኛ፡ A Painful Season & Stubborn Hope - The Odysssey of an Eritrean mother." 1992 ዝብላ፡ ገለ ካብተን ንኣንበብቲ ዘበርከተት ኣደ ኢያ። ሕጂ'ውን ኣይተሓለለትን። ኣብ እዋን መግዛእታዊ ስርዓተ ደርጊ፡ ከም ብዙሓት ውፉያት ኤርትራውያን፡ ንሳ'ውን ግዳይ ማእሰርቲን መግፋዕቲን ኮይና ኢያ። ዕድላ ጸቢቑ ግን ከምቶም ኣብ ማእሰርቲ ዝሓቐቑ ኣይጠፍአትን፡ እግዚኣብሔር ጽንሒ ኢሉዋ። ገና ንሰናይ ህይወትን ፍትሒን ህዝቢ ኤርትራ ደው ብምባል ቃልሳ ተሰላስል ኣላ። ኣብዚ ናይ ሎሚ መልእኽታ፡ ብኣጋጣሚ 23 ሰነ 2016 ኣብ ከተማ ጀነቫ (ስዊዘርላንድ) ብደለይቲ ፍትሒ ተወዲቡ ዘሎ ንቕሎ፡ ንሰብ ጽሩራ ኤርትራ ዝቐንዐ ዓቢይ መልእኽቲ ሒዛትልና ቀሪባ ኣላ። ኣበባ! ብኣኺ፡ ኣዚና ንኾርዕ! ስኒትና.ኮም






21/06/2016 19:09 PM

Eritrean Peoples Mobilization for Justice

Eritreans in United States support the work of COI  - June 20, 2016


We, Eritrean Americans, are deeply grateful and supportive of the exceptional work done by the Commission of Inquiry Eritrea to determine the extent of human rights violations perpetrated against the Eritrean people by the totalitarian regime in Eritrea. We are particularly encouraged by the conclusion and recommendations made by the commission to have the International Criminal Court (ICC) involved in bringing the perpetrators of those heinous crimes to justice.

Read more




21/06/2016 17:25 PM


ጸብጻብ መበል 32 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት

ኣብ ጉዳይ ኤርትራ - 21 ሰነ 2016





20/06/2016 20:53 PM

Glory to our Martyrs!

ዘለኣለማዊ ክብሪ ንሰማእታትና!

See related / ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



20/06/2016 20:53 PM

ስውእ ኪጥብሩ!

ብሓውኹም መሲናስ

እዞም ወኻሩ ደንደን ፍጹም ዘይሓፍሩ

ብዘይሕግን ፍርድን ህዝቢ እናሓየሩ

ዚዓንበበት ተኽሊ ካብ ሱራ እናኣሕረሩ

ሎሚውን ከም ቀደም ስውእ ኪጥብሩ

ኣብቲ ምዕራፍ ጅግና ክቡር መቓብሩ

ከም ገበርቲ ጽቡቕ ዕንባባድዮም ከንብሩ!?

 Read more




19/06/2016 21:35 PM

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 19 June 2016 show መደብ

Ethio - Eritrea conflict and its solutions -

resolution of the indictment of Geneva and its consequences

ግጭት ኢትዮ-ኤርትራን መፍትሒኡን፡ ውሳኔ ክሲ ጀነቫን ክህሉ ዝኽእል ሳዕቤናትን

Voice of Eritrea Halifax Canada Is conducting panel discussion with three Veterans: Adiam Tefera from Germany, Merid Zeru from Netherland and Kbreab Tesfu from Canada about the current development in Ethio - Eritrea conflict and its solutions. What would be the resolution of the indictment of Geneva and its consequences. And other related issues, the statue of Eritrean refugees in Israel and the victims of Mediterranean ocean. መዛተዪ ኣርእስቲ፡-ግጭት ኢትዮ-ኤርትራን መፍትሒኡን፡ ውሳኔ ክሲ ጀነቫን ክህሉ ዝኽእል ሳዕቤናትን። ተሳተፍቲ፡ ሰለስተ ገዳይም ተጋደልቲ፡- (1) ኣድያም ተፈራ፡ (2) መርእድ ዘርኡ፡ (3) ክብርኣብ ተስፉ።

ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ

Past shows or to listen: click here




14/06/2016 01:28 AM

መብርሂ ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን፡

ከምኡውን ጻውዒት ንኤርትራውያን -

 ብኣቶ ክብሮም ዳፍላ

[ራድዮ ኤረና - 13 ሰነ 2016 ]  

ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ንመስርሕ ምምዛዝ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ዝምልከት ካብቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ክወርድ ዝጸንሐ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝነቅል ከምዝኾነ ኣብሪሁ። ብተወሳኺ፡ ንትሕዝት ናይቲ ኣብ ዕለት 08 ሰነ 2016 በታ መርማሪት ኮሚሽን ዝወጸ መግለጺ ዝምልከት፡ ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ ኣሎ። ኣብ መወዳእታ ድማ፡ ኩሉ ኤርትራዊ ናብ ጀነቫ ብምኻድ ድምጹ ከስምዕ ከምዘለዎ ጸዊዑ። Read more





14/06/2016 01:28 AM

ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK

ሓድነት ኤርትራዉያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ

ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሊድስ

     ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ሊድስን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ሊድስ ንዕለት 18 ሰነ 2016  ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም።

     ኣብዚ ኣኼባዚ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሕዝብናን ሃገርናን ክንዝቲን፥ ጸገማትና ክንፈትሓሉ ዘኽእል እማመ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ክንማኻኸረሉን ኢና። ቅድሚ ሕጂ…Read more




13/06/2016 20:49 PM

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተላዒሉ ዘሎ ግጭት፡

 ብዘይ ዝኾነ ቅድመ ኩነት ደው ክብል፡ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ይጽውዕ።

 ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጲያን ኣብ ክንፊ ግንባር ጸሮና ወተሃደራዊ ግጭት ተኸፊቱ ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ገሊጾም ኣለዉ። መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ኤርትራ፥ እዚ ግጭት እዚ ብዘይ ዝኾነ ቅድመ ኩነት ደው ክብል የተሓሳስብ። ህዝብታት ክልቲኡ ሃገራት፥ ሰራዊት ክልቲኡ ሃገር፥ ምሁራት፥ ሲቪካውያን ማሕበራት፥ ማሕበረሰብ ዓለም እውን፤ እዚ ኣብ ውሱን ከባቢታት ጀሚሩ ዘሎ ግጭት ናብ ዝለዓለ መልክዑ ከይዓረገ ክገትእዎ ውሁድ

 Read more


ምስዚ ዝተኣሳሰር ዜና - Related News፡-





12/06/2016 23:06 PM

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 12 June 2016 show መደብ

መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ንምዝካር

Eritrean Veterans Day

ዕላል ምስ መስረትቲ ኣባላት Discussion with Founding Members

On Sunday June 12-2016 from 1-4 PM Eastern time, Voice of Eritrea is presenting the founders of Veterans Memorial Day in Diaspora. Participants are: 1- Haileab Tesegay from USA, 2- Yohannes Tsegay UK, 3- Hdray Fesha USA, 4- Ocbai Tesfai USA, 5- Kiki Tsegay the founder of the group USA and  6- Samuel Aka Aka Uk. ሰንበት 12 ሰነ 2016, ናዝ የማነ (ድምጺ ኤርትራ) ካብ መስረትቲ ኣባላት 'ንዝኽሪ መዓልቲ ሓርበኛታት' ሒዙልና ቐሪቡ። ተሳተፍቲ፡- ሓይለኣብ ጸጋይ (ኣመሪካ)፡ ይውሃንስ ጸጋይ (ዓ/ብሪጣንያ)፡ ሕድራይ ፍስሃ (ኣመሪካ)፡ ዑቕባይ ተስፋይ (ኣመሪካ)፡ ኪኪ ጸጋይ (ኣመሪካ)፡ ሳሙኤል ገብረሂወት - ዓካዓካ (ዓ/ብሪጣንያ) ኢዮም። ነዚ ዝምልከት ዝተዘርግሐ ዘዋሪ መልእኽቲ ኣብዚ ጠውቑ

ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ

Past shows or to listen: click here






12/06/2016 16:01 PM

ናጽነት ማለት እንታይ ኢዩ?

Asmarino (ተስፋልደት ኣለም መሓረና)



ተወሰኽቲ ኣገደስቲ መልእኽትታት ኣብዚ ጠውቑ






11/06/2016 23:43 PM

ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ - ሰሜን ኣሜሪካ፡

ንግዳያት ማእከላይ ባሕሪ ዝምልከት ጋዜጣዊ መግለጺ

ሰነ 9፡  2016

ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ልዕሊ ኩሉ፡ ንወለድን ምሉእ ቤተ-ሰብ ግዳያት ማእከላይ ባሕሪ- ፡ ናይ ኩቱር ሓዘንኩም ብጽኑዕ  ተኻፋላይ ምዃና ንገልጽ። ተኻታታሊን ቀጻልን ኮይኑ ጸኒሑ ዘሎ ሓዘንኩምን እህህታኹምን ዝዓርፈሉን ብሰላም ትድበሱሉን ኩነታት ክኽሰት፡ ብሓሳብን ብግብርን ኣብ ጎንኹም ኣለና። Read more





10/06/2016 23:27 PM

ደጋጊምካ ክርኣዪ ዝግብኦም ሰነዳት

وثائق مهمة

Important Documents worth reading



الدستور الإرتري

الذي صادق عليه المجلس الدستوري ٢٣ مايو ١٩٩٧

ቅዋም ኤርትራ 1997

Eritrean Constitution (2nd December 1950)

ኣድማሳዊ ኣዋጅ መሰል ደቂ-ሰብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት 1948 (ትግርኛ)

Universal Declaration of Human Rights 1948


See more of these here / ተወሰኽቲ ሰነዳት ኣብዚ ጠውቑ።




08/06/2016 13:47 PM

Commission of Inquiry on Eritrea - Press Conference (Geneva, 8 June 2016). ጋዜጣዊ መግለጺ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ - 08 ሰነ 2016

[ UN WEB TV ]

8 Jun 2016 - PUN COI Press Conference 08 June 2016resentation of the second report by the Commission of Inquiry on human rights in Eritrea Speaker: Mike Smith, Chairperson, Commission of Inquiry on human rights in Eritrea. Read more

See related / ምስዚ ዝዛመድ ጸብጻባትሓበሬታን:




07/06/2016 14:15 PM

Message from Adhanet

regarding the tragedy in the Mediterranean Sea.




ምስዚ ዝዛመድ፡-




07/06/2016 14:15 PM

ኣገዳሲ መልእኽቲ ንኹሉ ኤርትራዊ፡  

ካብ ኣቦና ቀለታ ኪዳነ

ብኣጋጣሚ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣብ ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ኤርትራ ዝሃቦ መደረ






07/06/2016 14:15 PM

ንርብዒ ዘመን ዝጸልመተ፡  

ትንሳኤ ሓርነትን ፍትሕን ዝነገሳ  ኤርትራ  

ህያው ምግባር:  

ሓላፍነት  ህሉው ወለዶ`ዩ!!!

ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.)

[Asmarino - ኣዝማሪኖ]

 

ኣብዚ እዋን`ዚ፡ ድሕሪ ናይ 25 ዓመታት መዘና ዘይብሉ ሃገራዊ ዕንወትን ጥፍኣትን፡ ናብቲ ሽግር ዘይኮነ፡ ከም ደቂ ሓንቲ ሃገር ህዝቢ፡ ብሓባር ናብ ፍታሕ ከነድህብ ኢዩ ዝግባእ። ኣብ ወጻኢ እንርከብ ደቂ ኤርትራ፡ ብዛዕባ ፋሺስታዊ ውልቀልመላኺ ካብ ልክዑ ንላዕሊ ተዛሪብናሉን ጽሒፍናሉን ኢና። ግዳይ ፋሺስታዊ ጭቆና ንዝኾነ ህዝቢ ብዛዕባ ፍታሕ ድኣ`ምበር ብዛዕባ መሰነይታ ዕለታዊ ህይወቱ ዝኾነ ሽግሩ ምንጋር ዘድልዮ ኣይኮነን። እንተ ኾነ ግን፡ ብዛዕባ ርትዓውን ውሕስነታውን ፍታሕ ንምዝታይ ነቲ ሽግር ካብ ሱሩ ምግንዛብ የድሊ። ብፍላይ፡ ንርብዒ ዘመን ዝኣክል ሃገርን ህዝብን ዘማሰነ ሽግር ብንጹር ምልላዩን ብሓቂ ምቅልሑን ንቕኑዕ ፍታሕ ኣገዳስነቱ ዝጋነን ኣይኮነን። ስለዚ፡ ነቲ ቅኑዕ መንገዲ ብንጹር ንምርኣይ፡ እቲ ኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈልጦ ንህይወቱ ዘጸልመተ ጠንቂታት ብሓጺር ምዝርዛሩ ኣገዳሲ እመስለኒ።

     1ይ ክፋል፡  2ይ ክፋል፡  3ይ ክፋል





06/06/2016 11:20 AM

ኣንቲ ኣደይ!

ብ’መሲናስ

ኣንቲ ኣደይ!

እዚ መልቀስ'ዚ ኣንቲ ኣደይ! ግጥሚ ብመሲናስነተን ትማሊ ናጽነት ኣብዘይብሉ ሃገር፡ ብስም ናጽነት ኣብ ጽንብል'ቲ መጥፍእ ህዝቢ ዝኾነ ምስሉይ ስርዓት፡ ክዘላን ክዕንድራን ዝቐነያ'ሞ ሕጂ ብምኽንያት ህልቂት ደቀን ኣብ ሓዘን ተኾርምየን ዝነብዓ ዘለዋ ወይ ድማ ናብ እንዳ ሓዘን ብምኻድ ዝቑዝማ ዘለዋ ኣደታት ኤርትራ ዚቐንዐ፡ ካብቶም ሰኣን ዓገብ በሃሊ፡ ኣብ መዓሙቕ ባሕሪ ብጃምላ ዚጠፍኡ ደቀን ዚተላእከ፡ መልእኽቲ ሕድሪ'ዩ! Read more

See Related news:



05/06/2016 23:45 PM

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 05 June 2016 show መደብ

ዕላል ምስ  ኣቶ ግርማይ ቦኽረ ካሕሳይ፡

ደራሲ ሓዳስ መጽሓፍ

“ሌላ ምስ ጅግና ስዉእ ተጋዳላይ

መልኣከ ተኽለ”

Mr Ghirmay Bokre Kahsay, the author of the book of the hero Melake Tekle who joined ELF in his younger age and gave his life for the noble cause is talking with Naz from voice of Eritrea Halifax Canada on June 5-2016. ሰንበት 05 ሰነ 2016፡ ዕላል ምስ ኣቶ ግርማይ ቦኽረ ካሕሳይ፡ ደራሲ ሓዳስ መጽሓፍ “ሌላ ምስ ስዉእ ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ”።

ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ

Past shows or to listen: click here





04/06/2016 01:41 AM

ከተማ ጀነቭ - ሰነ 2016፡

ብመትከልን ዕላማን ፍጹም ዝፈላለዩ፡

 ክልተ ሰጀነቫ - ሰነ 2016 Demo Geneve June 2016ላማዊ ሰልፍታት ክትርኢ ኢያ።

ብ’ዮውሃንስ ጸጋይ (ሎንዶን - ዓባይ ብሪጣንያ)

ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ከባቢ 21-23 ሰነ 2016 ዘሎ እዋን፡ ኣብ ከተማ ጀነቭ (ስዊዘርላንድ) ተኣኪቡ፡ ነቲ ብሰበስልጣን ኤርትራ ተፈጺሙ ዝበሃል ክስታት፡- ግህሰት ኣንጻር ሰብኣውነት (Crimes against humanity)፡ ምስ ጭብጥታቱ ኣልዒሉ ክዝቲን ክውስንን ኢዩ። Read more






02/06/2016 22:43 PM

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፡ ህይወቶም ካብ ዝሰኣኑ ልዕሊ 800 ሰባት፡ ፍርቆም ኤርትራውያን ምዃኖም ይግለጽ ኣሎ

[ኤረና - Erena ]

ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዝጠሓሉ ኣስታት 500 ሰባት መብዛሕቶም ኤርትራውያን ምንባሮም ይግለጽ ኣሎ።


ክልተ ካብቲ ሓደጋ ባሕሪ ዝደሓኑ ኤርትራውያን ንኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፣ ካብታ ማይ ልሑኹ ዝኣተዋ ጃልባ ንምድሓን ዝገበርዎ ጻዕሪ ክዕወት ብዘይምኽኣሉ፣ እታ ጃልባ ማይ ብማይ ተዋሒጣ ህወይት ኣምኢት ሰባት ከኣ እብቲ ባሕሪ ከምዝጠሓለ ኣረጋጊጾም። Read more

ምስዚ ዝዛመድ፡-




02/06/2016 19:52 PM

Why So Many Refugees Are Fleeing To Europe From Libya

[ThinkProgress]

Libyan Red Crescent workers recover a body of a drowned migrant, off the shore of Gasr Garabulli, in the eastern city of Tripoli, Tuesday, March 29, 2016. Libyan Red Crescent workers collected 17 bodies since March 18 after a boat sank off the east

...Read more







02/06/2016 19:52 PM

ፓርላማ ኢጣልያ፡  ባይቶኣዊ ምይይጥ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ።

መግለጺ ኤርትራዊ መድርኽ ንሃገራዊ ዘተ - ብመንገዲ ኣምባሳዶር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ።

[harnnet.org]

ሽማግለ ወጻኢ ጉዳያት ፓርላማ ኢጣልያ፡ ኣብ 10 ጉንበት 2016፡ ምስ ሓደ ኤርትራዊ ፕሮ-ደሞክራሲ ጕጅለ ብዛዕባ ህሉው ኵነታት ኤርትራ ባይቶኣዊ ምይይጥ ኣካይዱ። ኣብቲ ኣብ ሮማ፡ ኣደራሽ ፓርላማ ኢጣልያ፡ ዚተኻየደ ምይይጥ፡ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ብስም ኤትራዊ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ፡ ነዚ ዚስዕብ መግለጺ ኣቕሪቡ። ---- እምበኣርከስ፡ ኣብዚ ሕጽር ዝበለ መኽፈቲ ዘረባይ፡ ኣብዘን ዚስዕባ ኣርባዕተ ነጥብታት ከተኵር እየ፦


 1) ባህርይ ስርዓት ኤርትራ: 2) ህሉው ኩነታት ኤርትራ: 3) ኣገዳስነት ደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ: 4) ኣድላይነት ኣህጉራዊ ምሕዝነትን ደገፍን ንስሩዕ ደሞክራሳዊ ምስግጋር። ደድሕሪኡ፡ ኣብ ዘገድስኹም ፍሉያት ጕዳያት፡ዝያዳ ዝርዝራዊ ርእይቶታት ክንለዋወጥን ኽእል ኢና። Read more



02/06/2016 12:48 PM

መርድእ

ገረዝጊሄር የማነ፡ ግንቦት 27 2016 ኣብ ኤድመንተን፡ ካናዳ ብድንገት ዓሪፉ

ናይ ቀብሪ ስነ-ስርዓትን ፍትሓትን፡ ቀዳም፡ ሰነ 4 2016 ክፍጸም`ዩ።

ፍትሓት ዝፍጸመሉ፡ Gatewat Alliance Church, 13931 140 St. Edmonton, Alberta (Canada) T6V 1J7

ሰዓት፡ 10:00 AM

ቀጺሉ: ሓመድ ድበ፡ ኣብ፡- Holy Cross Cemetery- 14611 Mark Messier Treil Edmonton.

For any information, please contact:

Tesfahannes Negash at 780 887 6983

Mekonen Bahta at 780 951 4478. Read more



ንዝኽሪ ወዲ የማነ


`ታ ናትካ ባህሪ

ብህድኣትን ዓቕሊን፡ ከይነጸፈት ትዛሪ፣

ልቦናኻ- ብሓልዮት ብዓንተቦ ከሲባ ዓንቢባ

ትዕግሲ ሰኒቓ፡  ኣብ ፍቕሪ ዓንቢባ።


ብዕድመ፡ ዓመታት ክቖጽር ህይወትካ፡

ሽምግልና ኣርኪቡ ለውጢ ክገብር ሰውነትካ፡

`ታ ኣብ ውሽጢ- ውሽጢ ጥልቀት ዝሰረተት

ለዋህ  ባህርያትካ`ሲ፡ ከም ቀደማ  ምስ ሸወተት።

Read more




01/06/2016 19:03 PM

መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ERITREAN VETERANS DAY ንምዝካር ህዝባዊ ጻዊዒት

ﯾوم اﻟﻣﺣﺎر ﯾن اﻹر ﺗر ﯾن اﻟﻘداﻣﻰ - ن دﻋوة ﻟﻛﻞ اﻻر ﺗر ﯾ

Eritrean Veterans’ Day  -  A call to all Eritreans


Dear Eritreans:


We are writing to you as friends and compatriots while trying to pen the words with our hearts towards making you understand that the Eritrean Veterans who put their lives to the service of liberating and protecting our beloved country, Eritrea, never had their services acknowledged with a day dedicated solely to them, a day simply called “Eritrean Veterans’ Day”.  Our Veterans never looked for glory, for medals, for financial gain. Some of them will be reading this letter and the attached flyer, confined on a wheelchair.  Others from the antiseptic corridor of hospitals in a foreign land or in our country.  Some are still recovering from explosion, from the shrapnel that pierced their flesh.  Many are still processing tumultuous memories and nightmares. All of them are forced to relive the death of their comrades, the enemy’s attacks. Devastation is embedded in their memories. Read more




01/06/2016 01:27 AM

Abuse fears as Sudan deports Eritreans: HRW

ሱዳን፡ ኤርትራውያን ብምስጓጓ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ከየስዕብ የስግእ። (HRW)

[ Times Live ]

መንግስቲ ሱዳን፡ ኣህጉራዊ ሕጊ ስደተኛታት ብምጥሓስ፡ ኣማኢታት ኤርትራውያን፡ ናብ ኤርትራ ምምላሳ፡ Human Rights Watch (HRW) ብ'ሰሉስ (30 May 2016) ኣፍሊጡ። Sudan is a key transit country for refugees hoping to reach Europe, and many of those sent back to Eritrea were arrested as they tried to cross from Sudan to Libya.


   Sudan is arresting and forcing Eritreans back into the hands of a repressive government without allowing refugees to seek protection," said Gerry Simpson from HRW, warning they could "face abuse" on their return. Read more