Search our site መድለዪ:
 


31/03/2016 23:55 PM

ቃለ-ምስክርነት - ብመሓመድ ሁሴን ዓላሙዲ

ኣብ ቤት ማእሰርቲ ወንጀል ምርመራ

13 ዓመታት ዝተኣስረ፡ ዓይኑ ዝዓወረ: ስድራቤቱን መዋእሉ ዘዋህለሎ ሃብቲ ዝሰኣነን።

 ዘሕዝን ዛንታ ማእሰርቲ - ኣብ ኤርትራ!

[ YouTube - Nasser Nuru]

Related story/ ዝዛመድ ታሪኽ፡-




30/03/2016 23:54 PM

”ቃልስና ነዊሕ ዓወትና ግድነት’ዩ”

(ካልኣይ መወዳእታ ክፋል)

ብኣንቶንዮ ተስፋይ

ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል ብዛዕባ " ቃልስና ነዊሕ ዓወትና ግድነት'ዩ" ዝብል ከም ጭርሖ ታሪኻውነቱ  ሓደ ሸነኽ፡ ፖለቲካዊ መልእክቱን ዕላማኡን ካልኣይ ሸነኽ ገለ ሓሳብ ኣስፊረ ነበርኩ። እዚ ጉዳይ ብታሪኻዊ ኣመጻጽእኡን፡ ቀጻሊ ምዕባለታት ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ፡ ገምጋምን ዳግማይ ርእይቶ ንዝምልከት ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣብ'ቲ ድሕሪ ነጻነት ዝቀጸለ ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ እንተዀነ ተመሳሳሊ መስርሕ ዝኸደ፡ ተጠቃሊሉ ደምበ ተቃውሞ ኣብ ዘጋጥሞ ሽግራትን፡ ካብ'ቲ ወግሐ ጸብሐ ተርእዮ " ቃልስና ነዊሕ ዓወትና ግድነት'ዩ" ከም ነባሪ ግዜኡ ዘይሓለወ ጭርሖ ንምፍንጫላት፡ መራብሒ ውድባት መተባብዕን ደጋፍን ኮይኑ ጸኒሑ፡ ኣብ ገለ ሸነኻቱ።

ኣብ ደምበ ተቃውሞ ክረአ ዝጸንሐ ምፍንጫላት፡...Read more

         1ይ ክፋል(25.03.2016)፡  2ይ ክፋል(30.03.2016)፡



30/03/2016 23:54 PM

Nevsun Announces Q1 2016 Financial Results Release Date

PR Newswire (press release)

Nevsun Resources Ltd. is the 60% owner of the high grade Bisha Mine in Eritrea. Bisha has over 9 years of ... quarterly dividend. Nevsun is well positioned to grow shareholder value through exploration at Bisha and acquisition of additional mining assets. Read more




30/03/2016 23:54 PM

እቲ ጎይታ ግንቦት!

ብሓዉኹም መሲናስ

  ኣታ እዚ እዝነይስ ዘይሰምዖ ዘይብሉ

  እቶም ዝሃደሙ ጎስዮም ንገድሉ

  ኣብ ስደት ሰፊሮም ስውእ ከቃልሉ

  ነቲ ሽምዓ ሃገር ቀንዴል ናይ ኩሉ

  ኣይሓፍሩንድዮም ኣታ 'ሽፍታ ኔሩ' ክብሉ!?


ክንዲ ሕጻብ እግሩ ረሃጹ ዘይኣክል

መን'ዩ ኣታ እቲ ደፋር ስም ስውእ ዚዝንጥል!?

ነቲ ዘጠመቖ 'ኣየቦይን!' ዚብል

ኣርዮስ ተፈጢሩ ብኽብሩ ዘሽካዕልል! Read more




26/03/2016 13:23 PM

ቃለመሕትት ምስ ኣቶ ሙሕየዲን ሸንገብ

(ኣቦ ወንበር ሃማመተኤ - ነበር)

Interview with Mr Muhiedin Shengeb

(Ex-chair of National Union of Eritrean Youth & Students)

     [Radio Erena ራድዮ ኤረና]

ኣብዚ ኣብ ክልተ ክፋላት ምስ ራድዮ ኤረና ዝተኻየደ ቃለመሕትት፡ ኣቶ ሙሕየዲን ሸንገብ፡ ንታሪኻዊ ኣመዓባብላን ኣሰራርሓን ናይ ሃገራዊ  መንእሰያትን ተማሃሮን ማሕበር (ሃማመተኤ)፡ ከምኡ’ውን  እቲ ማሕበር ዝገጥሙዎ ዝነበሩ ዕንቅፋታት ዘርዚሩ። ኣብቲ ኻልኣይ ክፋል ድማ፡ ኣብዚ ሕጂ ዝነጥፈሉ ዘሎ ቃልሲ ንለውጢ፡ ማለት ብዛዕባ ማሕበሩ (መድርኽ) ዝተኣሳሰረ ኣገዳሲ ዕላላት ኢዩ።

 1ይ ክፋል (19 Mar 2016)፡  2ይ ክፋል (26 Mar 2016)፡

  




26/03/2016 13:23 PM

Nairobi Ad-Hoc Contact Organ To Meet In Addis Ababa

  [Awate.com 25 Mar 2016 ]

The ad-hoc contact organ that was established at the Nairobi Consultative Conference (NCC) will hold a series of meetings with Eritrean opposition parties and organizations in Addis Ababa, Ethiopia.


The contact organ’s mandate, according to its secretary, Semere Habtemariam, is “to make the necessary preparations for an all-inclusive meeting of all Eritrean political organizations and parties within a period of six months”, starting from January 2016 when the ad-hoc contact organ was formed. Read more

Related news/ ዝዛመድ ዜና፡-




25/03/2016 21:36 PM

ጎይትኦም ኢየ

ብ’ኪኪ ጸጋይ

ሰሙን ድሕሪ20160325_goytoom_by_Kiki_Tzeggai.pdf ብርሃነ ምእሳሩ፡ ሰብ ኣብ ታሕቲ ይደልየኪ ኣሎ ተባሂለ፡ ነቲ ጋሻ ካብ ላዕሊ ብመስኮት ተቐልቂለ ክርእዮ ፈቲነ። እንታይ ድኣሉ? ሓንቲ ብፈረስ ዝተሳሕበት ካሮሳን ዘዋሪኣ ድማ ሓደ ጭሕሚ ዘለዎ ሰብ ድማ ርኤኹ። ታሕቲ ወሪደ፡ ሰላም! በልኩዎ። ብትሑት ድምጹን ዝሓፈረ አንዳመሰለን...Read more





23/03/2016 21:29 PM

እቲ ኣቦ ዘለዎስ ኣቦ ንዘይብሉ ከብኪ።

ብ’ኢሳያስ ኣስፍሃ - ሎንዶን 23-03-2016

ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ነቲ ብማሕበረ ሰብ ዓለም ኣብ ገዛእ ህዝቡን ልዕሊ ኹሉ ክኣ ኣብ’ቲ ዞባ20160323_እቲ_ኣቦ_ዘለዎስ_ኣቦ_ንዘይብሉ_ከብኪ_by_Isaias_Asfaha.pdf ምስ ዝተፈላለዩ ኣሸበርቲ ጉጅለታት እናተማሓዘወ ክገብሮ ዝጸንሐ ካብ ዓለማዊ ሕጊ ዝወጸ ጽዩፍ ናይ ሽበራ ተግባራት ንዓ ግደፍ እናተባህለ ንዓመታት ክወሃቦ ዝጸንሐ ምኽርን ለበዋን ክሕሰም ከም ዘይጸንሐ፣ እታ ኣብ ልዕሊ ውልቀ መለኽቲ እትውሰድ ናይ መወዳእታ ሓለንጊ እናተቓረበት ብምምጽኣ እንሆ ጆሪቑ ኣብዚ ቅኒያት’ዚ ዝተፈላለየ መድሓን ነብሱ ዝኾኖ ስጉምትታት ክወስድ ይርአ’ሎ። እዚ ማለት ነቲ ኣብ ሶማሊያ ብተደጋጋሚ ንኣል ሸባብ ኩለንታናዊ ደገፍ ዝህቦ ዝነበረን ከምኡ’ውን ...Read more

Related news/ ዝዛመድ ዜና፡-



22/03/2016 17:01 PM

 Brussels attacks: Zaventem and Maelbeek bombs kill 31

   BBC News

ኣብ ብራስልስ - ቤልጁም፡ ሎሚ ብዝተፈጸመ ርእሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ፡ ህይወት ናይ 34 ሰባት ወሲዱ፡ 106 ሰባት ድማ ኣቑሲሉ። The state-owned Belga news agency reports that shots were fired and shouts in Arabic were heard before the two explosions. Some witnesses ... UK Prime Minister David Cameron chaired a meeting of the Cobra response committee on Tuesday. France has ...Read more




22/03/2016 17:01 PM

ንዝኽሪ 25 መጋቢት 1982 -

እታ ጅግና ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ ዝተሰውኣላ ዕለት

ብ'ግርማይ ቦዂረ ካሕሳይ

  

ኣብ ራሳይ ዝወ20160322_In_Memory_of_March_25_1982_Melake_Tekle_by_girmai_kahassai.pdfዓልኩም ብዓል መን ኢኹም?

ኣብ ራሳይ ዝውዓልኩም - በዓል መን ኣለኹም?

ጅግና መልኣከ ክቕተል - ኣብ ጥቕኡ ዝነበርኩም!

ሬሳ ናይ’ቲ ጅግና - ብኢድኩም ዝዳህሰስኩም?

መቓብሩ ክትረኽቡ - ተሓቢእኩም ዝኸድኩም

ስእሊ ከይተረፈ- ከተልዕሉ ዝኸኣልኩም

ዘይርሳዕ ታሪኽ - መዘከርታ ዝገደፍኩም

ልባዊ ምስጋና- ብሓባር  ይብጻሕኩም። Read more



21/03/2016 22:09 PM

ቆፎና!

ብሓውኹም መሲናስ

 

 ቆፎ ኣደታትና ስድራ20160321_Kofona_poem_by_mesinas.pdfታት ዘዕበኻ

 ግዜ ተቐይሩ ነበረ ኴንካ ዲኻ?

 እኽሊ ሓሪሙካ ጻዕዳ ጣፍ ዋላኻ

 *ኰደን ናፊቕካዮ መሸላ ዓድኻ

 ፍርያት መሪትና ስኢኑ ከብድኻ

 ግዜ ሰናይ ዘበን ትምነዮ ኣለኻ! …Read more



18/03/2016 22:19 PM

ኤርትራ፡ ሒዛቶም ዝጸንሐት ኣርባዕተ ምሩኻት፡ ናብ ሃገሮም ጅቡቲ ከምዘረከበቶም ተሓቢሩ።


እዚ ናይ ምርካብ ምሩኻት ዝፍጸም ዘሎ፡ ድሕሪ'ቲ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ናብ ሃገረ-ቀጠር ምብጻሕ ፈጺሙ ምምላሱ ኢዩ ዝኸውን ዘሎ። ኣቐዲሙ'ውን ሰበስልጣን ጅቡቲ ናብ ቀጠር በጺሖም ምንባሮም ዝፍለጥ ኢዩ። ብመሰረት ድምጺ-ኣመሪካ (መደብ ትግርኛ) ሎሚ ዝወጸ ሓበሬታ፡ ዋና ጸሓፊ ውሕሃ (ሚስተር ባንኪሙን) ነዚ ሓበሬታ ከምዘረጋገጹዎ ይጠቅስ። ብወገን ኤርትራ ዛጊት ዝተዋህበ መግለጺ የለን። እዚ ስጉምቲ'ዚ፡ ንዝምድና ኤርትራን ጅቡቲን፡ ንምምሕያሽ ዝሕግዝ ኣገዳሲ ስጉምቲ ኢዩ።

Related news/ ዝዛመድ ዜና፡-



18/03/2016 22:19 PM

ትውልዲ ኣለና - 1ይ ክፋል

"ኣሎ ከይንብሎ የልቦን፡ የልቦን ከይንብሎ ኣሎ"

ብኣራራት ኢዮብ

Ararat Eyob Articles




17/03/2016 11:59 AM

From Zambeel  

To Coco Chanel perfume

Dedicated to the fight of the brave Eritrean women

By Kiki Tzeggai


Abrehet 20160316_From_Zembeel_to_Coco_Chanel_perfume_by_Kiki_Tzeggai.pdfjoined the EPLF in the early 70’s and left a life of modest luxury offered by her mother working in Beirut, Lebanon. Abrehet was one of two sisters. Her mother had dreams for her daughters. She decided one day...Read more





17/03/2016 11:59 AM

OHCHR's Report on DPRK and Oral Update on Human Rights in Eritrea - 39th Meeting, 31st Regular Session Human Rights Council - 15 Mar 2016 (report on Eritrea starts from 11th minute of the video). ናይ ቃል ጸብጻብ፡ ቤት-ጽሕፈት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ው.ሕ.ሃ. ኣብ ጉዳይ ኤርትራ (ካብ 11 ደቒቕ ንደሓር ንይዚ ቪድዮ ይጅምር)።

[ http://webtv.un.org ]

Oral update of the Office of the United Nations High Commissioner for Human Rights on Eritrea.

Followed by General Debate Under Agenda Item:4 - Human rights situations that require the Council’s attention.

Related News / ዝዛመድ ሓበሬታ፡-



14/03/2016 21:56 PM

ID: SR on Human Rights in Eritrea - 34th Meeting, 31st Regular Session Human Rights Council 14 Mar 2016 - Interactive dialogue with: - Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea  Under Agenda Item:4 - Human rights situations that require the Council’s attention. መበል 34 ስሩዕ ኣኼባ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት። ጸብጻብ ፍልይቲ ልእኽቲ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ሚስ ሺላ ኪታሩት - 14 መጋቢት 2016።

 •Related Reports - ዝዛመድ ጸብጻባት፡-



13/03/2016 14:11 PM

ኣለም “ሉንጎ”

ኤርትራዊ ተጋዳላይ

ብ'ኪኪ ጸጋይ

እንዳ ሰ20160313_Alem_eiertrawi_tegadalay_by_Kiki_Tzeggai.pdfሓቕካና ንትምህርቲ ክንመጽእ ከሎና፡ ንስኻ ኣንጊህካ ኣብታ ፊት “ሳንታ ፋሚልያ ኮለጅ” ትበሃል ናይ ጣልያን ቤት-ትምህርቲ ትቕድመና ኔርካ። ነታ ብዕንጸይቲ ዝተሰርሐት ኣስቃጥላ ምስ ሊኬቶኣ ሒዝካ ካራሜላን ማስቲካን ትሸጠልና ኔርካ። Read more





13/03/2016 23:53 PM

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ

ናይ ሰንበት 13 March 2016 show መደብ

መደበር ውጉኣት ሓርነት ከሰላ-ሱዳን

(ELF Disabled War Veterans - in Kassala)

   ቀዳማይ ክፋል (06 march 2016)፡    ካልኣይ ክፋል (13 march 2016)፡

   1. መደብ ነብስኻ ምኽኣል

   2. ክሳብ ዝኽእሉ ምጥዋሮም፡ ናይ ኩላትና ሓላፍነት`ዩ

ንዝብሉ ብድሆታት ገጢምካ ንምዕዋት ዝተበገሰ ጎስጓስ፡ ንምግላጽን ንምሕባርን፡ ኮይኑ፡ ኩሉ ኤርትራዊ በብዓቕሙ፡ ንተጋደልቲ ኣካለ-ጽጉማን ጨንፈር ከሰላ ደገፉ ከበርክት ዝግበር ዘሎ ጻውዒት ኢዩ። ተሳተፍነትኩምን ኣበርክቶኹምን ኣይፈለየና!! ቀጥታ ናብ ባንክ ወፈያኹም ከተበርክቱ ንእትደልዩ፡ ሓበሬታ ኣብዚ ኣሎኩም

Panellists/ ተሳተፍቲ:-

(1) Measho Asrat መዓሾ ኣስራት (2) Afewerki Abbai ኣፈወርቂ ኣባይ (3) Tesfai Teklezghi ተስፋይ ተኽለዝጊ (4) Tzegai Negash  ጸጋይ ነጋሽ (5) Zehaye Araya   ጸሃየ ኣርኣያ

• ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ

• Past shows OR to participate: click here

Related / ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡ ንኣፍልጦኹም፡-

 1ይ ክፋል:   2ይ ክፋል:



12/03/2016 23:54 PM

ራድዮ ኣሰርና (መደብ 12 March 2016)



12/03/2016 04:31 AM

ምሸታዊ መደብ ኣብ ሎንዶን፡ዓባይ ብሪጣንያ ።

Evening Event in London - UK

Sunday 20th March 2016

ኣብ ሎንዶን ንርከብ ተቃወምቲ ሓይልታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ብ ምኽንያት:-

  • ዝኽሪ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ 8 ተ መጋቢት

  • ዝኽሪ ኩናት ቶጐርባ 15 ተ መጋቢት፤

ብሓባር ንምብዓል ምሸታዊ መደብ ኣዳሊና ኣሎና። The Eritrean opposition groups and civic society organisations have jointly organised an Evening get together to commemorate:

  • International Women's Day March 8

  • The Battle of Togoruba March 15

ዝርዝር ሓበሬታ/ More information:

 ኣብዚ ጠውቑ /click here

See Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



10/03/2016 17:30 PM

Press release:  Wednesday 9 March 2016  

Launch of All-Party Parliamentary Group on Eritrea

ካብ ኩለን ሰልፍታት ኣባላት ፓርላማ ብሪጣንያ ኣባላት ዘለዉዋ፡ ንጉዳይ ሰብኣዊ ኩነታት ኤርትራ እተጽንዕን ፍታሕ ንምምጻእ እትሰርሕን ጉጅለ ቆይማ ንዓቢይ ዕማም ተበጊሳ ኣላ። New group gives key outlet in UK Parliament for debate and inquiry intPress-Release-APPG-9-March-.pdfo human rights abuses in Eritrea A cross-party group of Parliamentarians today formed the new APPG on Eritrea. Matthew Pennycook, MP for Greenwich and Woolwich, was elected Chair at an inaugural meeting and AGM. Four Parliamentarians were elected Vice Chairs, specifically Ann Clwyd MP, Patrick Grady MP, Baroness Kinnock of Holyhead, and Jeremy Lefroy MP. Lord Alton of Liverpool and Fiona Bruce, MP for Congleton, were also present. Read more

For comments please follow this link.

See Related / ዝዛመድ ሓበሬታ፡-




10/03/2016 11:31 AM

Human rights situation in Eritrea, The European Parliament for the Debate.

ክትዕ ኣብ ፓርላማ ኤውሮጳ፡ ብዛዕባ

ሰብኣዊ ኩነታት ኤርትራ - 09.03.2016።

GUENGL (YouTube)

See Related / ዝዛመድ ሓበሬታ፡-




09/03/2016 18:27 PM

Celebrating all types of Eritrean Women

ዮሃና ንኹለን ዓይነት፡ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ

ቀደም ብንcelebrating_all_types_of_Eritrean_Women.pdfቡር፡ ድሓር ግን ብሰንኪ መግዛእታዊ ጸቕጢ፡ ኣብዚ ዳሕራይ እዋን ድማ ብሰንኪ ዘይንቡር ኣከያይዳ ሃገርና ኤርትራ ዝፈጠሮ ኩነታት፡ ኤርትራውያን ኣብ መላእ ዓለም ፋሕ ኢልና፡ ምስ ባህሊ ናይቲ ዝኣቶናዮ ዓድታት ተወሃሂድና ከምኡ’ውን ተዋሲብና ኢና። ብኣጋጣሚ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ንኹላተን ዓይነት ኤርትራውያን ደቀንስትዮ፡ ዮሃና! እዚኣተን፡ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት፡ ተፈላጥነትን ዓወትን ኣመዝጊበን፡ ነታ ምቃለን ዝኾነት ኤርትራ ድማ ምስ ዓለም ከፋልጣኣ ብኹርዓት ዝጽዕታ ተባዓት ዜጋታትና ኢየን። Read more






08/03/2016 00:35 AM

ክብሪ ነታ ጸዋሪት ኩሉ

ጅግና ኤርትራዊት ጓልኣንስተይቲ!

ኣብዛ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ መጋቢት ሸሞንተ፡ እነብዕለላ ዘሎና ክብርቲ መዓልቲ፡ ነታ ሓንቲ'ኳ ከይበቐቐት ካብ ማህጸና ዝወጽኡ ኣባጽሕን ዕሸላትን ደቃ ንሰውራ ዝለኣኸት፡ ቅናታ ሸጥ ኣቢላ፡ ተጋደልቲ ደቃ ዘስነቐትን ዝተኻናኸነትን፡ ቁምጣ ስረ ወድያ ኣብ ዕርድታት ጀጋኑ ተሰሊፋ ዝተራጋረገትን፡ ናጽነት ኣብ ምምጻእ ኣደናቒ ቅያ ዝፈጸመትን ኤርትራዊት-ጓል-ኣንስተይቲ! ክብሪን ምስጋናን ንዓኣ፡ ልዕሊ ኹሉ። Read more




08/03/2016 00:35 AM

Let's March Together Towards Eritrea's Revival

[ Asmarino Independent ]

Eritrea’s independence is the result of Decades worth of dedication and gallant determination by the entire nation. However, as is ever so typical of dictatorial regimes, PFDJ have diminished the role of the public ascribing all the glory onto itself. In fact, onto the dictator himself as if he brought Eritrean independence single handedly. Read more




07/03/2016 23:45 PM

ምስጋና

ብሞት ኣደ ሰለስተ ቆልዑ ዝኾነት ክብርቲ ብዓልቲ ቤተይ ወይዘሮ ኢየሩሳሌም ፍስሃየ፡ ናይ ዘጋጠመና መሪር ሓዘን ተኻፈልቲ ብምዃን ኣብ ግዜ ሕማማ ብዘይ ዕረፍቲ ዝተመላለስኩም ኮነ፡ ብቴለፎን እናደወልኩም፡ ምሕረት ከውርደላ ብልቢ ዝተመነኹምን ዝጽለኹምን፡

ኣብ ግዜ ዕረፍታ ምሳና መሪር ዝሓዘንኩምን ካብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ብስልኪ ናይ ሓዘና ተኻፈልቲ ዝኾንኩምን ዘጸናናዕኩምናን፡ ምዕሩግ ስነስርዓት ሓዘን ዝወደብኩምን፡ ሬሳ ናብ ዓዲ ንምስዳድ ለይቲን መዓልትን ብዘይ ዕረፍቲ ላዕሊን ታሕቲን ዝበልኩምን፡

 Read more



06/03/2016 14:40 PM

On Constitution and National Reconcilliation

ኣብ ጉዳይ ቅዋምን ሃገራዊ-ዕርቂን

[ Freweini Ghebresadick (FB) ]

2013 Yemane Ghebreab (Monkey) – ተባዓት ኣሕዋትና ተቐማጦ ኣትላንታ፣ ጆርጅያ ንየማነ ገብርኣብ (ማንኪ) ዘቕረብሉ በዳህቲ ሕቶታት ብሓቂ ዘተባብዕ እዩ። እቲ መልስታት ድሒሩ ሰለዝጅምር ድማ ብምሉኡ እቲ ቪድዩ ብጽሞና እንተሰማዕኩሞ ኩሉ እቲ መልስታት ክትሰምዕዎ ኢኹም።

2013 Yemane Ghebreab (Monkey) – ተባዓት ኣሕዋትና ተቐማጦ ኣትላንታ፣ ጆርጅያ ንየማነ ገብርኣብ (ማንኪ) ዘቕረብሉ በዳህቲ ሕቶታት ብሓቂ ዘተባብዕ እዩ። እቲ መልስታት ድሒሩ ሰለዝጅምር ድማ ብምሉኡ እቲ ቪድዩ ብጽሞና እንተሰማዕኩሞ ኩሉ እቲ መልስታት ክትሰምዕዎ ኢኹም። እቲ መልስታት ሓቅታት ዘይምህላዉ ልሙድ ናይ ህግደፍ ባህርያት ሰለዝኾነ ብዙሕ ኣየገርምን እዩ። እቲ ብዛዕባ ሕድገት’ዶ ምሕረት’ዶ ዝብል ኣስተምህሮ ይኹን መልሲ ግን - ማይ ንዓቐብ ዘብል እዩ። ሰለምንታይ ድኣ ሕጂ ማንኪ ሓለቕኡ እቲ ናይ 1997 ቅዋም ኣብ ተግባር ኣይከውዕሎን እየ፣ ኣምሰይዩ ሓድሽ ምምሕዳራዊ ሰነድ ክንደፍ እዩ ምስበለ ቁዋም አሎና ንሱ ይተግበር ኢሉ ዘይዛርብ? ብ2013 ግን የማን ማንኪ ኣብ ቅድሚ እኩብ ሰብ ተጠሊዑ ቁዋም ኣሎና ኢሉ። ምስ ግዜ እንዳበርሄ ዝኸይድ ዘሎ ሓቂ፣ ካብ መጀመርያ ስጋብ ሕጂ፣ ደረጃ ስልጣኖም ብዘየገድስ ፈጸምቲ ትህዛዛት ምንባሮምን ምህላዎምን ጥራሕ እዩ። እቶም ዘጣቅዑ ዘለዉ ድማ ነቶም ንመሰል ኤርትራውያን ኢሎም ኣብ ጭብጢታት ዝተመርኮሰ ሕቶታት ዝሓቱ ዘለዉ ሓተትቲ ዘየጣቕዑ ነቲ ክብሪ ከሊኡ ብኣንጻር'ቲ ዝፈልጥዎ ጭብጥታት ዝሕስወሎም ዘሎ መራሒ ከጣቕዕሉ ዘሕፍር’ዩ።

Posted by Freweini Ghebresadick on Wednesday, 2 March 2016



 ርእይቶ ንምሃብን ንምንባብን ኣብዚ ጠውቑ

 ምስ ቅዋም ኤርትራ ዝተኣሳሰር ተወሳኺ ሓበሬታ፡ ኣብዚ ጠውቑ






04/03/2016 23:20 PM

ዕድመ ናብ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን

ኣብ ሓደ ዕለት ዝካየድ ክልተ ሕዝባዊ ኣኼባታት፥

ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ


1. ኣብ ከተማ ኖቲንግሃም (Nottingham)

2. ኣብ ከተማ ሸፊልድ  (Sheffield)


ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፣ ናይ ሓድነት መደብ ሒዝና ንዕለት 13 መጋቢት 2016 አብዘን ዝተጠቕሳ ክለተ ከተማታት ኣኼባ ክነካይድ ስለዝኾንና፡ ኩልኻትኩም ኤርትራውያን ነበርቲ  ከተማ  ኖቲንግሃምን ከባቢአን ኣብ ከተማ ኖቲንግሃም፤ ኩልኻትኩም ኩልኻትኩም ኤርትራውያን ነበርቲ ኣብ ከተማ ሸፊልድን ከባቢኣን ድማ ኣብ ከተማ ሸፊልድ ኣብ እንገብሮ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። Read more


Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe

March 2016 - Archive   << Back

Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print