Home  About us   Contact us

Copyright © 2013 - 2016  www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

መበቆል ህዝቢ ኤርትራ

Genealogy of Eritrean People

ቅዋም ኤርትራ

Eritrean Constitution


Dr. Bereket Habteselassie

ሃይለ ወለንስኤ (ድሩዕ)፡

እዋኑ እዋን ለውጢ ኢዩ!

It is Time for Change!

Injustice in Eritrea - hidden story


Eritrea easy start page

Educational - Free ናጻ-ትምህርቲ

Emnetu’s Eritrea ሰነዳት

Eri-Diaspora Businesses

Eri-Paltalk Rooms ፓልቶክ

ERITRIP

Eriitrea - Tourist Attractions

Haddas Ertra

Eritrea - Religious Holidays

Business ideas

Insurance quotes

Health & Personal care

Travel and Home products

Smart products online

EveryDay Services


12/12/2015 01:17 AM

ጸብጻባት - ዋዕላ ናይሮቢ፡

ብመድርኽ ንሃገራዊ ዘተ (መድርኽ) ዝተጸውዐ፡

ዋዕላ ምምኽኻር ሃገራዊያን ውድባት ኤርትራ

(ናይሮቢ ኬንያ፡ 27 - 29 November 2015)


ካብ 27 - 29 ሕዳር 2015፡ ኣብ ናይሮቢ ኬንያ፡ ብመድርኽ ንሃገራዊ ዘተ (መድርኽ) ተዓዲሙ ዝተጋብአ፡ ዋዕላ ሃገራዊ ምምኽኻር ኤርትራውያን ውድባት ነይሩ። ኣብዚ ዋዕላ’ዚ፡ 12 ውድባት ምስታፈን ካብ ጸብጻባት ናይቲ ዋዕላ ተፈሊጡ። ዕላማኡ ድማ ንምትሕብባር ቃልሲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ ኮይኑ፡ ንትሕዝቶን ውጽኢትን ናይቲ ዝተኻየደ ዋዕላ ብሰፊሑ ንምፍላጥ፡ ኣብዚ ዝስዕብ ጠውቑ፡-




Similar events /

ተመሳሳሊ ኣኼባታት ወይ ዋዕላታት፡-


17/11/2015 14:54 PM

ሪፖርታጅ/ Reportage

ሰሚናር 6 ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ

Seminar by Six Eritrean Political Organisations

[ simret.net ስምረት ESMNS]

ሰፊሕ ቅድመ ምድላው ክካየደሉ ዝጸነሐ ታሪኻዊ ሰሚናር 6 ፖለቲካዊ ውድባ ኤርትራ፡ ብ’ 12 ሕዳር 2015 ሰዓት 9፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ-ኣበባ ብወግዒ ተኸፊቱ፡፡ እዚ ብዝላዓለ ፖለቲካዊ መሪሕነት 6 ውድባት ዝሳተፍዎ ዘለዉ ሰሚናር፡ “ብቅኑዕ ራእይ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ንምውሓስ፡ ዓቕምታትና ንጥመር” ኣብ ትሕቲ ዝብል መድረኻዊ ጭርሖ ማዕሪጉ፡ ብዝክረ ሰማእታት’ዩ ፈሊሙ፡፡ ኣብዚ ካብ 12 ክሳብ 18 ሕዳር 2015 ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ዝካየድ ታሪኻዊ ሰሚናር ዝሳተፋ ዘለዋ ውድባት፡- (1) ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ፤ (2) ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፤ (3) ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ፤ (4) ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ሳሆ ኤርትራ፤ (5) ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን (6) ሰውራዊ ደሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራን ኢየን፡፡

ዕለታዊ ረፖርታጅ ናይቲ ሰሚናር ኣብዚ ጠውቑ፡-

 1ይ መዓልቲ2ይ መዓልቲ3ይ መዓልቲ4ይ መዓልቲ




15/11/2015 21:24 PM

Frankfurt Workshop of Eritrean Organizations Studies Political Transition Issues

ዓውደ-መጽናዕቲ ብ’ኤርትራውያን ውድባት፡ ኣብ ፍራንክፎርት - ጀርመን፡ ብዛዕባ ጉዳያት ፖለቲካዊ ምስግጋር።

[ harnet.org ]

Eritrean political and civil society organizations, including the Eritrean People's Democratic Party (EPDP), participated between 13 and 14 November 20015 at an important workshop in Frankfurt's ancient City Hall (offices of the Mayor of Frankfurt) and discussed and reached full understanding… ኣብዚ ካብ 13 ክሳብ 14 ሕዳር 2015 ዝተኻየደ ዓውደ-መጽናዕቲ፡ ካብ ዓሰርተ (10ተ) ኤርትራዊያን ፖለቲካዊያንን ሲቪካዊያንን ውድባት ዝተወከሉ፡ 30 ተሳተፍቲ ነይሮም። ከምኡ'ውን ብደረጃ ናጻ ተዓዘብቲ፡- ዶ/ር መሓመድ ኬር፡ ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ፡ ከምኡ'ውን ክልተ ተዓዘብቲ ካብ ኤርትራዊ ምሕዝነታዊ ምንቅስቓስ ንድሕነት ሃገር (ESMNS) ተሳቲፎም ምንባሮም እዚ ጸብጻብ ሓቢሩ'ሎ። ኣብቲ ኣኼባ ዝተበጽሐ ስምምዕ ብመልክዕ ሓባራዊ መግለጺ ወጺኡ ኣሎ። Read more