Search our site መድለዪ:
 



30/09/2015 22:59 PM

ጸብጻብ መርማሪ ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)

 [ assenna.com ኣሰና ]

ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ብቋንቋ እንግሊዝኛ ጥራይ ስለዝቐረበ፡ ኣብኡ ዘሎ ግንዛበ ክፈላለ ምጽንሑ ዝፍለጥ ኢዩ። መንግስቲ ኤርትራ፡ ከምኡ’ውን ተደናገጽቱ ኤርትራውያን፡ እታ ኮሚሽን ዘቕረበቶ ጸብጻብ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ከይኣተወት ዘዳለወቶ ስለዝኾነ፡ ሓቅነት የብሉን ዝብል ምጉት ኣብ ሰላማዊ ሰልፍታትን ሰሚናራትን ብዋዕታ ክዛረብሉ ጸኒሖም ኣለዉ። እታ መርማሪት ኮሚሽን ግን፡ ናብ ኤርትራ ንምእታው፡ ተደጋጋሚ ፈቲና ምንባራን፡ መንግስቲ ኤርትራ ግን ከምዘየፍቀደላን፡ ካብዚ ሰነድ’ዚ ክንርዳእ ንኽእል። ንምዃኑ! ሓቅነት ናይቲ ኣብቲ ሰነድ ቀሪቡ ዘሎ ክሲ፡ ኣብ ናጻ መጋባእያ ሓቅነቱ ክሳብ ዝረጋገጽ፡ ዝኾነ ወገን፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ናጻ ኢዩ ኢሉ ክከላኸል፡ ወይ ነቶም ከሰስቲ ብሓሶት ክጥቅን፡ ቅኑዕ ድዩ? ብፍላይ ከኣ፡ እቲ ከምዚ ዓይነት ምጉት በቶም ምሁራት ኢና በሃልቲ ክመጽእ ከሎ፡ ኣዝዩ ዘሕፍርን ዘሕዝንን፡ ነቲ ናይ ምሁራት ስነምግባር ድማ ዘዋርድን ኢዩ። እቲ ምሁር ኣካል፡ ሓቂ ንክትወጽእ ክጽዕርን ኣብ ጎኒ ፍትሒ ደው ክብልን ኢዩ ዝግባእ። ምኽንያቱ፡ ፍትሒ፡ ንዝኾነ ዘይተዳሉ፡ ንኹሉ ማዕረ ኢያ። (ርእይቶ፡- ስኒትና.ኮም)




29/09/2015 17:19 PM

ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳላይ፡

ግርማይ ሃይለ

Eritrean Tv Demtsi Hezbi Interview

with Eritrean Ex-fighter Mr Ghirmay Haile.

[ Eritrean Tv Demtsi Hezbi ]

ተጋዳላይ ግርማይ ሃይInterview ELF tegadalay Ghirmay Haile፡ ከባቢ ባድመ ዝተወልደ፡ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ) ተሰሊፉ ከም ኣባል ክፍሊ ጸጥታን ስለያን ተመዲቡ ዘገልገለ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውደ-ውግኣት ዝተሳተፈ፡ ናይ ሃንደሳ ስርሒታት ዘካየደን ገዲም ተጋዳላይ ኢዩ። ክሳብ ናይ መወዳእታ እዋን፡ ማለት ተሓኤ ብኩናት ሕድሕድ ብህዝባዊ ግንባር ሕርነት ኤርትራ (ህግሓኤ) ተደፊኣ ካብ ሜዳ ኤርትራ እትወጽእ ዝተጋደለ ኢዩ። ተመኩሮኡ፡ ብፍላይ ከኣ ብዙሕ ሰብ ዘይፈልጦ ታሪኽ የዘንትወልና ኣሎ። ኩሉ፡ ካብ ስምዒትን ወገንነትን ናጻ ኾይኑ ክመሃረሉ  ስኒትና.ኮም ትላቦ። ሰናይ ምክትታል።


  1ይ ክፋል ( 24 Sep 2015)፡     2ይ ክፋል (27 Sep 2015)፡    3ይ ክፋል (30 Sep 2015)፡   4ይ ክፋል (03 Oct 2015)፡  

  5ይ ክፋል (06 Oct 2015)፡




26/09/2015 23:55 PM

ብዛዕባ ሕልምን ሞትን

ብ’ኣራራት ኢዮብ

ድሕሪ ነጻነት ሓንቲ ገኒና ዝነበረት ዋዛ ምስ ቁምነገር እዚኣ ትስዕብ ነበረት። ሓዊ እናተጸልዉ ብዙሓት ሰባት የዕልሉ። ገለ ካብኣቶም በርገስ ኪኾኑ እንከለዉ ገሊኦም ግን ተጋደልቲ ነበሩ። ሓደ ዕብይ ዝበለ ሰብኣይ *ብግዜ ጥልያን መዓስ ኢና ናይ ገዛእ ርእስና ሃገር ትህልወና እናበልና ንሓልም ኔርና። ንሶም ምስከዱ ግን እንግሊዝ መጺኡ ሒዙና። “ብግዜ እንግሊዝውን መዓስ ኢና ናይ ባዕልና ሃገር ትህልወና እናበልና ንሓልም ኔርና። Read more




26/09/2015 23:55 PM

ስነ ጥበበኛ!

ብ’ሓውኹም መሲናስ

ኣንታ መምህር ህዝቢ ስነ ጥበበኛ

ዜጋኻ ኪገርፎ *ሞራ ከም መጽዓኛ *ምልምል ስላዕ፡ ሻሞጥ

ንጹህ እናተኣስረ ወትሩ ብዘይዳኛ

ጠበቓ’ባ ኩኖ ናይ ፍትሒ መንጎኛ

ስርዓት ልበስ በሎ ነቲ ዓመጸኛ! …Read more



26/09/2015 23:55 PM

ራድዮ ኣሰርና (መደብ 26 September 2015)

ዝሓለፈ መደባት ራድዮ ኣሰርና ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ




26/09/2015 23:55 PM

ዕላል ምስ እሱራት ፖሎቲካ፡ ብ’ዳን ኮነል

(ትርጉም – ሩት ሃብተማርያም)

[Assenna.com ኣሰና]

ተወሳኺ ኣብዚ ጠውቑ




24/09/2015 01:50 AM

ዓምዲ ታሪኽ፡-

ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳላይን መራሒን፡

ኣሕመድ ኣልቀይሲ

[ድምጺ መድርኽ]

ተጋ/ኣሕመድ ኣልቀይሲ፡ ኣብ 1971፡ ኣብ እዋን ንእስነቱ ናብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ) ዝተሰለፈ፡ ኮይኑ፡ ብደረጃ ላዕለዋይ መሪሕነት ኣብ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ዝነበረን፡ ኣብ ምምስራት ናይቲ ሚስጢራዊ ሰልፊ ድማ ካብ መጀመርታኡ ኣትሒዙ ጽቡቕ ኣፍልጦ ዝነበሮ፡ ኣብ ሶርያ ዩኒቨርሲቲ ዝተማህረን ምኩርን ተጋዳላይ ኢዩ። ብዘይካ’ዚ፡ ኣብ ምምልማልን ምፍራይን ካድረታት ዓቢ ኣስተዋጽኦ ዝገበረን ተጋዳላይ ኢዩ። እዚ ይኹን’ምበር፡ ንሱ፡ ንናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ኣብያተ-ማእሰርቲ፡ እሱር ኮይኑ ኢዩ ጸምቢሉዋ። ንሱ ዘዘንትወልና ዘሎ ታሪኽ፡ ኣገዳሲ ሰነድ ስለዝኾነ፡ ብጽሞና ክትሰምዑዎን፡ ኩልና ክንመሃረሉን፡ ስኒትና.ኮም ትላቦ።

 1ይ ክፋል2ይ ክፋል3ይ ክፋል4ይ ክፋል5ይ ክፋል

                                ተዛማዲ ታሪኽ:- ታሪኽ ተሓኤ ELFታሪኽ ህግሓኤ EPLF

                                                   ዕላል ምስ እሱራት ፖለቲካ





23/09/2015 03:15 AM

The battle for Nacfa and Tezeta music -

Dedicated to all eritrean women:

by: Kiki Tzeggai


     The sultry voice of the female singer owned the place. Tezeta was the music playing.


     The place was the Hilton Hotel somewhere in the Western world. The occasion was an event hosted by the Ethiopian government.....


     This is a page from “Weghihulna do”? a novel still on the work.This novel is a work of fiction. Any resemblance to actual events or persons, living or dead, is entirely coincidental.”…Read more




23/09/2015 03:15 AM

ሰለስተ ምኽርታት ካብ ትውልዲ ኣለና ኣባል -

1ይቲ ምኽሪ -

ሲንጋፖርን እተን ኣርባዕተ ኣናብር

ብ'ኣራራት ኢዮብ

መጀመርታ ሲንጋፖር።

ሲንጋፖር ኣብ ሰላማዊ ውቅያኖስ እትርከብ ደሴት እያ። እዚኣ በዚ ሎሚ ኣብ ዓለም ሓሙሸይቲ ንጥፍቲ ወደብ ክትከውን እንከላ እታ ራብዓይቲ ናይ ፊናንስ ማእከል ከኣ እያ። ኣብ ናይ ኣህጉራዊ ንግዲ ዝተመስረተ ቁጠባ ኣለዋ። እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ክንፍታት ዝተወዝዐ ቁጠባ ኣብ ንግዲ እሞ እቲ ዝዓበየ ድማ ኣብ መስርሕ ናይ ኣቑሑ (manufacturing) ብ26 % ናይቲ ሓፈሻዊ ሒዙ ይርከብ (GDP, Gross Development Product ) እዚኣ …Read more




23/09/2015 03:15 AM

Enda Afras” Ethiopian torture room

Asmara, Eritrea

by: Kiki Tzeggai


     The ordinariness of the surrounding places and the suburban areas makes “Enda Afras” even more difficult to accept, for this place is the symbol of humanity at his worst.

     “Enda Afras” torture room and the former prison under the Ethiopian occupation is located in the heart of Asmara, …Read more



20/09/2015 17:55 PM

Nearly 4700 Migrants Were Rescued Off Libya's Coast in a Single Day. ኣብ ሓንቲ መዓልቲ፡ ኣስታት 4700 ስደተኛታት፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ድሒኖም።

[ VICE News ]

Another 102 migrants were rescued in the Mediterranean by Libyan authorities on Friday, with seven found dead and 124 people detained as they prepared to cross to Europe. Doctors Without Borders said individuals from Eritrea, Nigeria, Somalia, Libya, …Read more




18/09/2015 23:54 PM

 ዝኽርታት ወርሒ መስከረም 2001

Memories of September 2001

Where are our Heroes? ጀጋኑና ኣበይ ኣለዉ?

Memories of September 2001




18/09/2015 20:25 PM

EU mulling 200m euro fund to stem fleeing Eritrea refugees. ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምግታእ ዝዓለመ፡ 200 ሚልዮን ኤውሮ፡ ንኤርትራ ክምውል ይሓስብ ኣሎ።

[ Manila Bulletin ]

European Commissioner for Development Neven Mimica said Thursday a 200-million euro ($226-million) development fund was being proposed to stem the thousands of Eritreans fleeing the repressive Red Sea state. The “development contribution towards …Read more Related news:




18/09/2015 17:03 PM

My friend Miriam Ahmed

An Eritrean tegadalyt

by: Kiki Tzeggai

     I would have preferred to write this letter to my friend Miriam while she was alive. But like all mortals I never thought that Miriam would leave me so soon.

     My friend Miriam was a person full of life and while I have come to terms with the fact that she left us, it is incredibly difficult to reconcile my desire to see her again with my doubtful belief that there is no afterlife. I still look for Miriam everywhere,…Read more



18/09/2015 17:03 PM

Zersenay and Hizkel Sweep Half Marathon Gold and Bronze. ዘርእሰናይህዝቅኤልን ኣብ ቅድድም ፍርቂ ማራቶን - ብራዛቪል፡ ናይ ወርቂን ብሩርን ተሸለምቲ ኮይኖም።

[TesfaNews]

By TesfaNews, Eritrean athletes Zersenay Tadese and Hizkel Tewolde today clinched Gold and Bronze medals in the Men’s Half Marathon race in Brazzaville while fellow athelete Samson Gebreyohans finished 4th. Zersenay ran 1:03:11 to beat Kenyan favorite Luka Kanda. The legendary Zersenay Tadese currently holds men’s half marathon world record (WR). He is also Eritrea’s first…Read more




19/09/2015 03:49 AM

Forced labour built Canada mine in Eritrea, ex-official says. ሓደ ካብ ሓለፍቲ ኩባንያ ዕደና ቢሻ ዝነበረ፡ እቲ ኩባንያ፡ ግዱድ ዕዮ ይጥቀም ከምዝነበረ ኣብቲ ዝተገብረሉ መርመራ ኣቃሊዑ።

[ The Globe and Mail ]

Hundreds of men drafted into Eritrea's army were used as forced labour to build a Canadian company's copper-gold mine in central Eritrea, according to a former construction official, in a case testing the global responsibility of foreign firms to workers. Read more





17/09/2015 22:19 PM

ዓምዲ ማሕበራዊ ምኽሪ (Social Advice)፡-

 ሕርቃንን ኣተኣላልያኡን፡  

ብ’ፕሮፈ. ረዘነ ሃብተማርያም

Anger Management

by Professor Rezene Habtemariam

{Eritv - መደብ ድባብ]

 ቀዳማይ ክፋል፡  ካልኣይ ክፋል


ተወሳኺ ማሕበራዊን ጥዕናዊን ምኽሪ፡ ኣብዚ ጠውቑ



16/09/2015 18:22 PM

ቁጠዐ ኢሳያስ!

ብ’ሓውኹም መሲናስ

በሽር በዲልካኒ ዘይተጸበኹዎ

ሰራዊት ናይ ደምህት እቲ ዘዕበኹዎ

ናባኻ ምስ መጸ ኣጽዋረይ ሒዙዎ

ንምንታይ ሰዲድካዮ እናደለኹዎ!?

ብድሕሪ ቀዛፊ እቲ እንኮ ዓርከይ

ንስኻዶ ኣይኮንካን …Read more



16/09/2015 02:37 AM

ንልዕልና ሕጊ እናተቓለሰ

ግዳይ ዘይሕጋዊ ማእሰርቲ ዝዀነ

ሳህለ ጸጋዝኣብ (ወዲ-ኢታይ)

ብ’ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርድም)

[PEN Eritrea]

ገለ ካብ ሓንጐለይ ዘይተኣልዩ ኣብ ዓንቀጻቱ ዘስፍሮም ዝነበረ ሓረጋት፤ “ልጣን፡ ሰጋር እትጋልበሉ ኮረሻ ኣይኰነን” “ዕብዳንን ሽመትን: ዝርጋን ክህነትን ካብ ንምእካብ ንምብታን” “መቐረት ሕጊ ኣብ ሰላም ዘሎ ሰለምለም ጥራሕ ዘይኰነ፡ ኣብቲ ንሱ ዘስፍኖ ራህዋ`ዩ ጣዕሙ” “ከምቲ ፈሲ ዲያቆን ብዕጣን ዘይትሽፈን፡ ብልሽውና ስልጣን`ውን ብሽሕጣን ኰነ ምፍርራህ ኣይዕበጥን’ዩ” “ንናጽነት ምሉእ ህዝቢ`ዩ ተጋዲሉላ፡ መን’ዩ ኣብ ልዕሊ መን ክንየተላ” “ከምቲ ሳሙና ርስሓት ክትኣሊ እትሓቕቕ ሓቀኛ`ውን ምእንቲ ሕጊ ንግዜኡ`ዩ ዝደቅቕ” ዝብል ካብ ብዙሕ ውሑድ`ዩ። Read more





15/09/2015 14:38 PM

አቦ - መንበር ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ዴምህት) ዝነበሩ አቶ ሞላ አስገዶም ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዝአተው መንግስቲ ኢትዮጵያን ዴምህትን አረጋጊጾም

[ድምጺ ኣመሪካ ትግርኛ - VOA]

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣቶ ሞላ ልዕሊ 800 ሰራዊት ሒዞም መጺኦም ክብል ከሎ ምክትል አቦ-መንበር ዴምህት አቶ መኮንን ተስፋይ ግን “እቲ ቁጽሪ ኣዚዩ ዝተጋነነ’ዩ አቶ ሞላ ሒደት አባላት ሒዙ‘ዩ ሓዲሙ” ይብል።...ኣቶ ሞላ ኣብ ሓደ ናይ ዩ-ቲዩብ ድምጹ "ንሰራዊት ሻዕቢያ እናጸራረግና መጺና" ይብል። ኣቶ መኮነን ድማ፡ ኣብ`ቲ ቦታ ሰራዊት ኤርትራ ኣይነበረን፡ መሬት ሱዳን`ዩ፡ ሰራዊት ደምህት ምስተኸታተሎ ግና ኣባላቱ ምስ ሰራዊት ደምሕቲ ተኹሲ ከፊቶም ኔሮም፡ ዝተታሕዙ`ውን ኣለዉ" ይብል።  Read more:

See also:




14/09/2015 22:08 PM

Prayer from an Eritrean child

by: Kiki Tzeggai

Love me.

     Do not take away my honor and see only my fears.

I became the symbol of the give-away-free food to sample.

     My proud father learned to stretch his hand and collect left over to feed me and our family.

     Now, my mother’s face is covered with dark spots.

…Read more



14/09/2015 22:08 PM

“ንጽበ” ንሰብዶ ንእግዚኣብሔር?

ብ’ኣራራት ኢዮብ

“ንጽበ በሉ እንዳቦይ ኮኸበ” በለት ሓንቲ ሰበይቲ። ሰማዕቲ “መንዮም እዚኦም እንዳቦይ ኮኸበ? ኣበይ እዩ ዓዶም? ኣበይ ይቕመጡ? ስለምንታይከ ከምዚ ኢሎም? ንመን እዮምከ ዝጽበዩ ዘለዉ?” ክብሉ ምስኣሸገርዋ “ዋእ ኣንድዒ። ይበሃል ኢልና” ክትብል መለሰት። ድሓር ድማ ሕስብ ኣቢላ፡ እቶም በሃልቲ እቲ ዝደልይዎ ምእንቲ ክብሉ ዝጋጠመሎም ቃላት እዮም ዝወሰዱ ክትብል ንበይና ደምደመት። ወይ ንጽበ። Read more

ብቪድዮ ንምስማዕ፡- ኣብዚ ጠውቑ



13/09/2015 13:35 AM

ዓምዲ ማሕበራዊ ምኽሪ (Social Advice)፡-

ሰሚናር፡- ማሕበራዊ ጸገማትን ኣተኣላልያኡን

Seminar on Solving Social Issues

[Youtube:  Kerkebet]

ተወሳኺ ማሕበራዊን ጥዕናዊን ምኽሪ፡ ኣብዚ ጠውቑ


13/09/2015 01:14 AM

EYSC-Bologna Oakland 2015 report

ጸብጻብ ዋዕላ-EYSC ኦክላንድ 2015

EYSC-Bologna Oakland 2015 report



12/09/2015 00:11 AM

  እታ ባንዴራ  

ብ’ኣራራት ኢዮብ

መሳልል ባይቶ ኤርትራ

ባይቶ ኤርትEta Bandiera እታ ባንዴራራ ኣብ 50ታት ቤት ጽሕፈቱ እዚ ሕጂ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዘሎ ቀይሕ ዝሕብሩ ህንጻ እዩ። ቆልዓ ኮይነ ኣብቲ ኣብ መእተዊ ዝርከብ መሰላል ላዕልን ታሕትን ብምባል እጻውት ከምዝነበርኩን እዛ ሎሚ ናይ ትምህርቲ መርኣያ ሽግ ተርኢ ዘላ ሓጺን፡ ስእሊ ተመልከት፡ ሽዑ ኣውሊዕ ቆጽሊ እተርኢ ሓጺናዊት ክቢ እያ ኔራ…Read more

ብቪድዮ ንምስማዕ፡- ኣብዚ ጠውቑ



12/09/2015 16:44 PM

ራድዮ ኣሰርና (መደብ 12 September 2015)



12/09/2015 00:11 AM

Ghietachew – an Eritrean hero

By Kiki Tzeggai

My brothers and their friends made always a lot of noises when they would gather at our house. They would listen to the latest songs through the radio waves of the Kagnew Station, the largest US military base all over Africa in the 70’s. Among my brothers’ friends Ghietachew stood out as silent and caring giant. He always had a smile in his face. He was shy, but had a steady and strong voice…Read more



11/09/2015 17:26 PM

Dan Connell Speech at Uppsala Univesity

ሰሚናር ብ’ዳን ኮነል፡ ኣብ ኡፕሳላ ዩኒቨርሲቲ

[ Eritrean Tv Demtsi Hezbi ቲቪ ድምጺ-ህዝቢ]

Demtsi Hezbi coverage the speech of Journalist and author Mr. DanDan Connell Speech at Uppsala Univesity Connell on Eritrean refugees all over the world. He visited several refugees camp in Africa, middle-east,Europe and South America. His determination to help Eritrean refugees and courage to rise up the question of humanity in the world. He wrote reports, books and document in this case.

     Mr. Dan Connell has been friend and voice of Eritrea, when the world was turning deaf ears. He stood by the liberation, struggle of Eritrea, using his journalistic and writing skills and dedication. Since early 1970's, he visited Eritrean trenches, behind-enemy lines and civilian departments in liberated areas, and reported to the whole world. Mr Connell continues to stop the plight of Eritreans, to-date. His work on Eritrea and the books he wrote on Eritrea can be reached here.



10/09/2015 04:29 AM

ቲቪ ድምጺ-ህዝቢ ቃለመሕትት ምስ

ተጋዳላይ-ነበር ኣቶ ዑቕባይ ተስፋማርያም

Former Freedom fighter Mr. Oqbai Tesfamariam, shares his experience.

Former freedom fighter Mr Oqebai Tesfamariam

ቀዳማይ ክፋል (2 Sep 2015)፡ ካልኣይ ክፋል (4 Sep 2015)፡

 ሳልሳይ ክፋል (9 Sep 2015)፡



08/09/2015 00:52 AM

ኣስተምህሮታት ብ’ኣማኑኤል ሳህለ

(ሓንቲ ዓለም)

[Assenna.com]

ኣማኑኤል ሳህለ፡ ውሩይ ጸሓፋይን መምህርን ኢዩ። በቲ ኣብ ባህሊ፡ ታሪኽን ስነልቦናን፡ ዘቕርቦ ተኸታታሊ ኣስተምህሮታት ድማ ይልለ። ኣብ መርበብ ኣሰና.ኮም (www.assenna.com): ተኻታታሊ ኣገደስቲ ኣስተምህሮታት የቕርበልና ኣሎ። ገለ ካብዚ፡ ኣብዚ ዝስዕብ ጠዊቕኩም ከተንብቡ ትኽእሉ፡-




ተወሰኽቲ ጽሑፋት ብኣማኑኤል ሳህለ፡- ኣብዚ ጠውቑ



06/09/2015 22:54 PM

ዓምዲ ጥዕና፡-

ሕማማት ድቃስ (sleep disorders)

ብ’ዮሓንስ ድራር

[ kidanemhret.com መጽሔት ብርሃን ቶሮንቶ ]

ድቃስ ቀንዲ ናይ መዒልታዊ ህይወትና ዕረፍትን እፎይታን እንረኽበሉ፣ ስራሕና ብግቡእ ከነስልጥ ዚሕግዘና ሓደ ካብ መሰረታዊ

ባህርያትና ኢዩ። ኣብ ድቃስ ነሕልፎ ግዝያት ወይ ሰዓታት ሓደ ሲሶ ናይ ህይወትና ኢዩ። መሰረታዊ መዒልታዊ ስራሓትናን ተግባራትናን ከነሳልጥ ሙሉእ ድቃስ የድሌየና። ሓደ ሰብ እኹል ዕረፍቲ ንኪገብር እንተወሓደ ኣብ መዒልቲ 7.5 ወይ 8.5 ሰዒታት ድቃስ የድሌዮ። …Read more

ተወሳኺ ማሕበራዊን ጥዕናዊን ምኽሪ፡ ኣብዚ ጠውቑ





06/09/2015 22:54 PM

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ

(መደብ 06 September 2015)

ዕላል ምስ ገዲም ተጋ/ሕድራይ ፍስሃ

 8ይ ክፋል

ተጋ/ሕድራይ ፍስሃ፡ (ፊዳይን ተ.ሓ.ኤ.)፡ ኣብ ድሕሪ መስመር ጸላኢ ናይ ዝፈጸሙዎ ጅግንነትን፡ ዘጋጠመ መስዋእቲን፡ ናቱን ናይ ብጾቱን ኣዝዩ ኣደናቒ ታሪኽ፡ ሰነድ ዝኾነን ታሪኽ ኣዕሊሉ ኣሎ።

ዝሓለፈ መደባት (ሕድራይ) ኣብ ታሕቲ እነሆ፡-

ዝሓለፈ መደባት ድምጺ ኤርትራ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ

Related / ምስዚ ዝመሳሰል ታሪኽ ጀጋኑ፡-


05/09/2015 02:34 AM

    ምስክርነት    

ኣባል ስለያ-ነበር፡ ሚኪኤል ኣርኣያ

Testimony of Former member of military intelligence, Mr Michael Araya

[Voice of Assenna ድምጺ ኣሰና]

ሚኪኤል ኣርኣያ፡ ምስ ምጺ-ኣሰና፡ ኣብ ዝገበሮ ተኸታታሊ ቃለመጠይቓት፡ ኣብ መስከረም 2001፡ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ባይቶን ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲን ግንባርን (G-15)፡ ከምኡ’ውን ካልኦትን፡ ዝተፈጸመ ናይ ምእሳር ኣገባብን፡ ኣብ ልዕሊኦም ዝወረደ ግፍዒን ገበናትን፡ ናይ ዓይኒ ምስክርነቱ ሂቡ ኣሎ።

     እዚ፡ ንዕላማን መልክዕን እታ ፈላሚት ብረታዊ ተጋድሎና ዝኾነት፡ ወርሒ መስከረም፡ ዝደወነን፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ዘሕዘነን፡ ፍጻሜ ኢዩ። ናይቶም ብዘይ ፍትሒን ፍርዲን ክጠፍኡ ዝተፈርዱ ጀጋኑ፡ ኣውያቶም ንታሪኽ ዘመሓላልፍ ዘሎ ተባዕ ሚኪኤል ኣርኣያ፡ እናኣመስገንና፡ መርበብ ስኒትና.ኮም እውን ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ፡ ነዚ ኣገዳሲ ሰነዳዊ ዛንታ’ዚ ብጽሞና ሰሚዑ፡ ምስ ሕልናኡ ክዛረብ፡ ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ሃገሪዊ ሓላፍነት ክስከምን ትላቦ።

 1ይ ክፋል2ይ ክፋል3ይ ክፋል4ይ ክፋል5ይ ክፋል     




06/09/2015 13:15 PM

Looking down from the windows of the Organization of Africa Unity (OAU)

A day in Addis Ababa/Ethiopia - 1979

By Kiki Tzeggai

In 1979 I entered the gates of the then named Organization of African Unity (OAU) in Addis Ababa/Ethiopia.

I was called for a job interview. After I went through the many sequences of said interview, I stopped by the office of a friend of mine who was an employee there. My friend held a high position and could …Read more



05/09/2015 02:34 AM

  54 ዓመታት ሰውራ   

[ድምጺ መድርኽ]

ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ፈለማ 60ታት ሰውራ ኽጅምር ከሎ ናጽነቱን መሰላቱን ንኸረጋግጽ ደኣ’ምበር፡ ንዕላማታት ገለ ውልቀሰባት ከዕግብ ኢሉ ኣይተበገሰን። ብዙሕ እዋን ንሰውራታት ዝመርሑ ባእታታት በቲ ሓላፍነት ዘሰከሞም ህዝቢ ዝግባእ ምቁጽጻር እንተዘይተገይሩሎም ካብ ዕላማን ጥቕምን ሓፋሽ ወጺኦም ናብ ውልቃዊ ዕላማታቶምን ጥቕምታቶምን ከምርሕዎ ይኽእሉ’ዮም። ሰውራ ኤርትራ ካብቲ ዝፈለመሉ ክሳብ’ዚ ዘሎ እዋን፡ ኣብ መስርሑ ይኹን ድሕሪ ምዕዋቱ ንጥቕሚ ሓፋሽ ክኸውን ኣይከኣለን ዘሎ። ኣብ እዋን ሰውራ፡ ኣብ መስርሕ ቃልሲ ስለዝነበረ ነቲ ዘጋጠመ ዓመጻት ብዙሓት ሰባት ከም ክተርፍ ዘይክእል ጐድናዊ ሳዕቤን ቈጺሮም ክቃለሱን፡ ዓወት ናጽነት ምስተረኽበ ነገራት ክዕረን ተጸብዮም። Read more




06/09/2015 13:15 PM

ስነጥበባዊ፡ ኪሮስ ኣስፍሃ

ንፍትሒን ንሓድነትን ይጽውዕ።

Artist Kiros Asfaha Interviews




04/09/2015 16:28 PM

   FEKREY   

He was my friend and I told him

about the painful secrets I kept in my heart.


Since he left me, I lived a life of my choice: alone. Silence as my best friend and agony my

sleeping pill.

I told him my pain few days after we met;

 …Read more



03/09/2015 23:41 PM

    ኣይድገምን'ዩ ምንባር!      

ኪሮስ ኣስፍሃ!

የማነ ባርያ እዩ ንጉስ ስነ-ጥበብ

ካብ ሰማይ ወሪዱ ብመንገብገብ፡

'ምስ ህዝቡ ደው ኢሉ ስለ ዘቕሰነኒ

ንኪሮስ ኣስፍሃ ኣመጉሶ' ኢሉኒ!

 Read more




01/09/2015 21:45 PM

Prisoners of their dream

Researched and compiled

by Resoum Kidane

This compilation has covered briefly:  

See also Related / ምስዚ ዝመሳሰል ኣርእስቲ:



01/09/2015 21:25 PM

ንዝኽሪ ፈላሚት ዕለት ምጅማር ሰውራና፡

ሓደ መስከረም 1961

Commemorating 1st September 1961

Memmory of 1st Sep. 1961 ዝኽሪ 1 መስከረም 1961


Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe

Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

September 2015 - Archive   << Back