Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe

29/09/2015 17:19 PM

ዓምዲ ታሪኽ፡- ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳላይ ግርማይ ሃይለ

 Interview with veteran fighter Mr Ghirmay Haile.

[YouTube   Eritrean Tv Demtsi Hezbi ]


  1ይ ክፋል ( 24 Sep 2015)፡  2ይ ክፋል (27 Sep 2015)፡  3ይ ክፋል (30 Sep 2015)፡   4ይ ክፋል (03 Oct 2015)፡  5ይ ክፋል (06 Oct 2015)፡

ተጋዳላይ ግርማይ ሃይለ፡ ከባቢ ባድመ ዝተወልደ፡ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ) ተሰሊፉ ከም ኣባል ክፍሊ ጸጥታን ስለያን ተመዲቡ ዘገልገለ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውደ-ውግኣት ዝተሳተፈ፡ ናይ ሃንደሳ ስርሒታት ዘካየደን ገዲም ተጋዳላይ ኢዩ። ክሳብ ናይ መወዳእታ እዋን፡ ማለት ተሓኤ ብኩናት ሕድሕድ ብህዝባዊ ግንባር ሕርነት ኤርትራ (ህግሓኤ) ተደፊኣ ካብ ሜዳ ኤርትራ እትወጽእ፡ ዝተጋደለ ኢዩ። ተመኩሮኡ፡ ብፍላይ ከኣ ብዙሕ ሰብ ዘይፈልጦ ታሪኽ የዘንትወልና ኣሎ። ኩሉ፡ ካብ ስምዒትን ወገንነትን ናጻ ኾይኑ ክመሃረሉ ድማ ስኒትና.ኮም ትላቦ። ሰናይ ምክትታል።

 Related / ምስዚ ዝመሳሰል ታሪኽ፡-

 ታሪኽ ተሓኤ፡   ታሪኽ ህግሓኤ  ዕላል ምስ እሱራት ፖለቲካ፡ ብ’ዳን ኮነል