March 2015 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 




31/03/2015 01:40 AM

Eritrean Scientist Wins Chinese Award

[ TesfaNews ]

By Thomas C. Mountain, HABTEMICHAEL Habtezion, an Eritrean scientist completing his Ph.D. in Fish Nutrition at one of China’s preeminent aquaculture universities has been named as one of China’s Outstanding International Students. This award is given to only a handful of the many thousands of foreign students studying in China and “Habtet” is the first […]



29/03/2015 22፡39 PM

Debate On the Issue of National Sovereignty khaled Abdu vs Solomon G Assefaw ንሕቶ ልዑላውነት ዘተኮረ ክትዕ ኣብ መንጎ ካልድ ዓብዱ ከምኡ’ውን ሰለሞን ገ. ኣሰፋው

[ smerrr tv]
















28/03/2015 23፡24 PM

Basic Human Rights. መስረታዊ መሰል ወዲሰብ:

Seminar by Mr. Eyasu Andemariam

ሰሚናር፡- ብ’ኣቶ ኢያሱ ዓንደማሪያም (ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ)










     Related (ምስዚ ዝዛመዱ):- (1) Universal Declaration of Human Rights (English ver) (2) ኣድማሳዊ መሰላት ደቂ-ሰብ (ብትግርኛ) (3) ሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ  1997 (ትግርኛ) (4)ሕግን ስርዓትን ናይ መሬት ዓደቦ (ትግሪኛ - ትግረ) 563 ገጽ




26/03/2015 21፡40 PM

Bisha Gold Mining: The Consequences Beyond Politics ዕደና ወርቂ ቢሻ፡ ኪኖ ፖለቲካ ዘሎ ኣከባቢያውን ማሕበራውን ደልሃመት

[ Voice of Assenna ]










ምስ’ዚ ዝዛመዱ ኣርስቲታት ኣብዚ ርአ




23/03/2015 02፡00 AM

“ደብዳብ ነፈርቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዕደና ወርቂ ቢሻ፡ ከምኡውን መኽዘን ኣጽዋር ማይዕዳጋ” – ዘሎ ወረታት - ንሱ ዘሰክሞ ሓላፍነትን

[ Snitna ስኒትና ]


ማዕከናት ዜና ሱዳን፡ Al-Sahafa ኣብ ናይ 21 March 2015 ሕታሙ፡ ከምኡ’ውን TIGRAIONLINE.COM ኣብ ናይ 21 March 2015 ዝወጸ ጽሑፍ (Ethiopian fighter jets hit Eritrean Bisha mine and Mai Edaga military Depo)፡  ነፈርቲ ኩናት እትዮጵያ፡ ናብ ውሽጢ ኢርትራ ብምእታው፡ ኣብ ዕደና ወርቂ ቢሻ፡ ከምኡውን ኣብ መኽዘን ኣጽዋር ማይ-ዕዳጋ: ዕንወት ከምዘውረዳ ኣቃሊሐን ኣለዋ። እዚ ወረ’ዚ ግን፡ ክሳብ ሕጂ በቶም ጉዳዩ ዝምልከቶም መንግስታት (ኤርትራን ኢትዮጵያን) ኮነ፡ ንሕና ኢና ፈጺምናዮ ዝብሉ ተቃወምቲ ኣካላት፡ ብወግዒ ክረጋገጽ ኣይተኻእለን። ካብ ኤርትራ፡ ዝተጨበጠ ሓበሬታ ንምርካብ ኣዝዩ ከቢድ ምዃኑ ዝተፈልጠ ኢዩ። ይኹን’ምበር፡ ኩባንያ ዕደና ነቭሱን፡ ብዕለት 22 March 2015 ጋዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኡ ኣሎ። ብመሰረት’ቲ ብ’ነቭሱን ዝወጸ መግለጺ፡ ኣብ ናይ ለይቲ- እብረ፡  ዕለት 20 March 2015ናይ ዕንወት ተግባራት ኣጋጢሙ ከምዝነበረን፡ መጠነ-ንኡስ ጉድኣት ኣብቲ ትካል ምውራዱን፡ ይጠቅስ።  እቲ ጉድኣት ተጸጉኑ ኣብ መወዳታ ናይዚ ሰሙን’ዚ ንቡር ስራሕ ክጅመር ምዃኑ’ውን ሓቢሩ ኣሎ።

     እዚ ጉዳይ’ዚ ኣብ መርበባት ሓበሬታ ዓቢ ኣዛራቢ ጉዳይ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ክስተት’ዚ፡ ስለምንታይ ኣብ ድሮ ምድላዋት ንምርጫ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ? ብካልእ ወገን ድማ፡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ፍትሒ ኣልቦነትን ዘይቅዋማዊ ኣሰራርሓን ደረት-ኣልቦ ሃገራዊ-ኣገልግሎትን፡ ንሱ ዘስዓቦ ናይ ኣማኢት ኣሽሓት መንእሰያት ደቂ ኤርትራ፡ ስደትን፡ ኣብቲ መስርሕ ስደት ዘጋጥም ዘሎ ኣስካሕካሒ ስቅያትን፡ ንዓቕሚ ምክልኻል ልዑላውነት ኤርትራ ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ስለዘውደቖ፡ ናይ ብዙሓት ስክፍታ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፈ ናይ ኢትዮ- ኤርትራ ኩናት ኣስታት 100 ሽሕ ዝግመት ህይወት ሰብ፡ ብክልቲኡ ወገን ከምዝሃለቐ ዝዝከር ኢዩ። ዳግማይ ከይክሰት እውን ዘየሰክፍ ኣይኮነን።

     ብወገን መራሕቲ ክልቲኡ መንግስታት (ኤርትራን ኢትዮጵያን)፡ እዚ ክልተ ሓው ዝኾነ ህዝብታት፡ ዳግማይ ናብ ቀዛፊ ክናት ከይሸሙዎ ብኩሎም ዝምልከቶም ኣካላት፡ ዓገብ ክበሃል ዝግብኦ ኢዩ።           

     ብፍላይ ንኤርትራዊ (ኣብ ትሕቲ’ቲ ስርዓት ዘሎ ይኹን ኣብ ደምበ ደላይ-ፍትሒ ተሰሊፉ ዝርከብ ኤርትራዊ) ድማ፡ ነቲ ናይ ኩሉ ጠንቂ ሕሰምና ዝኾነን፡ ንምስሊ ኤርትራ ደውዊኑ፡ ኣብ ዓዘቅቲ ሸሚሙዋ ዝርከብ ዘሎ ብልሹው ምሕደራ ናይ ሃገርና፡ ንምእላዩን ሃገርና ካብ ሞት ንምድሓንን፡ ዘየላቡ ህጹጽ እዋናዊ ዕማምን ሓላፍነትን ከምዘሎና፡ ካብ ቅድም ንላዕሊ ሕጂ ኣዝዩ ጎሊሑ ይርኣየና ኣሎ። ብካልኣዊ፡ አረ ብሳልሳዊ ደረጃ ዝስራዕ ኣርኣእያታት ሓድሕድና ካብ ምፍልላይ ኣወጊድና፡ ብሓደ ቅልጽም ንፍትሒን ምእንቲ ንቡር ህይወትን ደው ንበል። ኣብ መወዳእታ’ዚ ጽሑፍ፡ ምስ ምዕዶ ኣቦና ወልደኣብ ወልደማሪያም (05/05/1951) ክንገድፈኩም።


 ስኒትና.ኮም




21/03/2015 13፡08 PM

ዓ ካ ዓ ካ!

 ካብ ሓውኹም መሲናስ

ሃብሮም ጋዜጠኛ ናይ ሓድነት ኣርማ

ብቓልሲ ኪትቕንጥጥ ንሕሱም *ዘለማ  

ምስ ኩሉ ትሰርሕ ንሓንቲ ዕላማ

ቃላትካን ድምጽኻን ዚህረፍ ከም *ጣዝማ  

ተስፋ ኣሎዋ ኣደና ኪትፍውስ ሕማማ!

…Read more




20/03/2015 15:50 PM

ንፈገግታ፡- ዕላል ምስ ፕረሲደንት ኢሳይያስ





19/03/2015 19:30 PM

Sound of Torture ድምጺ ስቅያት - ፊልም።

Eritrean refugees, trapped and tortured in the Sinai desert, reach out to an activist radio host in Sweden.

[ aljazeera ]

Europe closed its borders in 2006, thousands of Eritreans try to flee their repressive country to Israel by crossing the Sinai desert. But there, many are kidnapped by Bedouins and taken to one of the hidden camps where their families are then extorted for ransom…Read more


 

15/03/2015 23:41 PM

ድምጺ ኤርትራ ሃሊፋክስ - ናዝ የማነ

ዘተ ምስ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ

ህሉው ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ዝምልከት

ኣብዚ ሰለስተ ክፋላት ዘተ፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ዝምልከት ኣርእስቲ ዘተኮሩ፡ ካብ ብዙሓት ተሳተፍቲ ንዝቐረበሉ ሕቶታት ክምልስ ከሎ፡ ካብ ኩሉ ሸነኽ ናይ ፖለቲካ ዝመጽኡ ተሳተፍቲ ድማ ነይሮም። ንትሕዝቶ ናይዚ ኣገዳሲ ዘተ ንምስማዕ፡-

ቀዳማይ ክፋልካልኣይ ክፋልሳልሳይ ክፋል

ዝሓለፉ መደባት ድምጺ-ኤርትራ ንምስማዕኣብዚ ጠውቑ




13/03/2015 02:33 AM

ዓምዲ ጥዕና፡- ብዛዕባ ጽምዋ (Loneliness)

ብዮውሃንስ ፈርዲናንዶ ድራር

[ kidanemhret.com ]

ኣብ ዘሎናዮ እዋን፡ ኣብ ዲያስፖራ እንነብር ኤርትራውያን ብብዝሒ ካብ ኣካባቢና ተኣሊና እንነብር ኣሎና። እዚ ከኣ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ኪኸውን ይኽእል። ገለ ሰባት ብሰንኪ... Read more

ተመሳሰልቲ ኣስተምህሮታትን ምኽሪንኣብዚ ጠውቑ



13/03/2015 16:21 PM

ዓምዲ ታሪኽ፡-

ሓጺር ዛንታ ህይወት - ኣባ ኣጉስቲኖ ተድላ

 [ emnetu.com  ብ’እምነቱ ተስፋይ]

ኣባ ኣጉስቲኖ ተድላ ካብቶም ፍሉይ ዝኾነ ፍቕሪ ሃገር ዝነበሮም ኤርትራዊ ዜጋ እዮም ዝነበሩ። ብዝተፈላለየ መንገዲ ድማ ንነጻነትን ድሕንነትን ሃገሮምን ህዝቦምን ኣበርክቶ ዝገበሩ ክነሶም ብዙሕ ሰብ ዛንታ ህይወቶም ዝፈልጥ ግን የልቦን። ኣገዳሲ ዝኾነ ሓበሬታ ብዛዕባኦም ኣብ መርበብ ደቀባት ኮም ብ2007 ዝተሓትመ ምስ ኣንበብኩ ከምኡውን ብቐረባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቤት ማእሰርት ዝፈልጥዎም ሰባት ምስ ረኸብኩ

ብመልክዕ ዛንታ ሂወት (Biography) ኣብዚ ጀጋኑና ንዘክሮም ዝብል ዘመተ እነሆ የውጽኣ ኣለኹ። Read more

ናይ ፍሉጣት ኣብነታዊያን ኤርትራውያን ታሪኽ ህይወት ንምድህሳስ፡ ኣብዚ ጠውቑ




13/03/2015 02:33 AM

Inside Eritrea: BBC crew gets rare access to secretive nation ጸብጻብ፡ ዑደት ቢቢሲ፡ ናብ ኤርትራ

BBC News

Despite being one of the poorest countries in the world, Eritrea is on track to achieve three UN targets aimed at eradicating poverty. But it is also one of the world's most secretive and isolated states, and the United Nations says forced labour and


 … Read more

Related: Why Eritrea bans private media - BBC News …Also… Assignment : Eritrea BBC 12 Mar 2015



13/03/2015 02:33 AM

ህጹጽ አኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሎንዶን

ንዕለት፥ 28 መጋቢት 2015 ዓ.ም.  ሰዓት: ካብ 01 ድ. ቀ. ክሳብ ሰዓት 7 ናይ ምሸት

     ንሕና ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ: ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፥ ብቀዳምነት ዝኸበረ ሰላምታ ነቕርበልኩም። ከም እትፈልጡዎ፥ ኣቦና ነፍሰ-ኄር ዶክተር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ኣብ ከተማ ሎንዶን መጺኦም ኣኼባ ህዝቢ ኣብ ዝገበሩሉ ዕለት፥ ብህዝቢ ተመሪጽና። እዚ ኮሚቴዚ፥ ፖለቲካዊ ዘይኮነ ሕዝባዊ ምንቅስቓስ ኢዩ። ዕላማና ድማ ሓድነት ኤርትራውያን ንምስልሳል ኢዩ። Read more



08/03/2015 16:54 PM

ሸሞንተ መጋቢት!

ካብ ሓውኹም መሲናስ

ሸሞንተ መጋቢት!

ናይ መን ኢኺ እስከ ግለጽልና?

ናይተን ውጹዓትዶ ሰላም ዝሰኣና?

ወይ ናይተን ሰብ ግዜ፡ ዓለልቲ ኣብ ጥፍኣትና?

ናይተን ሕዙናትዶ *ከሊ ዝተኸድና?

ወይ ናይተን ሳዕሳዕቲ ግልብጭ ዝተቖና?

ናይ መን ከም ዝኾንኪ እስከ ንገርና!

…Read more



06/03/2015 14:01 PM

ጸዋሪት ኩሉ፡ ሓርበኛ ኤርትራዊት ኣደ!

ሎሚ’ውን ኣይጠዓማን!

መሪር ቃልሲ ገና ይጽበያ ኣሎ።


መርበብ ኤርትራውያን ደቂኣንሰትዮ

 ﺸﺒﻜــﺔ اﻝﻤرأة اﻻرﺘﻴرﻴــﺔ   





Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis

Voice of Delina - March 03, 2005




Eritrean FORUM: Radio Program -

ድምጺ መድረኽ - መደብ መንእሰያት

Thursday 12 , February, 2015




Eritrean History - Part 10,

International Women's Day

and Togoruba, Saleh Muselem





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe