September 2022 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 




28/09/2022 20:40 PM

PUBLIC SEMINAR INVITATION

ዕድመ ናብ ህዝባዊ ሰሚናር

Seminar to ALL Eritrean in United Kingdom.

ሰሚናር ንኹሎም ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ።

Sunday, 02 October 2022 - ሰዓት (Time):- 3:30 PM.

ኣዳለውቲ፦ ካቶሊካውያን ተቐማጦ ሎንዶንን ከባቢኣን።

Organised by Eritrean Catholics in London and its Environs.

ኣድራሻ (address)፦ Harrow Club, 187 Frestone road, London, W10 6DY. Nearest train Station: Latimer Road St.

ሰዓት (Time):- 3:30 PM  Read more

See also related. ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


19/09/2022 20:39 PM

The Summer PFDJ Died

– A Dossier

By Habte Hagos

Introduction

The summer of 2022 saw an unprecedented challenge to the grip that the Eritrean ruling party, the inaptly named “People’s Front for Democracy and Justice” [or PFDJ] exercises over the Eritrean population dispersed around the world. Perhaps as many as a quarter of all Eritreans currently live in exile, having fled the intense repression that has blighted the nation that won its independence from Ethiopia in 1993. No-one can be sure of the numbers. There has been no modern census of its estimated 3 to 4 million population, which is ruthlessly ruled by President Isaias Afwerki. Read more

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


18/09/2022 23:30 PM

ኣይረሳዕናኩምን!

We Will Never Forget You!

لن ننساك أبدا!

VOID Dr Gebre Seminar 28-Oct-2017



18/09/2022 23:30 PM

ዘበንያ ግርንቢጥሲ ማይ ንቐብ

ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል 18/09/2022

ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዘይምልከቶ ናይ ጎረቤት ሃገር ሕድሕዳዊ ትርምስ ንኻልኣይ ግዜ ምእታዉ ኣዝዩ ዘሕዝን ኢዩ። ናይ ትግራይ ሚድያታት ኰነ ተሓባበርቲ ናይ ኤርትራውያን ሚድያታት ከይተረፋ ነቲ ኣብ ሰራዊት ኤርትራ ዘጋጥም ዘሎ ህልቂት ብሓጎስ ከቃልሕኦ ምስማዕ፥ ሕልና ንዘሎዎስ ነብሰ-ስጋ ዝቕንጥጥ ኢዩ። ኣብ ከምኡ ናይ ሓዘን ሃዋሁው ምእታው ብዘይ ምኽንያት እኮ ኣይኮነን፦ Read more

See also related. ምስዚ ዝተኣሳሰር፦







16/09/2022 00:30 AM

Eri-Platform:

Eritrea Symposium 2022-II

ኤርትራ ሲምፖዝዩም 2022-II Aug. 2022

ምድራኽ ሃገር-በቈል ስግግር

ናብ ቅዋማዊ ምሕደራ

ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

መኽፈቲ መደረ

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ተሳተፍቲ 2ይ ኤርትራ ሲምፖዝዩም 2022 (2022-II)

ምዉቕ ሰላምታ ብምቕዳም፡ እንኳዕ ናብዚ ኣብ ብራሰልስ፡ በልጁም፡ ኣብዚ ዓመት’ዚ ንካልኣይ ግዜ ዚሰላሰል ዘሎ ኤርትራ ሲምፖዝዩም ብደሓን መጻእኩም።

እዚ፡ ኣብዚ ሃገርናን ዞባናን ኣብ ተቐያያሪ ርሱንን ዝሑልን ተጻብኦታት ተጸሚዱሉ ዘሎ ቅልውላዋዊ ህሞት ዚካየድ ዘሎ እዋናዊ ሲምፖዝዩም’ዚ፡ ፍሉይ ኣገዳስነት ኣለዎ። ኣብዚ ኣገዳስን እዋናውን ሲምፖዝዩም’ዚ፡ ኣብ ሓጺር ግዜ ንካልኣይ እዋን፡ ንምስታፍ፡ ብሕታዊ ዋኒንኩም ኣወንዚፍኩም፡ ካብ ኤውሮጳ፡ ካናዳን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን (ሕመኣ) ብምምጻእኩም ብልቢ አመስግን። Read more

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


16/09/2022 00:30 AM

ለውጢ

ካብ ማዕበል ናብ ትካላዊ ኣሳራርሓ

ብ`ዶክ. ኢንጅነር ፍትዊ ክፍለ፡ ምስ ብዙ ቡቱኞሊ ኣባላት ም.ንፍ.ኤ.ዲ.

ኣብዚ እዋን’ዚ ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎ ጉዕዞ-ለውጢ፣ ከም’ቲ ጉቡኡ፡ ዓቢይን ኣገዳሲ ኣርእስቲ ብምዃን፣ መድረኽ ክትዕን ዘተን ኮይኑ ኣሎ። ነቲ ፈኸም ዝብል ዝነበረ ደምበ ፍትሒ፡ ምብርባርን መስርሐ ለውጢ፣ ግብኡ ሒዙ ቁልጡፉን መስርዑ ዝተኸተለ ንምዃን፣ ህርድግ ክብል ክትርኢ ከሎኻ ተስፋ ይህብን ግዴኻ ንምግባር ክኣ ይጽውዕ። Read more Read more





11//09/2022 14:19 PM

ርሑስ በዓል

ቅዱስ ዮውሃንስን፡

ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና።

Happy holiday

& Happy Geez New Year!




08/09/2022 23:30 PM

Queen Elizabeth II

has died

ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ከምዝዓረፋ ቤተንግስነት ባኪንግሃም ኣፍሊጡ [BBC]

See also related. ምስዚ ዝተኣሳሰር፦:


04/09/2022 23:45 PM

ቃልስና ሸትኡ ክወቅዕ፡ውዳበና ነበርትዕ!

*ካልኣይ ጉባኤ ባይቶ ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል*

Global Yiakl Council 2nd Congress.

المؤتمر الثاني لحركة كفاية الشعبية العالمية الارترية

September 2, 3 and 4, 2022.

See also related. ምስዚ ዝተኣሳሰር፦:




01/09/2022 00:41 AM

መበል 61 ዓመት

ዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 1961፡

ምጅማር ብረታዊ ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ።

الذكرى الستون لبداية النضال من أجل التحرر المسلح للشعوب الإريترية ، 1 سبتمبر 1961.

61st Anniversary of the Start of Eritrean people's Armed liberation struggle, 1st September 1961. (1961 - 2022)

ቃልሲ፡ ብኣድማዕነት፡ ንሓርነት!




Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more



Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe