Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

April 2017 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና



30/04/2017 22:10 PM        

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ

ናይ Sunday 30 APRIL Show መደብ

ሓርበኛ ዳዊት ኣስገዶም: 3ይ ክፋል

ብዛዕባ ስርሒት ምውጻእ 6 ሚልዮን ብር፡

 ካብ ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ።

ዕላል ምስ ካብ ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ 6 ሚልዮን ብር ንምውጻእ ስርሒት ዝወደበን ምስ ተሓኤ ዝተሓባበረን፡ ዳዊት ኣስገዶም፡ ተመኩሮኡ የካፍል። The 6 million $ Man. The alleged 6million Eth $ (equal to 2.5 million US$) Bank robbery from Comercial Bank of Ethiopia in Asmara by Dawit Asgedom with cooperation with ELF.

 1ይ ክፋል (09 Apr 2017)፡  2ይ ክፋል (23 Apr 2017)፡

 3ይ ክፋል (30 Apr 2017)፡



30/04/2017 00:27 AM  

ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK ሓድነት ኤርትራዉያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ

ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ በርሚንግሃም

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ በርሚንግሃምን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ኣብ ከተማ በርሚንግሃም ንዕለት 6 ግንቦት 2017 ካብ ሰዓት 02:30 ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም።

     ኣብዚ ኣኼባዚ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሕዝብናን ሃገርናን ክንዝቲ ኢና።  ጸገማትና ክንፈትሓሉ ዘኽእል ኢልና ዝቐረብናዮ እማመ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ድማ ክንዝትየሉ ኢና። ኣቐድም ኣቢልና ካብ ብዙሓት ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ ዝተዋጽኡ ኮሚቴታት ንምሉእ ዓብይ ብሪጣንያ ዝውክል እካል ብወግዒ ከምዘቖምና ዝዝከር እዩ። እዚ ኣብ በርሚንግሃም ተመዲቡ ዘሎ ናይ ሓድነት ኣኼባዚ ከኣ መቐጸልታኡ እዩ። Read more



30/04/2017 00:27 AM

ዕላል ምስ ኣቶ እምነቱ ተስፋይ።

መመሊሱ ዘደንጹ ተወፋይነት ኤርትራውያን!

Interview Librarian Emnetu Tesfay. (his support to EPLF. Historical projects during the struggele.)

[TV-Sened Eritra ቲቪ ሰነድ ኤርትራ]

ኣቶ እምነቱ ተስፋይ፡ ኣብቲ ናጽነት ንምምጻእ ዝካየድ ዝነበረ እዋን ቃልሲ፡ ዓቢይ እጃም ዝነበሮ፡ ሕጂ ድማ፡ ታሪኽ ህይወት፡ ናይ ፍሉይ ታሪኽን ኣበርክቶን ዝነበሮም ፍሉጣት ኤርትራውያን፡ ኣብ ምስናድ፡ ከይተሓለለ! ክሰርሕ ዝጸንሐን ዘሎን ሓው ኢዩ። ፍርያቱ: ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ እምነቱ.ኮም (www.Emnetu.com) ብምስናድ፡ ንኹሎም ግዱሳት ኤርትራውያን ተነባቢ ከምዝኸውን ገይሩዎ ኣሎ። ሃብታም ተመኩሮኡ፡ ንኹልና ኤርትራውያን ጠቓሚ ስለዝኾነ፡ ብጽሞና ክንከታተሎን ክንመሃረሉን ኣገዳሲ ኢዩ። እዚ ታሪኽ'ዚ፡ እቶም ምንም ታራ ዘይነበሮም ዝመስሉ፡ ኣዝዮም ብዙሓት ኤርትራውያን፡ ክሳብ ክንደይ ዕዙዝ ኣበርክቶ ከምዝነበሮም፡ ከነስተውዕል ዝሕግዘና ኣጋጣሚ ኢዩ።  1ይ ክፋል (29-Apr-2017)፡  2ይ ክፋል (14-Oct-2017)



29/04/2017 10:25 PM

ትካል ኤርትራዊ ረድኤትን ልምዓትን፡

ንዝተጸገሙ ዕቑባት ይሕግዝ።

Eritrean Relief and Development & Star for Star, joint-support campaign in Refugee camps.

ትካል ኤርትራዊ ረድኤትን ልምዓትን፡ ምስ Star for Star ዝተባህለ ትካል ብምትሕብባር፡ ንሓሙሽተ መዓልታት ዝቕኒ ረድኤት፡ ኣብ መዓስከራት ዕቑባት ስደተኛታት ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣካይዶም። እዚ በኤርትራውያን ዝቖመ ትካል ረድኤትን ልምዓትን፡ ኣብ ዝሓለፈ 12 ዓመታት ተመሳሳሊ ደገፋት ንስደተኛታት ኤርትራውያን ክህቡ ከምዝጸንሑ እውን፡ ነቲ ዕማም መሪሑ ዝተሳተፈ ኤርትራዊ ኣቶ ካሕሳይ ገሊጹ ኣሎ። እዚ ዕዉት ስራሕ'ዚ! ክምጎስን ክተባባዕን ኣብ መላእ ዓለም ክዓቢን ዝግብኦ ተበግሶ ኤርትራውያን ኢዩ። Read more



27/04/2017 21:59 PM

ዕላል ምስ ፕሮፈ ኣርኣያ ደበሳይ፡

ብዛዕባ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን፡ ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምልዕዓል። Conversation with professor Araya Debesai on G.I.E.

[ Tempo Afric TV መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን ]



27/04/2017 21:59 PM

The concept of "National Unity in Diversity"

ሃገራዊ ሓድነት ኣብ ብዙሕነት፡

ብመንጽር ምድሓን ሃገርን ህዝቢን።

ዶር ገብረ ገብረማሪያም by Dr. Gebre Gebremariam

[ ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]

 1ይ ክፋል (23 Apr 2017):  2ይ ክፋል (23 Apr 2017):

 3ይ ክፋል (23 Apr 2017):  4ይ ክፋል (23 Apr 2017):




18/04/2017 16:15 PM      

Gross Misrepresentation:

Protection of Human Rights or

perpetuating repression in Eritrea.

By Petros Tesfagiorgis

[Assenna ኣሰና]

A meeting titled “Protection of Human Rights in Eritrea” chaired by Ruby Sandhu took place on Thursday 6 April 2017 at the University of Westminster-London: The speakers were:

Ruby Sandhu: a non-practicing senior solicitor, focusing on Business and Human Rights. She is the vice Chair of the Solicitor’s International Human Rights Group (SIHRG) and a Trustee of the Society of Mediators.  Ms Sandhu is of course the author of a small booklet “Eritrea – through the lens of nation building, business ethics & sustainability”. Habte Hagos – chairman of Eritrea Focus – has sent a review to SIHRG revealing its inaccuracies and that she is ill-informed. Read more



12/04/2017 16:44 PM

Dutch concern at visit of top Eritrean official.

 ሻቅሎት ሆላንድ፡ ብዛዕባ ምብጻሕ ላዕለዋይ ሓላፊ መንግስቲ ኤርትራ።

by Sophie MIGNON - AFP on April 12, 2017.

[Yahoo7 News]

The Hague (AFP) - The Dutch government voiced concern Tuesday over a visit by an Eritrean presidential advisor to The Netherlands, where large numbers of refugees have sought shelter after fleeing the repressive nation.

   The visit by Yemane Gebreab, advisor to Eritrean President Isaias Afwerki, "is awkward," the Dutch cabinet said. Read more

See also related ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-



12/04/2017 16:44 PM

ዕላል ምስ ናይ ሕጊ በዓል ሞያ፡

ሳሙኤል (ወዲ ቢዘን)።

Interview with Law professional,

Samuel (Wedi Bizen).

[ Tempo Afric TV ]

ሳሙኤል (ወዲ ቢዘን)፡ ብሞያ ሕጊ ዝተማህረ ኢዩ። ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝነበረሉን ድሕሪኡን፡ ምስ ሞያኡ ኣብ ዝተኣሳሰርን፡ ካልእ ኣብ ኤርትራ ዝነበረን ዘሎን ኩነታት ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላትን ብዝምልከት፡ ተመኩሮኡ የካፍል።

 1ይ ክፋል (09 Apr 2017)፡  

 2ይ ክፋል (14 Apr 2017)፡





08/04/2017 22:43 PM

ዘመነ መዘርባዕ

ብ'ጎርድም

መዘርባዕ (Datura Stramonium) መበቆላውነቱ ኣብዚ ሕጂ ሜክሲኮ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዘሎ ኣከባቢ ምዃኑ`ኳ እንተ ተገልጸ፡ ሎሚ ግን ኣብ ብዙሕ ቦታታት ዓለም ተዘርጊሑ ይርከብ። እዚ ብሩህ ቀጠልያ ዝሕብሩ ልምሉም ቆጽሊ ዝውንን በዓል ድሙቕ ዕምባባ፡ ግምብኡ ብበላሕቲ ኣእሽኽ ዝተሸፈነ ኢዩ። ሓደ ካብቶም ከም ጻህያይ ዝግለጹ ቡቕሊ መሬት ዝኾነ መዘርባዕ፡ ኣብ ኣዝዩ ስቡሕ ቦታ ማእከላይ ዝሙቆቱ ዝናብ ዝረኽበሉ ኲነታት ኣየር ይምቸኦ። እዚ ቡቕሊ`ዚ ዕቤቱ ቊልጡፍ ኮይኑ ልዑል ዓቐን Alkaloid ዝተባህለ ባእታ ስለ ዘለዎ መራዚ ኢዩ። ኣቊጽልቱ ጐርፋዕፋዕ ኢሎም ብምዝርጋሕ ንኣብ ከባቢኦም ዝቦቕሉ ኣዝርእቲ ይኹን ንመግቢ እንስሳታት ዘገልግሉ ዓሌታት ሳዕሪ ብቐሊሉ መሪዞም ከጥፍእዎም ግዜ ኣይወስደሎምን።Read more



08/04/2017 22:43 PM

ኣብ ኤርትራ፡ ኩነታት ሕርሻ ዝከታተል ሮቦት ይምሃዝ

[VOA Tigrinya]

ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ሰሙን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኤርትራ ኣብ ኮለጅ ሓልሓል ዓመታዊ ፈስቲቫል ኣካይዶም ኔሮም። ኣብ`ቲ ፈስቲቫል ካብ መንጎ ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት. ተማሃሮ ዘቕረብዎ ምርኢት ዝተፈላለየ ምህዞታት ገሊኡ ኔሩ። ካብ`ቲ ምህዞታት ድማ ሓደ፡ ተማሃሮ ኮለጅ ሕርሻ ሃመልማሎ ዘቕረብዎ ኣብ ናይ ሕርሻ ቦታ እናተንቀሳቐሰ ዳህሳስ ብምክያድ ንኩነታት`ቲ ሕርሻ ሓበረታ ዘመሓላልፍ ሮቦት`ዩ።  ኣብ`ዚ መደብ`ዚ ካብ መንጎ`ቶም ነቲ ሮቦት ዝሰርሑ ሓደ ቀሪቡ`ሎ። ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል። Read more



07/04/2017 13:24 PM

Eritrea Slams U.S. for 'Inexplicable' Sanctions Following North Korea ...Newsweek. ኤርትራ፡ ነቲ ብኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ዝተገብረ ተወሳኺ እገዳ፡ ኮኒናቶ።

[ Newsweek ]

Eritrea has criticized the United States' decision to place “inexplicable” sanctions on the Eritrean navy. The U.S. State Department recently announced it had ኤርትራ፡ ነቲ ብኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ዝተገብረ ተወሳኺ እገዳ፡ ኮኒናቶ።...Read more

see Related ምስዚ ዝዛመድ፡-


03/04/2017 14:14 PM

ERITREAN UNITY FOR JUSTICE  – UK

ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ

ጋዜጣዊ መግለጺ - Press Release

25 March  2017

ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ብደረጃ ሃገር ብሪጣንያ ዝነጥፍ ዓብዪ ኣካል ኣቚሙ።

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፡ ከምቲ ኣቐዲምና ብመራኸቢ ብዙኃን ገሊጽናዮ ዝነበርና፥ ብቀዳም ዕለት 25 መጋቢት 2017 ኣብ ከተማ ሎንዶን ተኣኪብና፥ 14 ዝኣባላታ፡ ብደረጃ ሃገር ብርጣንያ እትነጥፍ ኮሚቴ ሓድነት ኣቚምና ኣለና። ነዛ ዓባይ ኮሚቴ`ዚኣ ኬቑሙ፡ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሃገረ ብሪጣንያ ዝተወከሉ ኣባላት ናይተን ንኡሳን ኮሚቴታት ተረኺቦም ኔርም። ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ዝተመሥረተትሉ ኣኼባ፥ ብዘይካ እቶም ኣባላት ኮሚቴታት፥ ዓበይቲ ዓድን፡ ውልቀ-ዜጋታትን፡ ኣባላት ዝተፈላለዩ ውድባትን እውን ተረኺቦም ኔሮም። ኣኼበኛታት፡ ነዛ ሓዳስ ኮሚቴ፡ …Read more

ቪድዮ ሪፖርታጅ፡-  1ይ ክፋል   2ይ ክፋል 3ይ ክፋል 4ይ ክፋል 5ይ ክፋል   6ይ ክፋል  


02/04/2017 23:24 PM

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ

ዕላል፡- ገዲም ሓርበኛ ዑቕባይ ተስፋይ

Veteran Ocbay Tesfay


ገዲም ተጋዳላይ ዑቕባይ ተስፋይ፡ ናይ መወዳእታ ኣብ ትግራይ ዝተረፈ ፊዳይን ተ.ሓ.ኤ. ሰፊሕ ተመኩሮኡ ኣካፊሉ ኣሎ። Veteran Ocbay Tesfay, the last ELF Fedayn in Tigray, will shareድ his extensive experience.


 1ይ ክፋል (12 Mar 2017)፡  2ይ ክፋል (19 Mar 2017)

 3ይ ክፋል (26 Mar 2017)፡  4ይ ክፋል (02 Apr 2017)


01/04/2017 13:43 PM

ህጹጽ ጻውዒት ካብ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ፡

ቃለመሕትት ምስ ፕሮፈ. ኣርኣያ ደበሳይ

Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-















Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print