Search our site መድለዪ:
 








31/08/2016 21:39 PM

THE CHALLENGE TO BE THE CHANGE

TO MAKE THE DESIRED CHANGE  

Dr. Tesfa G. Gebremedhin,

West Virginia University

Things change and life goes on. It is inevitable because change is the natural law and order of life. A person has to look not only the past and present but it is also essential for the person to see what and how change has to happen in the future.  As Winston Churchill said, “To improve is to change, to be perfect is to change often.” If we don’t change, we don’t grow and if we don’t grow, we cannot say that we are really living in this changing world.  As Barack Obama said, “Change will not come if we wait for some other person, or for some other time. Read more








31/08/2016 17:45 PM

ራድዮ ኣሰርና (Radio Aserna) ይትባረክ ገ/ትንሳኤ

ፍሉይ መደብ - ንሓሙስ 1st September 2016

ጽባሕ ሓሙስ፡ 01 መስከረም 2016፡ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም፡ ፍሉይ መደብ ፈነወ ኣዳሊና ኣሎና። ዕዱማት ኣጋይሽ ክህልዉና ኢዮም። ካብ ሰዓት 7-9 AM Ontario Canada time ወይ ድማ 12-14 hours London ዓባይ ብሪጣንያ፡ ክትከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም።





29/08/2016 18:24 PM

A SALUTE TO

ERITREAN VETERANS

By Kiki Tzeggai

I just came back from the ELF Reunion in Atlanta Georgia. My first participation ever in any reunion or festival.  I am glad I did.  This is why:


I witnessed all Berhane told me about the ELF (Jobha) way back in the late ‘70s.  He told me that this is the Freedom fighters group that started our liberation war.  He made me understand that an alphabet cannot start in the middle, but we have to be able to read the first letters so to be educated.  Berhane told me the Eritrean alphabet start with “ha hu” (ሀ ሁ) and the first part cannot be ignored and for us to pretend and start our alphabet in the middle (ለ ሉ). Same with the role of the ELF. Read more




28/08/2016 15:07 PM

ኣብ ኤርትራ ስለምንታይ ናይ ዘይምትእምማን መንፈስ ሰፊኑ ይርከብ

ብኣስገደት ምሕረትኣብ

[harnet.org]

ኣቐዲመ፡ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣገዳስነት ሓባራዊ ዘተ ተረዲኡ ነዚ ኮንፈረስ‘ዚ ከዳሉ ምብቅዑ ከሞግሶ እደሊ። ቀጺለ ኣብ‘ዚ ኮንፈረንስ‘ዚ ተረኺበ ኣስተዋጽኦይ ከበርክት ዕድል ዝሃበኒ ብልቢ አመስግን። ዕዉት ዋዕላ ክኾነልና ድማ እምነ። ምልኪ ኣብ ሃገርና ኣብ ዝለዓለ ጥርዙ በጺሑ እንከሎ፣ ሓይሊ ተቓውሞ ተጠርኒፍና ፍትሓዊ ስርዓት ክንተክል ካብ ዘየኽእሉና ዘለዉ ቀንዲ ምኽንያታት ሓደ ኣብ መንጎና ምትእምማን ዘይምህላዉ እዩ። እሞ እዚ ዋዕላ‘ዚ ዋዕላ ምህናጽ ሓድሕዳዊ ምትእምማን“ ብዝብል ኣርእስቲ ምክያዱ ለባም ውሳኔ እዩ።

     ተዋሂቡኒ ዘሎ ኣርእስቲ "ኣብ ኤርትራ ስለምንታይ ናይ ዘይምትእምማን መንፈስ ሰፊኑ ይርከብ" ዝብል እዩ። ኩልና ከምእንፈልጦ እዚ ኣርእስቲ‘ዚ ኣዝዩ ዓቢ ከምምዃኑ መጠን፡ ብዙሕ ክዝረበሉ ይኽእል‘ዩ። ብዝተኻእለ መጠን ኣሕጽር ኣቢለ መበገሲ ምይይጥ ክኾነና ይኽእል ዝበልኩዎ ከቕርብ‘የ። Read more

ተመሳሰልቲ ኣርእስትታት ኣብዚ ርአ፡-



27/08/2016 22:11 PM

መደብ ራድዮ ኣሰርና 27 August 2016፡- ብ’ይትባረክ ገብረትንሳኤ

መሃሪንን ኣዘናጋዒን መደብ ምስ ምዑዝ ዜማታት።

Read more



27/08/2016 20:23 PM

ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ

ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሎንዶን፡

Public Meeting

ዕለት/On: 04 September 2016

     ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ኣሕዋትና፥

ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ሕዝባዊ ኣኼባና ዝገለጽናዮን፡ ብሕዝቢ ዝተመረቐልናን መሰረት፣ ኣብ ብዙሓት ዓብይቲ ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ ዑደት ፈጺምና።  ኣብተን ኤርትራውያን ኣሕዋትና ብብዝሒ ዝርከቡለን ከተማታት ሕዝባዊ ኣኼባታት ብምክያድ፡ ነቲ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ዘቕረበቶ እማመ ናብ ኣኼበኛታት ኣቕሪብና፡ ተመያዪጥና፥ ኮሚቴታት እውን ኣቑምና ኣለና። እዚኣቶም ብሕዝቢ ዝተመርጹ ኮይኖም፥ ነቲ ዝመዘዞም ሕዝቢ ዝውክሉ ኢዮም። …Read more






26/08/2016 16:40 PM

LEARNING THE VALUE OF MANAGING THE USE OF TIME

Dr. TesfLEARNING THE VALUE OF MANAGING THE USE OF TIMEa G. Gebremedhin, West Virginia University

 

Time is moving on; the clock keeps on ticking without a break, and we have no control of it. As it is said, “Time and tide wait for nobody”   Time is uncontrollable; time cannot be managed; we can only manage ourselves and the use of time. Frequently, we take for granted that there is always plenty of time. It is evident that…Read more





24/08/2016 23:45 PM

ዓምዲ ታሪኽ፡-

ቀዳሞት ጀጋኑ ኤርትራን ባህልናን

ብይስሃቕ ዩሴፍ

[emnetu.com ሰነዳት እምነቱ ]

እዚ መጽሓፍ'ዚ፡- (1) ነቶም ግዝኣታት ቱርክን ግብጽን መሪርዎም ብዝነበሮም ጉራደ፡ ኲናት፡ ኣረጊት ወጨፎ ከምኡ አውን ብውፉይ ሃገራዊ ሓሞት፡ ንሓርነትን ክብሪ ህዝብን አናተቓለሱ እተሰውኡን እተሰዱን እተጋደሉን ቀዳሞት ሓርበኛታት ኤርትራ፡ (2) ልዕሊ ኵሉ ከኣ ንእሱራት ደሴት ናዅራን ዓሰብን ንክብሮም መዘከርታ ኪኾነለይ እውፍዮ፡ (ይስሓቕ ዮሴፍ)...Read more






24/08/2016 23:45 PM

Dear Europe, if you really must

re-engage with Eritrea,

here’s how you should do it.

Posted on August 23, 2016 by Rufael Tecle

[ africanarguments.org ]

Unless Europe demands conditions as it re-engages with Eritrea, it will simply be strengthening the very regime responsible for thousands fleeing in the first place.

     For many years now, relations between Eritrea and the West have been frosty at best. The Horn of African nation is often labelled “Africa’s North Korea” or described as a “prison state” by the press in the West, where it is viewed as a pariah. Meanwhile, the Eritrean government has rarely pulled its punches in hitting back at Western governments that it accuses of conspiring against it. Read more






23/08/2016 17:49 PM

Public Announcement ሓበሬታ

Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement (Global Initiative)

Seminar On Saturday August 27, 2016  ሰሚናር፡ ቀዳም 27 ነሓሰ 2016

To all signatories of the Urgent Call and all Eritreans who would like to contribute to the success of the Global Initiative፡

     There will be a Seminar via Pal-talk Conference and Tele-Conference. On Saturday August 27, 2016 at 11:00am New York time, and 4:00pm London, 5:00pm Berlin and 6:00pm Tel-Aviv time. Read more




23/08/2016 15:37 PM

ካብ ቃላት መራሕቲ ኤርትራ ብዛዕባ ሃገራዊ ምርጫ

[ SBS Radio (22 Nov 2014) ]

ካብዚ ብዘይፍለ፡ ንሓድሕዱ ዝጋራጮ መራሕቲ መንግስቲ ኤርትራ፡ ብዛዕባ ኣብ ማሕዩር ዝርከቡ እሱራት ፖለቲካ ዝምልከት ዝሃቡዎ መግለጺታት ንምስማዕ ድማ፡ ኣብዚ ጠውቑ





23/08/2016 15:37 PM

Eritrea’s Ghirmay Ghebreslassie finishes 4th in olympic men’s marathon.

ኤርትራዊ መንእሰይ ተቓዳዳማይ፡ ግርማይ ገብረስላሴ፡ 4ይ ደረጃ ተሸላሚ ኦሊምፒክ ማራቶን 2016 ኮይኑ ዛዚሙ። ኣገናዕ!

[ Caperi ]

Kenya’s Eliud Kipchoge won the gold medal in the men’s olympic marathon in Rio, finishing (2:08:44). IAAF World Championships Beijing 2015 gold medalist, Ghirmay Ghebreslassie (Eritrea), finished fourth place (2:11:04) behind Ethiopia’s Lelisa (2:09:54) at second place and America’s Rupp (2:10:05) third place. Ghirmay was in front of a big leading group at the 10km checkpoint, but could not keep up…Read more










21/08/2016 23:43 PM

ናብ ነብስና ንመለስ፤ ሕጊ እንዳባ ንህልዊ ግድላት ኤርትራ መፍትሒ ዶኾን ምዀነ?

ብፕሮፈሶር ግርማይ ነጋሽ

[harnet.org]

ኣርእስቲ ናይ ሎሚ ሓተታይ “ናብ ነብስና ንመለስ፤ ሕጊ እንዳባ ንህልዊ ግድላት ኤርትራ መፍትሒ ዶኾን ምዀነ?” ዝብል ኢዩ። እቶም ነቲ ኣብ 2014 “ካህናት ተዛሪቦም፤ምቕልቃል ሓርነታዊ ቲዮሎጂ ኣብ ኤርትራ ዶኾን ይኸውን?” ኢለ ዝሰየምኩዎ ጽሑፍ ዝተኻታተሉ ግዱሳት ኣንበብቲ: ንኣመት ናይ ሎሚ ሓተታይ ብቐሊሉ ክግምቱዎ ዝኽእሉ ይመስለኒ። ብዝዀነ: እዚ ናይ ሎሚ ኣርእስተይ’ውን ምስኡ ዝተተሓሓዘ ስለዝዀነ: ወይ’ውን ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብኡ ዝቐረበ ቊምነገር ክርአ ስለዝደልዮ: ብዛዕባኡ ቊሩብ ገለጻን መዘኻኸርን ብምሃብ ክጅምር’የ። ሽዑ: ኣብቲ መቕድም ጽሑፈይ ከምዝተገልጸ:... Read more




21/08/2016 23:43 PM

መደብ ራድዮ ኣሰርና 20 August 2016፡- ብ’ይትባረክ ገብረትንሳኤ

መሃሪንን ኣዘናጋዒን መደብ ምስ ምዑዝ ዜማታት።

Read more




20/08/2016 23:53 PM

ፖለቲከ-ቑጠባዊ ትንታነ ዘይምዕብልናን ድኽነትን፡ ኣብ ድሕረ-ናጽነት ኤርትራ።

A Political Economy analysis of underdevelopment and poverty in post-independent Eritrea

Paltalk Room ፓልቶክ ሩም: EMDHR

A public Seminar was held with Dr. Gebremeskel Gebremariam, Professor of Economics.

ህዝባዊ ሰሚናር ምስ ዶ/ር ገብረመስቀል ገብረማሪያም፡ ፕሮፈሶር ናይ ኢኮኖሚክስ።



ዛዕባ ሰሚናር፡- ፖለቲከ-ቑጠባዊ ትንታነ ዘይምዕብልናን ድኽነትን ኣብ ድሕረ-ናጽነት ኤርትራ። ኣዝዩ ኣገዳሲን እዋናዊን ትሕዝቶ ዘለዎ ኢዩ።   1ይ ክፋል (20.08.16)፡ 2ይ ክፋል (20.08.16)፡


ተመሳሰልቲ ሰሚናራት ብ ዶ/ር ገብረመስቀል similar seminars by Dr Gebremeskel G/Mariam፡-






18/08/2016 17:12 PM

GIEEGM - Action Plan to Conduct Eritrean Local Assembly Elections - 17 August 2016




ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ!(ዓለምለኻዊ ተበግሶ)፡

መደብ ትግባረ

ንምክያድ ምርጫታት ኣካባቢያዊ ባይቶ።

GLOBAL INITIATIVETO EMPOWER ERITREAN GRASSROOTS MOVEMENT (Global Initiative)፡

Action Plan to Conduct Eritrean Local Assembly Elections.

المبادرة العالمية  لتمكين الحركة الشعبية الارترية

خطة عمل لإجراء انتخابات المجالس المحلية للجاليات الإريترية

17 August 2016

Read more



17/08/2016 17:55 PM

ዕርቂ / Reconcilliation

[ harnet.org ]

1. ትርጉም ዕርቂ

2. ግደ ባህሊ ኣብ ዕርቂ

3. መስርሕ ዕርቂ

4 .ግደ ወጻእተኛታት ኣብ ዕርቂ

5. ውጽኢት ዕርቂ

6. ምኽባር ዕርቂ


ትርጉም ዕርቂ፡ ኣብ መንጎ ደቂሰባት ዘየሰማምዕ ነገራት ክርከብ ባህርያዊ እዩ።ብዙሕ ዓይነት ማሕበራውን ሞያውን ፖለቲካውን ዝምድናታት ከም ዘሎ መጠን እተፈላለየ ብዙሕ መልክዓት ዝሓዘ ፍልልያት ክህሉ ግድን እዩ። ሰብ ነገር እንተስ ባዕላቶም እንተስ ብመንጎኝነት ካልኦት፣ ነቲ ዘየሰማሞዖም ጕዳያት ኵላቶም ዝረድዩሉ ስምምዕ ክብጻሕ እንከሎ ዕርቂ ተጌሩ ይብሃል። እቲ እዚ ጽሑፍ እዚ...Read more




17/08/2016 17:55 PM

Veteran Tegadalay - Hamid Saleh

ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ

ምኽትል መራሕ ሳልሰይቲ ክፍሊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራን ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ሰልፈኛታቱን፣

[ Assenna.com ኣሰና]


  1ይ ክፋል

  2ይ ክፋል

  3ይ ክፋል

  4ይ ክፋል

  5ይ ክፋል (መወዳእታ)





17/08/2016 13:15 PM

ፍሉይ መደብ ራድዮ ኣሰርና፡

ንኽብሪ ሓርበኛታት ኤርትራ:  ሮቡዕ 17 ነሓሰ 2016

ምስ ክቡራት ኣጋይሽና፡- (1) ኣቶ ናዝ የማነ ካብ ድምጺ ኤርትራ ሃሊፋክስ (2) መምህር ዘርኡ የዕብዮ፡ ደራሲ መጽሓፍ "መመዘክርና እንተንግንጽል" (3) ኣቶ ዘካርያስ ሃብተ። ሙሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ






14/08/2016 16:36 PM

ኤርትራውያን ነበርቲ ለንደን ዓባይ ብሪጣንያ ቀዳም 13 ነሓሰ ፈላሚት ሃገራዊ በዓል ሓርበኛታቶም  ጸምቢሎም። Eritreans in London celebrated  Eritrean Veterans Day 2016.

ኤርትራውያን ነበርቲ ለንደን ዓባይ ብሪጣንያ፡ ንፈላሚት ሃገራዊ በዓል ሓርበኛታቶም፡  ትማሊ ቀዳም 13 ነሓሰ 2016 ኣብ ኣደራሽ ተበግሶ ንለውጢ (Initiative of change) ጸምቢሎምዋ ውዒሎም።  ኣብቲ ገዳይም ሓርበኛታት ተቓለስቲ፡ ኣባላት ጀብሃን ሻዕቢያን ነበር፡ ደቂተባዕትዮን ደቀንስትዮን፡ ከምኡ እውን ግዱሳት ሃገራውያን ዜጋታት ተሳቲፎም። ኣባል ናይቶም መዓልቲ ሓርበኛታት ንክትህልወና ሓሳብ ዘንቀሉን ዘሀብተሙን፡ ከምኡ እውን ነዛ ዕለት ዝወደቡን ግዱሳት ሃገራውያን፡… Read more






14/08/2016 23:35 PM

መደብ ራድዮ ኣሰርና 13 August 2016፡-

ብ’ይትባረክ ገብረትንሳኤ


መሃሪንን ኣዘናጋዒን መደብ ምስ ምዑዝ ዜማታት። ኣብ መወዳእታ ድማ ኣገዳሲ እዋናዊ ምልክታ ንኹሎም ተኻታተልቲ መደብ ራድዮ ኣሰርና ኣሎኩም።

Read more




12/08/2016 22:55 PM

"መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ" ንምቕም ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ ዝምልከት፡ ቃለመሕትት -  

ራድዮ መድርኽ ]

ቀዳማይ ክፋል (09.08.16)፡




"መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ" ንምቕም ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ ዝምልከት፡ ቃለመሕትት -  

ራድዮ መድርኽ ]

2ይ ክፋል (12.08.16)፡






10/08/2016 23:25 PM


ዓለምላኻዊ ተበግሶ ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን

Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement

المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الارترية

gieegm@googlegroups.com


ክፉት ደብዳበ ንኹሎም መራሕቲ ፖለቲካውያን ውድባት


ሃቐና ናይዚ ክፉት ደብዳበ’ዚ ነቶም ኣስማቶምን ኣድራሽኦምን ክንረኽቦ ዘይከኣልና መራሕቲ ፖለቲካውያን ውድባት ንምብጻሕ እዩ። ተመሳሳሊ ትሕዝቶ ዘለዎ ደብዳበ ናብ አብ ታሕቶ ተጠቒሶም ዘለዉ 20 መራሕቲ ውድባት ተላኢኹ’ሎ።

Read more


10/08/2016 23:25 PM


التاريخ : 1 أغسطس 2016

التنظيمات السياسية الإريترية

المرجع: حركة الشعب  من أجل  النصر الحاسم في إرتريا

نود أن أولا أن نعرب عن تحيانا وتقديرنا  لكم  كرفيق فى مسيرة نضالنا المشترك . كما  نود أن نؤكد  لكم عظيم اعجابنا وتقديرنا  لتفانيكم  ولتضحياتكم الشخصية من اجل خلاص الشعب الارترى .

Read more



10/08/2016 23:25 PM


Open Letter to Eritrean Political Party Leaders:

Appealing for Understanding and Support

Note:  This Open Letter is addressed to those Eritrean Political Party Leaders whose names and addresses we could not find. A similar letter has been emailed individually to 20 opposition party leaders listed below.

We would like to first express our greetings and regards to you as compatriots in our common struggle

We wish to assure you of our utmost admiration and gratitude for your dedication and the personal sacrifices you have endured over so many years for the salvation of the Eritrean people.

Read more







08/08/2016 16:30 PM

ሃገራዊ ጽምብል ፈስቲቫል ኤርትራ 2016፡ ኣብ ዕለት 06 ነሓሰ 2016፡ ብወግዒ ተኸፊቱ። National Festival Eritrea 2016, opens at Asmara EXPO, on 06 August 2016.

እቲ ፈስቲቫል ክሳብ ዕለት 14 ነሓሰ ክቕጽል ክቕኒ ኢዩ። ንዝርዝራቱ ኣብዚ ጠውቑ





05/08/2016 21:56 PM

Festival Frankfurt ፈስቲቫል ፍራንክፎርት 2016

August 12-14, 2016

ኣሳናዳኢት ሽማግለ ፈስቲቫል ኣብ ዕለት 22.07.2016  ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፣ "ዓወት ውጹዕ ህዝብና፡ ብሓባራዊ ቃልስና"! ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ኣብ ምድላው ዘሎ ሰፊሕ በዓል ኤርትራ 2016፡ መደባቱ  ኣብ ምውዳብን ምሕንጽጽን ኣሰላሲልዎ ዘሎ ዕማማት መዚኑ። ኣብቲ ኣኼባ ምስንዳእ መስርሕ ፈስቲቫልን ተሳትፎ ዕዱማት ኣጋይሽን መደብ መንእሰያትን ብሰፊሕ ዘትዩ። ናይ ሎሚ ዓመት ፈስቲቫል ካብቲ ዝሓለፈ ፈስቲቫላት ፍሉይ ዝገብሮ መለለይታት ድማ፡ ብቐዳምነት መቓልሕ ናይቲ ብሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝጽዋዕ ዘሎ ናይ ፖለቲካዊ ሓይልታትን ምሁራት ኤርትራውያንን ዘካይድዎ ሓባራዊ ልዝብ ዝስማዓሉ መድረክ ምዃኑ እዩ። ካልኣይ ድማ፡ ኣቦ-መንበር ኣድሆ ኮሚተ/ ሽማግለ ናይሮቢ፡ ንመስርሕ ኩሉ ሓቆፍ ካልኣይ ልዝብን በጺሕዎ ዘሎ ጉዕዞን ምስ ተሳታፊ ህዝቢ ተራኺቡ ዝዝትየሉን ርእይቶ ህዝቢ ዝሰምዓሉን መድረኽ ስለዝኸውን እዩ። Read more

ዝርዝር መደብ ናይቲ ፈስቲቫል፡ ኣብዚ ጠውቑ





ዕድመ / دعوة / Invitation

ሓርበኛታት ኤርትራ ንምኽባር

الاحتفال بيوم المحاربين القدامى 

        السبت ١٣ أغسطس ٢٠١٦-لندن

To celebrate Eritrean Veterans Day

ሎንዶን - ዓባይ ብሪጣንያ  (London-UK-

ቀዳም Saturday 13 August 2016

2:00 pm  to 6:00 pm


   ሓርበኛታት ኤርትራ (Eritrean Veterans Day) ንምኽባር፡

ንቀዳም 13 August 2016 ኣብ Initiatives of Change, 24 Greencoat Place, London SW1P 1RD ፡ ካብ ሰዓት፡- 2፡00 ክሳብ 6፡00 ድሕሪ-ቀትሪ  መደብ ኣዳሊና ስለዘሎና፡ ንክትጽምበሩና ብኽብሪ ንዕድም። Read more


   We have arranged event to celebrate our First ERITREAN VETERANS DAY, on Saturday 13 August 2016, at Initiatives of Change, 24 Greencoat Place, London SW1P 1RD, from 2፡00 pm 6፡00 pm. You are cordially invited to join us. Read more




07/08/2016 13:00 AM

መደብ ራድዮ ኣሰርና 06 August 2016፡- ብ’ይትባረክ ገብረትንሳኤ

መሃሪን ኣዘናጋዒን መደባት ጆባእ!



07/08/2016 13:00 AM

ኣገደስቲ ዳግመ ምትእኽኻባት ማሕበረኮማትን ሞያውያንን ኤርትራውያን፡ ኣብ ሃገረ ስደት ተኻይዱ።


ኣብ መወዳእታ ሰሙን ወርሒ ሓምለ 2016፡ ክልተ ኣገደስቲ ህዝባዊ  ፍጻሜትት፡ ምትእኽኻብ ኤርትራውያን ኣብ ዲኣስፖራ ተራእዩ።


    ኣብቲ ኣብ ከተማ ለንደን፡ ርእሲ ከተማ ዓዲንግሊዝ ዝተኻየደ ቀዳማይ ዋዕላ ተማህሮ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓዲንግሊዝ፡ ካብ ማንቸስተር፡ በርሚንግሃም፡ ሳውዝሃምተን ሊድስ፡ ካብ ካርዲፍ ዌልስ፡ ብሓፈሻ ካብ ሰሜናዊ፡ ደቡባዊ፡ ምብራቃውን ምዕራባውን ክፋላት ናይታ ሃገር ከምኡ’ውን ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ከተማ ለንደን ዝርከቡ ምሁራት ሰብ ሞያ ደቂ ሃገር ተሳቲፎሞ። ዝርዝራቱ ኣብዚ ርአ


    እቲ ንሓሙሻይ ጊዜ ዝተጋብአ ምትእኽካብ 2ይ ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ከረን፡ ካልኣይ ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ከረን ብኸመይ ክትምዕብልን ክትዕቀብን ትኽእል ኣብ ዝብል ዝዘተየ፡ ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ኣብ ኣለክዛንደርያ ቨርጂንያ ዝተኻየደ  ናይ ሰለስተ መዓልታት ርክብ ኢዩ ነይሩ። ምስ VOA ትግርኛ ዝተገብረ ቃለመሕትት ኣብዚ ርአ።  ብተወሳኺ፡ እዚ ምትእኽኻብ’ዚ፡ በጻሕቲ ዘአንግደሉ ወብሳይት www.sweetkeren.com እውን ኣለዎ።

     በዚ ኣጋጣሚ’ዚ፡ ስኒትና.ኮም፡ እዚ ከምዚ ዓይነት ሰናይ ተበግሶታት፡ ንሃገርናን ንንኡስ ወለዶናን ኣዝዩ ኣገዳሲ ስለዝኾነ፡ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም፡ ክድፋኣሉን ክዓዝዝን ትላቦ።




05/08/2016 21:56 PM

"መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ክህሉ ተበጊስና"

ይብሉ ኣንቀልቲ ናይቲ ሓሳብ

SBS Radio: ቃለመሕትት ምስ ዑቕባይ ተስፋይ

[ SBS Radio ]


ኣብ ኣመሪካን ኣውሮጳን ዝነብሩ ኣባላት ተጋደልቲን ዉፉያትን ኤርትራ፡ ከምቲ ኣብ ካልእ ሃገራት ዝግበር ኣብ ኤርትራ'ውን፡ ነቶም ንኤርትራ ኣበርክቶ ዝገበሩላ ንምኽባርን ንምዝካርን፡ ዓመታዊ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ዝዝከር በዓል ክህሉ መደብ ኣውጺኦም ይንቀሳቐሱ ኣለዉ። እዚ ሓሳብ ብከመይ ነቐለ?ሃገራዊ በዓል እንተኾይኑ ናይ መንግስቲ ሓላፍነትዶ ኣይኮነን? እዚ መዓልቲ ንምንታይ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ክኸውን ተመሪጹ ንዝብልን ካልእ ሕቶታትን መልሲ ካብ ኣንቀልቲ እቲ ሓሳብ....Read more





05/08/2016 21:56 PM

Festival Frankfurt ፈስቲቫል ፍራንክፎርት 2016

August 12-14, 2016

ኣሳናዳኢት ሽማግለ ፈስቲቫል ኣብ ዕለት 22.07.2016  ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፣ "ዓወት ውጹዕ ህዝብና፡ ብሓባራዊ ቃልስና"! ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ኣብ ምድላው ዘሎ ሰፊሕ በዓል ኤርትራ 2016፡ መደባቱ  ኣብ ምውዳብን ምሕንጽጽን ኣሰላሲልዎ ዘሎ ዕማማት መዚኑ። ኣብቲ ኣኼባ ምስንዳእ መስርሕ ፈስቲቫልን ተሳትፎ ዕዱማት ኣጋይሽን መደብ መንእሰያትን ብሰፊሕ ዘትዩ። ናይ ሎሚ ዓመት ፈስቲቫል ካብቲ ዝሓለፈ ፈስቲቫላት ፍሉይ ዝገብሮ መለለይታት ድማ፡ ብቐዳምነት መቓልሕ ናይቲ ብሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝጽዋዕ ዘሎ ናይ ፖለቲካዊ ሓይልታትን ምሁራት ኤርትራውያንን ዘካይድዎ ሓባራዊ ልዝብ ዝስማዓሉ መድረክ ምዃኑ እዩ። ካልኣይ ድማ፡ ኣቦ-መንበር ኣድሆ ኮሚተ/ ሽማግለ ናይሮቢ፡ ንመስርሕ ኩሉ ሓቆፍ ካልኣይ ልዝብን በጺሕዎ ዘሎ ጉዕዞን ምስ ተሳታፊ ህዝቢ ተራኺቡ ዝዝትየሉን ርእይቶ ህዝቢ ዝሰምዓሉን መድረኽ ስለዝኸውን እዩ። Read more

ዝርዝር መደብ ናይቲ ፈስቲቫል፡ ኣብዚ ጠውቑ





01/08/2016 00:15 AM

ንብዓት ፍቕሪ፡- ብ’ይትባረክ ገብረትንሳኤ

ንዝኽሪ ዓቢይ ስነጥበባዊ፡ ነፍስሔር ኣቶ ትካቦ ወልደማሪያም፡ ከምኡ'ውን፡ ሰኣላይ ኣቶ ሃይለ ተኽለ ተስፋይ።





01/08/2016 00:15 AM

ኤልሳ ፍስሃየ ዮውሃንስ (ጆስዋ)

ጓሉ ንኣብ ማሕዩር ዝርከብ (ፍስሃየ ጆስዋ)።

Elsa Fessahaye Yohannes (Joshua), Daughter of Jailed Artist and Journalist, Shares her testimony and agony. ዘለዋ ዝኽርታትን ምስክርነትን ተዕልል። ከቢድ ስነ-አምምሮኣዊ ቃንዛ ግዳያት ስድራቤት፡




August 2016 - Archive << Back

Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe