31/01/2016 18:55 PM

ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ህግደፍ - ኣብ ከተማ ሎንዶን !!!

Successful Demonstration Against PFDJ - in London

ሎሚ ዕለት 31 ጥሪ 2016፡ ኣብ ለንደን ዝርከቡ ኣባላት ተቓወምቲ ውድባት፤ በርጌሳዊ ማሕበራትን መንእሰያትን ብሓባር፣ ኣብቲ ሎሚ ዕለት 31 January 2016፡ ብኣባላት ህግደፍ ብስም ህዝባዊ መኸተ ዝወደቡዎ ቦታ ተረኺቦም: ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ገለ ካብ ሰልፈኛታት ሒዞሞ ዝነበሩ ጭርሖታት፡- ናይ ፖለቲካን ሃይማኖትን እሱራትና ይፈትሑ፡ ቅዋማዊ መንግስቲ ይተኸል፡ እምቢ ንዓመጽ፡ እምቢ ንባርነት፡ ዝብል ይርከቦ። እቲ ዘሕዝን፡ ፍትሒ ምጽዋዕ፡ ብገለ ሰባት ከም ሓጥያት ኮይኑ ይርአ ምህላዉ ኢዩ።  ዝርዝር ዕላማ ሰላማዊ ሰልፊ፡- ኣብዚ ጠውቑ Read more




31/01/2016 23:35 PM

In Eritrea, UN deputy relief chief urges support for vulnerable communities.

[UN News Centre]

ናይ ውሕሃ ተሓጋጋዚት ዋና ጸሓፊ ንሰብኣዊ ጉዳያትን ናይ ህጹጽ-ረድኤት ምክትል ሓላፊትን፡ ኪዩንግ-ዋ ካንግ፡ ናይ 3 መዓልቲ ዑደታ ኣብ ኤርትራ ፈጺማ። ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ንሓደጋ ዝተቓልዑ ከባቢታት (ወገናት) ደገፍ ክግበረሎም ድማ ጸዊዓ ኣላ። 27 January 2016 – The United Nations Assistant Secretary-General for Humanitarian Affairs and Deputy Emergency Relief Coordinator, Kyung-wha Kang, wrapped up a three-day visit to Eritrea today, where she urged broader support for the Government's...Read more







30/01/2016 21:15 PM

ጋዜጣዊ መግለጺ

Press Release


ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ - ዓባይ ብሪጣንያ Eritrean Unity For Justice - UK

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ንዕለት 17 ጥሪ 2016  ሕዝባዊ  ኣኼባ ከም እነካይድ ሓቢርና ኔርና። ከምቲ ዝመደብናዮ፡ ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፥ ዜተባብዕ፡ ዉዕዉዕ ተሳታፍነት ውን ተዓዚብና። ኮሚቴና ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ዝፈጸመቶም ዕማማት ጸብጻብ፡ ናብ ሕዝቢ ኣቕሪባ። ኣብ ዝመጽእ ቀረባ እዋን ዝሳለጡ ዕማማት እውን ምስ ተሳተፍቲ ተላዚባ። ካብ ሕዝቢ ዝመጹ ዝተፈላለዩ ሕቶታት  መሊሳ፡  ሓናጺ ርእይቶታትን ለበዋታትን ከኣ ተቐቢላ። ኣብ መወዳእታ ሕዝቢ መሪቑ፥ ተወሰኽቲ ኣባላት መሪጹ፡ ዝያዳ ክትሰርሕ ዳግም ልኢኹዋ ኣሎ። Read more




31/01/2016 18:55 PM

Interviews: Mr Kubrom Dafla (ኣቶ ክብሮም ዳፍላ) Re Prof Mirjam’s Court Hearing in Amsterdam & Dembe Police (ደምበ ፖሊስ)- Part 4.

[Assenna]

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፡ ኣብ ኣምስተርዳም፡ ሆላንድ፡ ኣብ ልዕሊ ፕሮፈሶር ሚርያም ዝተባህለት ሆላንዳዊት፡ ብ'መሰረት ባህልቢ ዝተባህለ ኤርትራዊ ሆላንዳዊ መንእሰይ ንዝቐረበ ክሲ ንምስማዕ፡ ዝወዓለ መጋባእያ፡ ኣብኡ ዝወዓለ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ትዕዝብቱን ምስክርነቱን ንድምጺ ኣሰና ኣካፊሉ ኣሎ። Read more

See Related / ዝዛመድ ሓበሬታ፡-






29/01/2016 01:54 AM

ደወላ-ኤርትራ*(state of Eritrea) ንምድሓን

ዘጋጥሙ ከበድቲ ዕንቅፋታት፤

ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ / EFND)

[Asmarino.com - ኣዝማሪኖ]

ሓደ ካብ’ቶም ቀንዲመግለጺ EFND ምልክታት ናይ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህዝባዊ ተሓታትነት ዘረጋግጽ  ቅዋማዊ ስርዓት ዘይምህላዉ አዩ። ዋላ’ኳ ኣብ መጀመርያ  ኣበጋግስኦም ህዝባዊ ደገፍ እንተረኸቡ፡ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ብኩራት  ሕጋዊ - ልጓም ዲክትተራውያን ዘሰላስልዎ ነገራት ኩሉ ንውልቃዊ  ጠቕሞም ዘቕነዔ አዩ። ከም ናይ ኤርትራ ዝአመሰሉ ስርዓታት ተቃውሞ ምስ ዘጋጥሞም ከኣ፡  ኩሉ ኩነታት አቓልቦኦም ኣብ ምሕላው ስልጣኖም አዮም ዘሕልፍዎ። ኩሉ አቲ ሃብትን አቛሞ ሃገርን ንሓለዋ ስልጣኖም የዋፍርዎ። መታን ዝተመድመደ ቀጻሊ ሕይወት ስድራ - ቤቶም ከረጋግጹ ከኣ፡ ኣብ ዘረፋ ሃብቲ ሃገር ብምንጣፍ ናብ ናይ ወጻኢ ባንክታት ክዕሽግዎ ይጓየዩ። ውጺኢት ናይ’ዚ ኣሰቃቒ ፖለቲካውን ቁጠባውን ምልኪ ከኣ ከርፋሕ ስእነት ፣ጉሉሕ ሰበአዊ ህሰትን  ህዝባዊ ውርደትን ናይ ህዝቦም ኮይኑ ይተርፍ። ...Read more

ተመሳሳሊ ኣርእስቲታት፡ ኣብዚ ጠውቑ





22/01/2016 23:55 PM

2016 President Isaias Afwerki Interview

ቃለመሕትት ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ 2016።

  1ይ ክፋል (22 Jan 2016)፡   2ይ ክፋል (23 Jan 2016)፡

Also Related / ተዛማዲ ዜናታት:-




27/01/2016 23:33 PM

ኤርትራዊ ጋዜጠኛ - ኣማኑኤል አስራት

ተሸላሚ ፔን ኢንተርናሽናል ኮይኑ።

[VOA - Tigrigna]

 ኣብ ኤርትራ ካብ 2001 ዓ.ም.ፈ ጀሚሮም ተኣሲሮም ካብ ዝርከቡ ጋዜጠኛታት ሓጋዜጠኛ እማኑአል እስራትደ ዝኾነ ኣማኑኤል ኣስራት ናይዚ ዓመት ተሸካሚ ፔን ኢንተርናሽናል ኮይኑ ኣሎ። ካልኦት ክልተ ማለት ግብጻዊ ዖማር ሃዘክን ቱርካዊ ካን ዱንዳርን እውን ተዓወቲ ሽልማት ፔን ኢንተርናሽናል ኮይኖም ኣለው።

Read more

Also Related / ተመሳሳሊ ዜናታት:-





27/01/2016 23:33 PM

ድቂ ሒዘ ኣለኹ!

ብሓውኹም መሲናስ

ድቂ ሒዘለኣለኹ *ጻግነይ ኣቋሪጹ

ኣብ ባሕሪ ማህጸነይ ዕሸል ተሃኒጹ

ኣውያት ስቕያተይ ብጽሞና ኣድሚጹ

ኪድብሰኒ'ዩ ንብዓተይ ኣንቂጹ!


ኣብ ማህጸነይ ዘሎ ናይ ሓርነት *ናጽላ

ይንቀሳቐስ ኣሎ ይምርሽ ብዝላ … Read more



26/01/2016 05:35 AM

መኸተ - ኣንጻር፡

ስቓይን መከራን ዘናውሑ: ዜጋታት ኤርትራ!!

ዝኸበርኩም አሕዋት ዜጋታት ኤርትራ፡ ህዝብና፡ ካብ ማንም ግዜ ንላዕሊ ብግዕዙይ ምሕደራ፡ ብድኽነትን ስእነትን፡ ብጭንቅን ሕሰምን ይሳቐ ከምዘሎ ካባኻትኩም እውን ዝተኸወለ ኣይኮነን።


     ብሰንኪ ብልሹው ምሕደራ ዜጋታትና ከም ኣቕሓ ብይጽንሓለይ ይእሰሩን፡ ብዘይ ንቡር መስርሕ ፍርዲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይበልዩን ኣለው። ብሰንኪ ደረት ኣልቦ ግዱድ ዕስክርናን ዕዮን፡ መንእሰያትና፡ ወርሓዊ ብኣሻሓት ንስደት ይፈልሱ ኣለው። ኣብ ጉዕዞ ስደቶም...Read more





24/01/2016 23:55 PM

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ

ናይ ሰንበት 24 January 2016 መደብ

Members of Eritrean peoples movement for Justice

Also Related / ተዛማዲ ቃለመሕትት:-

ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ




23/01/2016

ራድዮ ኣሰርና (መደብ 23 January 2016)

ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ




22/01/2016 23:55 PM

ጽማቕ ሓበሬታ - ካብ ምንቅስቓስ ንጋባእ

ጥሪ 10፡ 2016

ክቡር ኣንባቢ፡ ንሕና እቶም ኣብ ስትራተጂ ንጋባእ ንእምን ደቂ ሃገር፡ ልክዕ ከማኻትኩም ተራ ኣባላት ህዝቢ ኢና። ንድሕነት ህዝብና ዝመስለና ርእይቶታት ነቕርብ ኣለና። ከተስፍሕዎ፡ ከተዕምቑዎ፡ ክትእርምዎ፡ ነተባብዕን ንጽውዕን። ንጋባእ ናይ መላእ ህዝቢ መኣዲ-ዘተ እዩ። ህዝቢ ዋንኡ፡ ህዝቢ ዕላምኡ፡ ህዝቢ

ኣተግባሪኡ። Read more



22/01/2016 23:55 PM

ህብብቲ ስነጥበባዊት ወይኒሓረግ ሃይለ (ቤኪ):

ብ19 ጥሪ፡ ብሕማም ዓሪፋ


21/01/2016 01:15 AM

In memory of

Martyr Colonel Saed Ali Hijay

ንዝኽሪ ስዉእ፡ ኮሎኔል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ




16/01/2016 05:34 AM

ዓምዲ ታሪኽ፡-     ራእሲ ተሰማ ኣስበሮም

Raessi Tessema AsberomRemembering unique Eritreans

in contemporary history.

A short biographical sketch Of

Raessi Tessema Asberom

By Emnetu Tesfay

The purpose of this study is to introduce the life history of Raessi Tessema to the general reader, and record and publish the biography of this remarkable hero in a biographical sketch format. Every now and then the world is greeted by a hero, and so emerged Raessi Tessema, a unique human being who possesses qualities of courage, loyalty, resourcefulness, charisma, and most of all, selflessness. An ordinary individual with who comes a great story that paints the picture of our history. Read more




16/01/2015 22:02 PM

ራድዮ ኣሰርና (መደብ 16 January 2015)

ይትባረክ ገብረትንሳኤ፡ ምስ ናይ ሓድሽ ዓመት ሰላምታ፡ ብምዑዝ ዝኾነ ጣዕመ-ዜማታት፡ ናይ ዝሓለፉን ህሉዋትን ዓበይቲ ስነ-ጥበባዊያን ኤርትራ ተሓጎሱ! ይብለና ኣሎ። ኣብዚ ጠውቑ

ዝሓለፈ መደባት ራድዮ ኣሰርና ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ




15/01/2016 17:22 PM

FOCAC Summit Brings New Opportunities to the Further Deepening of China-Eritrea Cooperation - [MFA China]

ኣብ ጆሃንስበርግ ደቡብ-ኣፍሪቃ ብ 4-5 December of 2015 ዝተኻየደ ዋዕላ Forum on China-Africa Cooperation themed "Africa-China (FOCAC)፡ ኣብ መንጎ ቻይናን ኤርትራን ሓደስቲ ናይ ምትሕብባር ዕድላት ከምዝኸፈተ፡ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኤርትራ፡ ብዕለት 13/01/2016 ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ። ቻይና፡ ኣብ ዝተፈላለየ ጽላታት፡- ዕደና፡ ሕርሻ፡ ሳይንስን ተክኖሎጂን፡ ከምኡ’ውን ፋይናንስ፡ ዝዓለመ፡ ወፍርታትን ምትሕብባርን ምስ ኣህጉር-ኣፍሪቃ ንምምስራት ኣበርቲዓ ትነጥፍ ምህላዋ ዝፍለጥ ኢዩ። እቲ መግለጺ፡ ኣብ መዳይ ፍትሒ፡ ኣብ መንጎ ቻይናን ኤርትራን ተመሳሳሊ ኣረዳድኣ ምህላዉ’ውን ይጠቅስ። ቻይና፡ ኣብ ኤርትራ ኣብ ከም ዕደና ወርቂ ዛራን ካልእን ወፍርታት ትገብር ምህላዋ ይፍለጥ። China and Eritrea have maintained sound and healthy bilateral relations in all areas since establishing diplomatic relations. I still remember the heated atmosphere in Cinema Roma where the artist troupe from Inner Mongolia of China staged two ...Read more




13/01/2016 22:47 PM

Our own All Eritrean Veterans

By Kiki Tzeggai


Like all soldiers coming back from a war, Eritrean veterans coming back to a civilian life they have left for decades, have had a hard time adapting to their own families, the schools they left behind and the time that stagnated in their memory.

     All veterans tend to remember their time in the field as a heroic part of their life. They cannot control their memory, for they take refuge in it. Read more





11/01/2016 20:45 PM

ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ከተማ ሎንዶን -

ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጣይ  ዓባይ ብሪጣንያ ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK Meeting in London (17 January 2016)

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ንዕለት 17 ጥሪ 2016 ካብ ስዓት 03Invitation to media outlets 170116.pdf:00 ድ.ቀ - 06:00 ድ.ቀ አብ ከተማ ሎንዶን ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ክነካይድ ስለዝኾንና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብዚ ኣኼባዚ ኮሚቴና …Read more







11/01/2016 20:45 PM

ERITREA IN CRISIS: THE IMMEDIATE CHALLENGE AND OUR UNITED RESPONSE TO IT! By Our Voice. ኤርትራ ኣብ ቅልውላው፡ ህጹጽ ብድሆታትን ናትና ሓባራዊ ግብረ-መልሲን።

(assenna Jan 9, 2016)




11/01/2016 20:45 PM

ኣፈርክቡ ህግደፍ!

ብ‘ሓውኹም መሲናስ


 "ንኤርትራ ዘይፍትሓዊ ስጉምቲ ብሓያላን ሃገር እንዳተወስደላ፡ ክንከላኸል ግቡእን ሃገራዊ ሓላፍነትና እዩ።" እዚ፡ ቃል ብቓሉ ካብቲ ልኡኻት ምልኪ፡ ህይወት መላኺኦም ንምድሓንን ስቅያት ህዝብና ንምቕጻልን ዝጥቀሙሉ ዘለዉ ናይ መደናገሪ ቃላት ዝተወስደ'ዩ። ..Read more



06/01/2016 17:28 PM

መንግስቲ ኤርትራ፡

ኣብ ዓቢይ ናይ ነብሰ-ምድሓን ዘመተ

ብ’ዮውሃንስ ጸጋይ

መንግስቲ ኤርትራ፡ ነቲ ብናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA)፡ ኣብ ወርሒ ሰነ ከምኡ’ውን ጥቅምቲ 2015 ዝወጽአ፡ ኣብ ኤርትራ  ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ምህላዉ ዝሕብር ሰፊሕ ጸብጻብ፡ ንምፍሻሉ ዝዓለመ ሰፊሕ ጎስጓሳት ኣብ ምክያድ ተጸሚዱ ይርከብ።


     ገለ ካብቲ መንግስቲ ኤርትራ ብወኪላቱ ኣቢሉ፡ ነብሱ ናይ ምድሓን ዝገብሮ ዘሎ ዘመተታት፡ ኣብ ልዕሊ ኣብ ስደት ዝርከቡ ኢርትራውያን፡ ብፍላይ ከኣ ኣብተን መሰላት ስደተኛታት ብግቡእ ዘይክበረለን ሃገራት ኣዕራብ፡Read more




06/01/2016 17:28 PM

መንግስቲ ኤርትራ፡ ንንግሰት ስዑዲ ዳግማይ ዝድግፍን፡ ንተግባራት ናይ ኢራን ድማ፡ ዝኹንን መግለጺ ኣውጺኡ።

The Government of Eritrea reaffirms its strategic neighborly ties with Saudi Arabia and condemns the violation perpetrated against the Embassy of Saudi Arabia in Tehran.

ኣብ ስዑዲያ፡ ኣብ ድሮ-ሓድሽ ዓመት 2016፡ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራይ፡ ሓደ ካብኣቶም ሺዓዊ ሸኽ ዝርከቦም፡ 47 ሰባት፡ ክሳውዶም ብሴፍ ከምዝቕንጠብ ተገይሩ። መንግስቲ ኤርትራ፡ ነዚ ግዲ ከይገበረ፡ ደገፉ ንንግሰት ስዑዲ ዳግማይ ዘረጋግጽን፡ ንተግባራት ናይ ኢራን ድማ፡ ዝኹንን መግለጺ ኣውጺኡ።


ህዝቢ ኢራን ነቲ ኣብ ስዑዲያ ዝተፈጸመ ቅትለት ብምኹናን፡ ብነድሪ፡ ኣብ ልዕሊ ኤምባሲ ስዑዲ መጥቃዕቲ ከምዘውረደ፡ ብማዕከናት ዜና ተሓቢሩ ኢዩ።


ናይ ኤርትራ ጦብሎቕሎቕ፡ ኣብ ጉዳያት እንዳማታ፡ ንህዝቢ ኤርትራ የርብሕ'ዶ? ንምዃኑ'ኸ፡ ዓለም ብዓለሙ፡ ነቲ ንግስነት ስዑዲ ዝወሰዶ ናይ ቅትለት ስጉምቲ እናኾንነ ከሎ፡ ነዚ ተግባር’ዚ ከም ቅኑዕ ተግባር ወሲድካ፡ ደገፍካ ምግላጽ'ሲ፡ ንመንግስቲ ኤርትራ የምሕረሉ'ዶ? እንታይ'ሞ! ኤርትራ፡ ሓደ ሰብ ናብ ዝደለዮ ዝዝውራ ግዕዝቲ ሰረገላ እንድያ ኮይና ዘላ! ህዝቢ ኤርትራ፡ ዓገብ ንምባል ዘኽእሎ ህዝባዊ ስልጣን የብሉን። ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ። ስኒትና.ኮም




Copyright © www.snitna.com

Top

January 2016 - Archive