November 2015 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 





26/11/2015 15:33 PM

ተጋዳላይ፡ ግዳይ ድዩ ወይስ ጠንቂ

ናይቲ ጉዕዙይ ህግደፋዊ ፖሊሲ?

ታደሰ ኪዳነ    ( በርሚንግሃም)

[ Assenna ኣሰና ]

ብዙሓት ሰባት “እዚ ሕቶ`ዚ ክለዓል`ውን ኣይነበሮን” ከም ዝብሉ ዘጠራጥር ኣይኮነን። እንተኾነ ብገለ ሰባት ንክብርን ተራን ተጋደልቲ ዘቛሽሽ ዘረባታት ይስማዕ ስለ ዘሎ፡ ብዛዕብኡ ቁሩብ ምዝራብ ጽቡቕ እመስለኒ። እዚ ዘረባታት`ዚ ካብ ነጻ ርእይቶ ናይ ውልቀ ሰባት ዝሓልፍ፡ ሓቦን ጽንዓትን ተጋዳላይ በዚ ሓድሽ ወለዶ ንኸይውረስ፡ ኮነ ኢሎም ነቲ ጉዳይ ብውሽጢ ውሽጢ ዘካውሱ ናይ ውሽጥን ወጻእን ሓይልታት ክህልዉ`ውን ስለ ዝኽእሉ፡ ከም እዋናዊ ዛዕባ ኣልዒልካ እንተ ተዘርበሉ ሓጋዚ ኢዩ ዝብል እምነት ኣሎኒ። እቲ ጽሑፍ ከይነውሕን፡...1ይ ክፋል (24 Nov 2015)፡ 2ይ ክፋል (30 Nov 2015)፡ 3ይ ክፋል (08 Dec 2015)፡ 4ይ ክፋል (19 Dec 2015)፡



25/11/2015 22:38 PM

ሓባራዊ ዘተ - ኣብ ድምጺ መድርኽ

ህሉው ኩነታት ኤርትራን

ኣንፈት ደምበ-ደለይቲ-ለውጢን።

[ ድምጺ መድርኽ ]

     ተሳተፍቲ፡- (1) ኣቶ ሰመረ ተስፋሚካኤል፡ (2) ኣቶ በያን ነጋሽ፡ ከምኡ'ውን (3) ኣቶ ሱሌማን ኣድም ሑሴን ኢዮም።

    ገለ ካብ ዝተላዕሉ ጉዳያት፡- (1) ምንቅስቓሳት ጀነቫን ኒውዮርክን፡ (2) ውሳኔ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራን ጽልዋኡን፡ (3) ለውጢ ብደገ’ዶ ብውሽጢ? (4) ቃልስና ንለውጢን ጽልዋ ናይ ወጻኢ ኢድ-ኣእታውነትን፡ (5) ሕቶ ጸጥታዊ ሃገራዊ ምርግጋእ (National Stability)፡ (6) ምዕባለታት ጉዳይ ሓድነትን ምጥርናፍን ደምበ-ተቓውሞ፡ ዝብል ይርከቦ።

  1ይ ክፋል (08 Nov 2015):  2ይ ክፋል (10 Nov 2015):

  3ይ ክፋል (17 Nov 2015):  4ይ ክፋል (24 Nov 2015):



25/11/2015 22:38 PM

ኤርትራዊት ኣደ

ካብ ሓውኹም መሲናስ

 

ጋዜጠኛ፥ ሰላማት፡ ከመይ ሓዲርኩም?

ኮሎኔል ህግደፍ፥ ከመይ ኢልካ ሓዲርካ? እቶ።

ጋዜጠኛ፥ ኣምላኽ ይመስገን! ሕራይ።

ኮሎኔል፥ በዚኣ ኮፍ በል። ነዚ ነካይዶ ዘለና ልምዓት ዲኻ ኪትርኢ መጺእካ?

ጋዜጠኛ፥ እወ።  …Read more



25/11/2015 22:38 PM

ተመስገን ማይ ኣይሂስ ጽሕዩ ይመስል  

ወረ ሞትን ሕየትን ኢሰያስ ኣፈወርቂ ከ ኣበይ በጽሐ፡

መን'ከ ረብሓሉ  !

ብኣንቶንዮ ተስፋይ፡

ከም 03 ዝብል ስም ክሰምዕ ዝጽልኣኒ'ኳ ፈጺሙ ኣይነበረን የልቦን ከኣ። ኣብ ዝሓለፈ ነዊሕ ዓመታት ዘቅርቦ ዝነበርኩ ጽሑፋት ይኹን ድርሰተይ'ውን ነዚ ዝብለኩም ቃል ተጠቒመሉ ኣይፈልጥን። ሎሚ ግን ስለ ዝመረረኒ ንመጀመሪያ ግዜ 03 ኢለ ክጠቕስ ተገዲደ። ንምዃኑ ስለምንታይ 03 ዘይመጥቀስየይስ ክገልጽ፡ እቶም ደለይቲ ፍትሒ 03 ስለ ዝዀና፡ ንባዕልና ንጸርፍ ከይንህሉ ስለ ዝሰግእ ዝነበርኩ'ምበር ካልእ ኣይነበረን። ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ካብ…Read more



21/11/2015 18:28 PM

ራድዮ ኣሰርና (መደብ 21 November 2015)

1ይ ክፋል፡  2ይ ክፋል

ዝሓለፈ መደባት ራድዮ ኣሰርና ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ



20/11/2015 03:05 AM

ንባይቶ እንዳ'ባ ንበገስ!

ብ’ንኣምን ተኪኤ - ጀርመን፡  17/11/2015

ሓደ ሓደ ጊዜ፡ ሓቂ ክትጉሰ ትርእያ'ሞ፡  በጨቕ ክኣ ይብለካ፡፡ ክሳብ መዓስ'የ ትም ክብል ኢልካ ውን ንነብስኻ ትገንሓ። ዝመስለካ ክትብል ወይ ክትጽሕፍ ውን ትውስን፡፡ “ ዝመኸርናዮ ንልቦና፡ ዝሓጎምናዮ ንጥዕና ይግበረልና “ ኢልካ ክኣ ነቲ ዝመሰለካ፡ ብዘይጎድእ መንገዲ ትድሕድሖ። እቲ ለለባሙ ይቕበሎ ወይ ይግምግሞ፡ እቲ ብኣነነት ዝተላዕጠጠ፥ ኣነ ጥራሕ'የ መምህር ዝብል ሰብ ግን፡ ስለ ዝመዓድካዮ ጥራሕ ይቕየመካ ። ብዙሕ ግዜ ብዓል እገለ ከይቅየሙኒ ኢልካ

 …Read more ብድምጺ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ



20/11/2015 03:05 AM

“ZOGONFO”

Mr. Ehdego Menghis, An Eritrean hero

by: Kiki Tzeggai

When I was a young girl in Asmara and lived between Amba Galliano and Edaga Hamus, I used to be fascinated by a man known as “Zogonfo”.

     He looked like a spit image of the Ethiopian Emperor occupying my country (Eritrea). Read more






20/11/2015 03:05 AM

ትም'ኮ ክብሪ'ዩ!

ካብ ሓውኹም መሲናስ


ኣየ ኣነ በጊዕ ለቢመ ዘይልብም

ምስ ብዓል *ጋውሕታ ገጢመ ጥምጥም 

ጤል ተራኣኹዋ ቈጽልታት ኪትጠጥም

ኣንጻር ጸላኢና ብሓደ ክንገጥም

ኣብ ክንዲ ዝሓቚፋ ክትኮነኒ ቅልጽም

ከብዳ መሊኣ ኢለስ ብቅንኢ ይሓምም!

  Read more



18/11/2015 04:59 AM

ጉዳይ ጀጋኑ ስንኩላን ኤርትራውያን

ብ’ዮውሃንስ ጸጋይ

ብቐዳምነት ሰላም ንኹልኹም ኤርትራውያን!

ጉዳይ ስንኩላንና

     ኣብዚ ናይ ሎሚ ሓጺር መልእኽተይ፡ ከምዚ ኣብ ኣርእስቲ’ዚ ጽሑፍ’ዚ ተጠቒሱ ዘሎ፡ ብዛዕባ ጉዳይ’ቶም ምእንቲ ህዝቢን ሃገርን ኤርትራ ዝሰንከሉን ኣብ ኣዝዩ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡን ጀጋኑና ኢዩ።       ከምቲ ኩልና እንፈልጦ፡ Read more




18/11/2015 06:15 AM

Women of Africa: Deaf-blind lawyer on typing to Obama ኤርትራዊት ኣመሪካዊት፡ ሓበን ግርማ፡ ዓይነስውርቲን ጸማምን፡ ኮይና ሞያተኛ ጠበቓ-ሕጊ፡  ኢያ። ምስ ፕረሲደንት ኦባማ እናተዛረበት ዘርኢ ኣጋጣሚ።

BBC News

Growing up in the US school system, she benefited from accessible technology, such as a digital Braille device - something her elder brother, who is also deaf-blind, was denied in Eritrea. Now she is working as a lawyer to try to improve access to this ...Read more




17/11/2015 14:54 PM

ሪፖርታጅ/ Reportage

ሰሚናር 6 ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ

Seminar by Six Eritrean Political Organisations

[ simret.net ስምረት ESMNS]

ሰፊሕ ቅድመ ምድላው ክካየደሉ ዝጸነሐ ታሪኻዊ ሰሚናር 6 ፖለቲካዊ ውድባ ኤርትራ፡ ብ’ 12 ሕዳር 2015 ሰዓት 9፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ-ኣበባ ብወግዒ ተኸፊቱ፡፡ እዚ ብዝላዓለ ፖለቲካዊ መሪሕነት 6 ውድባት ዝሳተፍዎ ዘለዉ ሰሚናር፡ “ብቅኑዕ ራእይ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ንምውሓስ፡ ዓቕምታትና ንጥመር” ኣብ ትሕቲ ዝብል መድረኻዊ ጭርሖ ማዕሪጉ፡ ብዝክረ ሰማእታት’ዩ ፈሊሙ፡፡ ኣብዚ ካብ 12 ክሳብ 18 ሕዳር 2015 ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ዝካየድ ታሪኻዊ ሰሚናር ዝሳተፋ ዘለዋ ውድባት፡- (1) ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ፤ (2) ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፤ (3) ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ፤ (4) ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ሳሆ ኤርትራ፤ (5) ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን (6) ሰውራዊ ደሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራን ኢየን፡፡ ዕለታዊ ረፖርታጅ ናይቲ ሰሚናር ኣብዚ ጠውቑ፡-

 1ይ መዓልቲ2ይ መዓልቲ3ይ መዓልቲ4ይ መዓልቲ



15/11/2015 21:24 PM

Frankfurt Workshop of Eritrean Organizations Studies Political Transition Issues ዓውደ-መጽናዕቲ ብ’ኤርትራውያን ውድባት፡ ኣብ ፍራንክፎርት - ጀርመን፡ ብዛዕባ ጉዳያት ፖለቲካዊ ምስግጋር።

[ harnet.org ]

Eritrean political and civil society organizations, including the Eritrean People's Democratic Party (EPDP), participated between 13 and 14 November 20015 at an important workshop in Frankfurt's ancient City Hall (offices of the Mayor of Frankfurt) and discussed and reached full understanding… ኣብዚ ካብ 13 ክሳብ 14 ሕዳር 2015 ዝተኻየደ ዓውደ-መጽናዕቲ፡ ካብ ዓሰርተ (10ተ) ኤርትራዊያን ፖለቲካዊያንን ሲቪካዊያንን ውድባት ዝተወከሉ፡ 30 ተሳተፍቲ ነይሮም። ከምኡ'ውን ብደረጃ ናጻ ተዓዘብቲ፡- ዶ/ር መሓመድ ኬር፡ ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ፡ ከምኡ'ውን ክልተ ተዓዘብቲ ካብ ኤርትራዊ ምሕዝነታዊ ምንቅስቓስ ንድሕነት ሃገር (ESMNS) ተሳቲፎም ምንባሮም እዚ ጸብጻብ ሓቢሩ'ሎ። ኣብቲ ኣኼባ ዝተበጽሐ ስምምዕ ብመልክዕ ሓባራዊ መግለጺ ወጺኡ ኣሎ። Read more




15/11/2015 12:06 PM

ካብ ምልኪ ናብ ዲሞክራሲ (ትግርኛ)

ጅን ሻርፕ - ትርጉም፡- ዳኒኤል ረዘነ

From Dictatorship to Democracy

ናይ ተቕዋም ኣልበርት ኣንስታይን ተልእኾ፡ ምምዕባል ዓለምለኻዊ መጽናዕትን ኣጠቓቕማን ዘይጎነጻዊ ተግባር ኣብ ግርጭት ኢዩ። መብጽዓታት ናይ'ዚ ትካል'ዚ እዞም ዝስዕቡ ኢዮም፡- (1) ዲሞክራስያውያን ሓርነታትን ትካላትን ምሕብሓብ፡ (2) ጭቆና፡ ምልክን ጃምላዊ ህልቂትን ምቅዋም፡ ከምኡ'ውን (3) ንጎነጽ ከም መተግበሪ ፖሊሲ ናይ ምጥቃም ዝንባለ ምቕናስ...Read more

ብድምጺ ንምስማዕ/Listen Audio፡-

  1ይ ክፋል (19 Oct 2015)፡ 2ይ ክፋል (26 Oct 2015)፡

  3ይ ክፋል (02 Nov 2015)፡ 4ይ ክፋል (09 Nov 2015)፡

  5ይ ክፋል (16 Nov 2015)፡ 6ይ ክፋል (23 Nov 2015)፡

  7ይ ክፋል (30 Nov 2015)፡ 8ይ ክፋል (07 Dec 2015)፡

  9ይ ክፋል (14 Dec 2015)፡

Also Related/ተዛማዲ: click here ኣብዚ ጠውቑ



12/11/2015 23:45 PM

ኣብ እዋናዊ ጕዳይ’ስኪ ነድህብ

ብ’እስቲፋኖስ ገብረሚካኤል ተመልሶ

ሃገርናን ህዝብናን ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ብህሰምን ጭቈናን ክግረፍ ካብ ዝጅምር ኣይወሓደን ርብዒ ዘመን ኣቝጺሩ ኣሎ። ኣብዚ ርብዒ ዘመንዚ ኣብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ኣብ ደገ ዘካየድናዮ ተቓውሞ እንታይ ኣፍርዩ ኢልና ምስ እንሓትት ግን በቲ ዝድለ መጠን ከም ዘይኮነ ርዱእ ይመስለኒ። ምኽንያቱ ዛጊት ክግበር ዝጸንሐ እዚ ዝስዕብ’ዩ..Read more



08/11/2015 22:01 PM

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ

ዕላል ምስ፡- ኣቶ ቀለታ ኪዳነ

ኣቶ ቀለታ ኪዳነ፡ ከንቲባ ከተማ ዓዲዃላ፡ ከምኡ'ውን መምህር ኣብ ኮምቦኒ ኮለጅ ኣስመራ ኮይኑ ዘገልገለ ኢዩ። ኣቶ ቀለታ፡ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ተሰሊፉ ዝተቓለሰን ኣብ መርበባት ኢንተርነት ድማ ብዙሕ መሃሪ ጽሑፋት ብቐጻሊ ክበርክት ዝጸንሐን ምኩር ተቓላሳይ ኣቦ ኢዩ።

     ኣብዚ ተኻታታሊ መደባት፡ ብዛዕባ ታሪኽን ቅዋማዊ ሕጊን ኣብ ስርዓተ-መግዛእቲ፡ ተሳትፎኡ ምስ ተሓኤ፡ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ኣፈታትሓ ናይዚ ህሉው ሽግራት ኤርትራን ኣመልኪቱ ዘትዩ ኣሎ።

 1ይ ክፋል (11 Oct 2015)፡   2ይ ክፋል (18 Oct 2015)፡

 3ይ ክፋል (25 Oct 2015)፡ 4ይ ክፋል (01 Nov 2015)፡

 5ይ ክፋል (08 Nov 2015)፡

  1ይ ክፋል2ይ ክፋል፡  3ይ ክፋል4ይ ክፋል

  5ይ ክፋል6ይ ክፋል7ይ ክፋል

  1ይ ክፋል (28 Nov 2015)፡ 2ይ ክፋል (05 Dec 2015)፡



06/11/2015 20:40 PM

Your name is–-—-—-—-

Wedeey: (my dear son)

By Aida

I came to the same church your Dad and I got married. The same podium where our family’s priest baptized you.

I remember the day you brought your future wife home and we all prepared your wedding.  You asked to be married in that same church that holds so much of our family’s history. Read more




06/11/2015 20:40 PM

መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጢ ሽዱሽተ ሳምንታት፡ ኣብ ዑደት ዝርከብ ናይ ወረቐት ባጤራ ናቕፋ፡ ብሓድሽ ከምዝትካእ ኣብዚ ሳልስቲ ሕጋዊ ምልክታ ኣውጺኡ ኣሎ።

     እዚ ኣብ ውሽጢ 6 ሳምንታት ዝግበር ኣረጊት ባጤራ ናይ ምርካብ መስርሕ፡ ብዙሕ ቀይድታት እውን ገይሩሉ ኣሎ። ኩሉ ኣብ እዋኑ ናብ ሃገራዊ ባንክ ዘይተመልሰ ኣረጊት ባጤራ፡ ዘይቅቡል ከምዝኾነ እቲ ሕጋዊ ምልክታ፡ ኣፍሊጡ ኣሎ። ብንቡር፡ ምቕያር ባጤራ፡ ብዓመታት ዝልካዕ ጊዜ ክወሃቦ ኣብ ዓለምና ንዕዘብ። እዚ ተብተብ ዝመስል ኣገባብ’ዚ ግን፡ ብኪኢላታት ፋይናንስ፡ ብዙሕ ትንታነታት ክቐርበሉ ዝከኣል ይመስል። ዝቐረበ ሕጋዊ ምልክታ ንምስማዕ፡-

        ቀዳማይ ክፋል (ኣዋጅ)፡  ካልኣይ ክፋል (ዘተ)

Related news/ ምስዚ ዝተኣሳሰር ዜና፡-

  ራድዮ ኤረና (09 Nov 2015)፡ ራድዮ ኤረና (12 Nov 2015)፡

  ድምጺ ኣሰና (14 Nov 2015)፡ ድምጺ ኣሰና (25 Nov 2015)፡



06/11/2015 20:40 PM

ገድልና ከቋሽሽ!

ካብ ሓውኹም መሲናስ

እቲ ቅድሚ ወለዱ ዝተወልደ

ኣብ ስደት ሓኪሉ ዝሰወደ

ንህዝብን ሃገርን ዘዋረደ

ኣይሰይምዕን ኢሉ እንተተማዕደ

ብጽልእን ቅርሕንትን ልቡ እናነደደ

ኣብ ሕጊ ቀሪቡ ዕቡይ ከይተፈርደ

ሕማሙ እምበር ከይዱ እናገደደ! … Read more



03/11/2015 16:57 PM

To Infinity and Beyond

"To all Eritreans working for ENAMCO and other mining companies  in Eritrea"

Your parents see you leaving the house early in the morning.

Your new military uniform cleaned and pressed to make you look neat and honorable.

You bow your head and kneel a bit in front of your elderly parents. Read more



04/11/2015 23:11 PM

ኣገደስቲ ህዝባዊ ሰሚናራት

ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)፡ ኣቶ መንግስተኣብ ኣስመሮም፡ ብ'ዕለት 31 ጥቅምቲ 2015፡ ኣብ ስቶክሆልም፡ ኣገዳሲ ክፉት ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብዚ ኣኼባ'ዚ፡ ንህሉው ኩነታት ኤርትራ፡ ከምኡ'ውን ክኸይድ ዝጸንሐን ዘሎን ዝምድና ኣብ መንጎ ደምበ ደለይቲ-ዲሞክራሲያዊ-ለውጢ ውድባትን ማሕበራትን፡ ከምኡ'ውን  ኩነታት ኣብ ደገ ዝርከብ ጥርናፈታት ማሕበረኮማት ኤርትራውያንን ጸገማት ኤርትራውያን ስደተኛታትን፡ ዝኣመሰሉ ኣርእስትታት ተላዒሎምን መልስታትን ርእይቶታትን ተዋሂቡሎምን ኣሎ።

     ካብዚ ብዘይፍለ፡ ኣሰናዳኢ መደብ፡ ድምጺ ኣሰና፡ ኣቶ ኣማኑኤል ኢያሱ'ውን፡ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለታት፡ ኣብ ከተማ ዙሪክ ስዊዘርላንድ፡ ብድሆታት መንእሰያት ኤርትራውያንን ኣፈታትሓኦምን፡ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ኣገዳሲ ናይ መንእሰያት ኣኼባ ኣካይዱ ኣሎ።



01/11/2015 0238 AM

ቃለመሕትት ምስ ዶ/ር ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል

Dr. Awet T. Weldemichael Interview:

Tempo Afric TV

ዶ/ር ዓወት: መጽናዕታዊ ተመኩሮኡ፡ ምስ ኩነታት ሃገርና ኤርትራ ብምዝማድ፡ ኣገዳሲ ዝኾነ ትምህርቲ ይህብ። Dr. Awet T. Weldemichael Interview: he shares his researched experience in relation to Eritrea; this is very useful interview. Read more










Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe