August 2015 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 



28/08/2015 17:29 PM

 A dedication to Eritrean Women


“There would be neither freedom nor victory without women in the frontline and women in the intricate places of gathering intelligence work.


For, intelligence work is complex and difficult to understand and needs resolve through analyzing many interrelated elements, factors and un-expected events. It contains particular and complex skilful ways of working and surviving through it all.


With  hope  that  society,  families  and governments will respect and hold women at the highest places during war and post-war time”.



24/08/2015 20:25 PM

ዕላል ቅዱሳንን ድርሳንን

 ብዘይካ ስማት ተዋሳእቱ፡

ሓቂ  ብሓቂ ዝተፈጸመ ዛንታ።


"ኣቱም ገዛ መዓልኩም?"


"እግዚኣብሄር ይመስገን፡ ከመይ ኢልክን ውዒልክን? እተዋ።"


"እዋይ! ቅዱሳን ዲኽን? ከመይ ኢልክን ውዒልክን? ደሓንዶ ቀኒኽን?"


"ከመይ ኢልክን ቀኒኽን ድርሳን ሓብተይ?"


"ኣምላኽ ይመስገን ደሓን ኢና። ከከ...ከመይ ኢልክን ቀኒኽን? ንዕነ በላ እተዋ?"  Read more




23/08/2015 16:20 PM

. ዘሕጉስ ብስራት

ንተቀማጦ ኖርወይ በርገንን ከባቢኣን

ንዕለት 29 August 2015 .

 ብምክንያት ሓደ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከተማ በርገን ንዕለት 29.08.2015 ክልተ ዓበይቲ መደባት ኣዳሊያ መርሓባ ትብለኩም ኣላ።

1ይ፣ ንህልው ኩነታት ህዝቢ ኤርትራን ደንበ ተቃውሞን መብሪሂ ክህቡና ክልተ ዓበይቲ ኣጋይሽ ኣዳሊናልኩም ኣለና። Read more






22/08/2015 18:09 PM

Unheralded Eritrean teen bags first gold of athletics worlds ወዲ 19 ዓመት ተቓዳዳማይ ኤርትራዊ መንእሰይ፡ ግርማይ ገብረስላሴ፡ ኣብ ናይ በይጂንግ ኣትሌት ማራቶን ውድድር፡ ቀዳማይ ኮይኑ ብምፍጻም ኣንጸባጸራቒ ዓወት ተጎናጺፉ።

Beijing (AFP)

Beijing (AFP) - Eritrean teenager Ghirmay Ghebreslassie claimed the first gold medal of the Beijing world championships when he sprinted away for a shock victory in the men's marathon on Saturday. ወዲ 19 ዓመት ተቓዳዳማይ ኤርትራዊ መንእሰይ፡ ግርማይ ገብረስላሴ፡ ኣብ ናይ በይጂንግ ኣትሌት ማራቶን ውድድር፡ ቀዳማይ ኮይኑ ብምፍጻም ኣንጸባራቒ ዓወት ተጎናጺፉ። Read more

Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር:- (ERI-TV)




21/08/2015 18:20 PM

To all Eritrean Women we love

By Kiki Tzeggai

I would like to open this writing with a quote from President Abraham Lincoln to a woman that lost her sons in the war.


President Abraham Lincoln – letter to Mrs. Bixby - Executive Mansion, Washington, Nov. 21, 1864:

Read more



21/08/2015 18:20 PM

ዘተን ዕርቅን

ንድንፋዐ ማሕበራዊ ጥምረት ኤርትራውያን

ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል

 [ EMDHR.net ]

ብፈለማ ንዘቕረብኩምለይ ዕድመ ምስጋናይ ምስናይ ልዑል ኣኽብሮት ክገልጽ እፈቱ። ነዚ ዕድመ ተቐቢለ፡ ኣብ መንጎኹም ተረኺበ፡ ብዛዕባ ኣብ ሓሳብን ስምዒትን ኩልና ዘሎ ጉዳይ ሃገርናን ህዝበናን፡ ጉዳይ ባዕልና፡ ክላዘብ ብምብቀዐይ፡ ንነፍሰይ ዕድለኛ ጌረ እቆጽራ። ነዚ ዕድል እዚ ክውን ዝገበሩ ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ ድማ ምስጋናን ኣድናቖትን ይግብኦም።

ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ኤርትራውያን፡ Read more

Related / ምስዚ ዝመሳሰል ኣስተምህሮታትኣብዚ ጠውቑ




20/08/2015 18:39 PM

 No woman - no cry  

The 1976 killing of the notorious Ethiopian Colonel Beshoou (1976)

By Kiki Tzeggai

The day was later on known as one of the darkest nights of Asmara under occupation.


From inside our houses, we could hear the heavy curfew’s silence. No one was allowed to venture outside. We could hear a voice defying that order and that silence as thick as a heavy curtain draping itself around our beloved city. Read more




20/08/2015 18:39 PM

ኣገዳሲ ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ Minneapolis፡ ብምሁራት ኤርትራውያን፡

ንዕለት:- 05 September 2015

ወረቓቕቲ ናይዚ ሰሚናር’ዚ፡- (1) ህሉው ኩነታት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ንዕኡ ከሐይሉዎ ዝኽእሉ ሓሳባትን (ኣቶ ኣሕመድ ራጂ)፡ (2) ብዙሕነት፡ ሓድሕዳዊ ምትእምማን ምኹስኳስን ብድሆታት ምምእዛን ሰላማዊ ምስግጋርን ኣብ ኤርትራ (ዶር ኣንገሶም ኣጽብሃ)፡  (3) ርትዓዊ ገምጋምን ጭቡጥ ትንታነን ብዛዕባ መንግስቲ ኤርትራ -- ኣብ ምህናጽ ልፍንቲን ምንዳፍ ንኹሉ ከስምር ዝኽእል ሰነድ ወይ ቻርተርንን (ዶ/ር ኣሰፋው ተኸስተ)፡ (4) ጉዳይ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ አርትራ፡ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን፡ ናይ ዲያስፖራ ንጥፈታትን ንመጻኢ መዋጽኦ መንገድን (ዶ/ ዳኒኤል ረዘነ)፡ (5) ንናጽነትን ፍትሒን ዝግበር ቃልሲ፡ ሓድነት ከምጽእ ዝኽእል እንኮ ኣገባብ ናይ ስልጡን ባህሊ፡ ምዝታይ ጥራይ ኢዩ (ኣቶ ዑቕባይ ገብረመድህን)። Read more




18/08/2015 22:33 PM

. ስቅያት ዝባህሎም ሕሱራት! .

ካብ ሓውኹም መሲናስ

"ዝብኢ ሃዲኑ እንተበልዐስ ተጋግዩ ማለትድዩ!? ኣይተጋገየን፤ ልምዱ'ዩ። ንኹናማኸ ካብ ሽምጣ ንላዕሊ ጥራሓ ኮይና ኢልና ንነቕፋ ዲና!? ኣይንነቕፋን ኢና። ምኽንያቱ፡ ባህላ ስለ ዝኾነ። ህግደፍ ከኣ ኩሉ እከይ ዘበለ ማለት፡ ምእሳር፣ ምጥፋእ፣ ምቕታል፣ ምስዳድ ባህሎም'ዩ! ስለዚ፡ ባህሎም ብምትግባሮም ክንነቕፎም ኣይንኽእልን ኢና!


ኣነስ ዕስራ ዓመት ኣብ ኤርትራ፡ ኣብ ግዱድ ዕክርና'የ ኔረ። ንህዝቢ ኤርትራ ወይ ንኤርትራ ግን መዓት ዕስራታት ዓመታት ምደገምኩ። Read more



18/08/2015 223:50 PM

ማዓር ዓዱ ገዲፉ፡

ማዓር አንዳማቱ ዝደሊ

ኤርትራዊ የለን።


ተኸታታሊ ናይዚ ብ'ኤሪቲቪ ቀሪቡ ዘሎ መደብ፡ ከስተውዕለሉ ዝግባአ ነገር፥-

ማዓር ዓዱ ገዲፉ፡ ማዓር አንዳማቱ ዝደሊ ኤርትራዊ የለን


(1) ሽግርን ጠንቂን ስደት፥ ካብ ሱዳን ወይ ሊብያ ዘይኮነስ፡ ካብ ውሽጢ ዓድና ኤርትራ ኢዩ ዝጅምር። ነዚ ግሁድ ሓቂ'ዚ ክኽውል ዝፍትን፡ ሰማዒት ኤርትራዊት አዝኒ'ውን ዝረክብ ኣይመስለንን። ንውሑዳት ግሩሃት ግን ከደናግር ይኸአል ይኸውን። Read more



16/08/2015 14:59 PM

ዓምዲ ታሪኽ፡- ታሪኽ ጅግና ስዉእ ኣቦና፡

ሸኽ ዓብደልቃር መሓመድ ከቢረ

A Short Biography of

Sheik Abdelkadir Mohammed Kebire

 [www.Emnetu.com ብ’እስቲፋኖስ ተመልሶ]

Abdulkadir Mohammed Saleh Kebire, whose name of fame is simply 'Kebire' was born in 1902 in Massawa but some people say that he was actually born in his mother’s village somewhere in Dankalia. The name ‘Kebire’, by which he is known simply means senior or great and was a direct translation of his great grandfather, named "Abe'. Read more

ናይ ቪድዮ ሰነድ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ (ERI-TV)

ናይ ፍሉጣት ኤርትራውያን ታሪኽ ንምጽናዕ ኣብዚ ጠውቑ




12/08/2015 23:50 PM

ባይቶን ኳዂቶን

ብ’ንኣምን ተኪኤ

ውርጹጽ ጽሓፊ ኳ ኣይኮንኩን ፣ ግን ሕልፍ ሕልፍ ኢለስ: ገለ ሓሳባት፣ ፈይ የብል’የ ። ብቀጻሊ ክጽሕፍ ዘተባብዑኒ ውን ኣይተሳእኑን፣ ጽበት ጊዜ ስለ ዘሎ ግን ኣይ ከምትጽቢቶምን፣፣      ብዕለት 8 ንሃሰ 2015፣ ሓሙሽተ ሃገራውያን ውድባት ኤርትራ፣ ንህልዊ ኩነታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፣ ኣመልኪተን ዝጸሓፍኦ ጽሑፍ ምስ ኣንበብኩ፡ …Read more 



12/08/2015 23:50 PM

. …ኣደየ ደሃዮም ግበሪ! .

ካብ ሓውኹም መሲናስ

"...ኣደየ ደሃዮም ግበሪ!"

"ቅጫ ዘይጸገቡ ዕምበባ ፍዮሪ

ከም ኣፍ ዕንቊ ምስ ጸበበቶም ምድሪ

ሃጽ ኢሎም ዝጠፍኡ ናብ ምድረበዳ ባሕሪ

ኣደየ ባዕልኺ ደሃዮም ግበሪ!"

ኢለን ይጽልያ ኣለዋ ኣደታት ኤርትራ።

 Read more



11/08/2015 13:50 PM

ዓምዲ ታሪኽ፡-

ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳላይን መራሒን፡

መሓመድ ብርሃን ብላታ

[YouTube   kerkebet]

ተጋ/መሓመድ ብርሃን ብላታ፡ ካብ 1963 ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ኣብ ቃልሲ ዝርከብ ሓርበኛInterview with Mr. M Berhan Belata ኣቦና ኢዩ። ሓደ ካብቶም ክቡር ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክውርሱና ዝግብእም ኣያታትና ስለዝኾነ፡ ኣብ ታሪኽ ዝተሞርክሰ ሓበሬታኡ፡ ኣገዳሲ ሰነድ ኢዩ። ስለዝኾነ፡ ክንእክቦ ዝኽኣልና፡ በኸምዚ ዝስዕብ ክትሰምዑዎን ካብኡ ክንመሃረሉን፡ ስኒትና.ኮም ትላቦ፡-

 ክቡራት ተኸታተልቲ፡- ነዚ ትምህርቲ ክሕግዘና፡ ክቡር መሓመድ ብርሃን ብላታ ዝጸሓፎ ታሪኽ በዚ ጠዊቕኩም ልኣኹልና።







10/08/2015 14:04 PM

መጽሔት ፍትሒ -

ፍልይቲ ሕታም - ነሓሰ 2015

ፍትሒ፡ ዲሞክራስያዊ FITHI_SPECIAL_AUGUST_EDITION.pdfባህሊ ዝሕይለሉን ዝዕንብበሉን ኩነታት ንምፍጥር መድርኽ ህዝባዊ ልዝብ ክካየድ ትጉስጉስ። ህዝብና ኣብ ዘዝነብረሉ ቦታ ብናይ ሓባር ዕላማ፡ ስትራተጂን ናይ ዓወት-ጎደናን ብቀዳምነት ኣብ ዘዝነብረሉ ቦታታት ብምጥርናፍ፡ ቀጺሉ ዞባውን ኣህጉራውን ደረጃ ጥርናፈ ብምርግጋጽ፡ መላኺ ስርዓት ኣብ ምልጋስ ይኹን ዘተኣማምን ዲሞክራስያዊ ለውጢ ክገብር ክበቅዕ፡ ህዝቢ ንክጥርነፍን ነቒሑ ንረብሕኡ ክሰርሕን ተተባብዕን ተማሕጽንን። Read more




09/08/2015 23:11 PM

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ

(መደብ 09 August 2015)

ዕላል ምስ ገዲም ተጋ/

እስቲፋኖስ ገብረሚካኤል ተመልሶ

እስቲፋኖስ ገብረሚካኤል ተመልሶ፡ ገዲም ተጋዳላይ ህግሓኤ-ነበር ኢዩ። ንሱ፡ ደራሲ ሰለስተ (3ተ) መጻሕፍቲ፡ ሓንቲ ካብኣተን ‘መቓብር ህሉዋት’ እተሰምየት፡ ክኸውን ከሎ፡ ተመኩሮኡ ኣብ ገድሊ፡ ከምኡ’ውን ህይወት ኣብያተ-ማእሰርቲ ኤርትራ - ድሕሪ ናጽነት፡ ካልኦት ኣርእስቲታትን፡ ብምልዓል፡ ምስ ናዝ የማነ (ድምጺ ኤርትራ) ኣዕሊሉ ኣሎ። ዝተቐድሐ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ


ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕኣብዚ ጠውቑ






09/08/2015 01:12 AM

ኮሎኔል ሚካኤል ተወልደ -

ኣብ ጉዳይ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢርትራን፡

ለበዋኡን።

colonel Michael Tewolde

Part-1      Part-2




05/08/2015 01:24 AM

. ፍቓድ ዝተዋህቦም! .

ካብ ሓውኹም መሲናስ

ዘይፍለጡ ሰባት ስቪል ዝለበሱ

ፍቓድ ዝተዋህቦም መሰልና ክግህሱ

ዘዕበየ ወላዲ ውሉዱ ኰስኲሱ

ወትሩ *ይምዝጉዎ እንከየተወከሱ!   *ይምንጥሉዎ


*ሰገራት መላኺ ኣብ ዝደለዩዎ       *ዓሳክር

ውላዱ ካብ ቅርዓት ስለ ዝጨወዩዎ

ምስኪናይ ወላዲ ዓቕሉ ጸቢቡዎ ...Read more




04/08/2015 23:14 PM

ታሪኽን ምስክርነትን ተጋ/ቢንያም ደበሳይ፡ ኣባል መካናይዝድ ብርጌድ።

[YouTube -  UntoldEritreanStory]

ኣብዚ ታሪኽ'ዚ፡ ቢንያም፡ ብኣካል ዝተሳተፈሉ ወፍሪ ናብ ሃገረ-ኮንጎ፡ ከምኡ'ውን ናይ 1998 - 2000 ዝነበረ ሃውሁውን ኣመራርሓን ዶባዊ ኩናት ኢትዮ-ኤርትራ የዘንቱ። ቢንያም፡ ቅድሚ ናብ ስደት ምምርሑ፡ ንኣንበብቲ ዝበቕዐት መጽሓፍ ‘ህያው ቀስቲ’፡ ዘበርከተን ኣብዚ እዋንዚ ድማ እጃሙ ኣብ ቃልሲ ዘበርክት ዘሎ መንእሰይ ኢዩ። እዚ ታሪኽ’ዚ፡ ምልስ ኢልና ነብስና ንምግምጋም ዝሕግዘና ኣገዳሲ ሰነድ ኢዩ።

    1ይ ክፋል2ይ ክፋል3ይ ክፋል





03/08/2015 23:44 PM

ቃለመሕትት ምስ

 ኣቶ ፍስሃጽዮን ገብረ

ኣባል መሪሕነት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ሕድሪ

[ shekortet.com - ራድዮ ኤረና]

ኣቶ ፍስሃጽዮን ገብረ፡ ገዲም ተጋዳላይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኾይኑ፡ ተመኩሮኡ ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝርከቦ፡ ሰለስተ (3ተ) መጻሕፍቲ ንሕትመት ዘብቅዐ ኤርትራዊ ኢዩ። እዚ ክሳብ ሕጂ፡ ምእንቲ ፍትሒን ዲሞክራሲን ቃልሱ ዝቕጽል ዘሎ ሓርበኛ፡ ኣብዚ ምስ ራድዮ ኤረና ዝገበሮ ክልተ-ክፋላት ዝተኽየደ ቃለመሕትት፡- ንሕሉፍን ህሉውን ኩነታት ውድቡ፡ ኩነታት 'ኪዳን'፡ ኩነታት 'ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ'፡ ተራ መንእሰያት ኣብ ቃልሲን ኣድላይነት ሓድነትን፡ ካልኦት ኣገደስቲ ኣርእስትታትን መልሲ ሂቡሎም ኣሎ።

 ቀዳማይ ክፋልካልኣይ ክፋል



02/08/2015 19:52 PM

The Need for Unity to End the Eritrean Nightmare – by Prof Araya Debessay. ኣድላይነት ሓድነት፡ ንምሕጻር ክፉእ ተመኩሮ ኤርትራ፡ ብ’ፕሮ ኣርኣያ ደበሳይ

[ By assenna ኣሰና.ኮም ]

The Need for Unity to End the Eritrean Nightmare An Appeal to ALL [1] Eritreans in the Diaspora Araya Debessay, Professor, University of Delaware, USA Introduction A group who identified themselves as “Our Voice – Eritrea” has recently written two articles. The first was titled, “A Swift, Effective and Lasting Solution … Read More  

ትርጉም ትግርኛ (ዳኘው ኣስፋሃ፡ ኦስሎ ኖርወይ)

Related/ምስዚ ዝዛመድ ኣርእስቲ፡-




02/08/2015 23:28 PM

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ (መደብ 02 August 2015)

The story of horror, torture and imprisonment in the capital city Asmara, by the government of Ethiopia; a story told by Silla Tekle. Silla was member of EPLF underground movement. ታሪኽ ስቅያትን ማእሰርቲን ኣብ ከተማና ኣስመራ፡ ብ’መግዛእታዊ ስርዓት ኢትዮጵያ። ጅግና ተቓላሲት ሲላ ተኽለ፡ ኣባል ውሽጣዊ ስርዒት ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ)፡ ኣዘንትያትልና ኣላ። ኣብዚ መደ’ዚ ናይ ምስጋና መልእኽቲ ብ’ናሆሚ ብርሃነ ተስፋማሪያም፡ ከምኡ’ውን ታሪኽ ብ’ሕድራይ ፍስሃ ቀጺሉ ኣሎ። ተጋ/ሕድራይ፡ ሎሚ ዘቕረቦ ዝርዝር ኣስማት ስዉኣት ኣብዚ ጠውቑ

  ዝሓለፈክም መደባት ድምጺ ኤርትራኣብዚ ጠውቑ



02/08/2015 19:52 PM

EPDP Winds Up its 2nd Congress with Great Success in Wiesbaden, Germany. ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ: 2ይ ጉባኤኡ ብዓወት ዛዚሙ።

[Harnet.org]

Proceedings of the second congress of the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) ended on 30 July with great success in Wiesbaden, Federal Germany, after adopting basic party documents including timely political resolutions and recommendations. Read more

Related / ምስዚ ዝዛመድ፡- ደምዳሚ መግለጺ: ካልኣይ ጉባኤ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ




Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more





Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe