|
|
27/10/2014 23:36 PM
Eritreans for Facilitating National Dialogue (EFND): Proposed Platform, Internal Working Memorandum, October 2014 [Assenna.com]
እማመታት: ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ። ዕላማ ናይዚ ዋዕላ’ዚ፡ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ሰላምን ዕርቂን ንምኹስኳስ ኮይኑ፡ በኡኡ ኣቢልካ ድማ ሰላምን ፍትሒን ዝነገሳ ኤርትራ ንምምጻእ ኢዩ። ኣብዚ ካብ 22 -
Related፡-
26/10/2014 23:29 PM
CKDU ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
መንግስቲ ኤርትራ: ንምንታይ ድሕሪ 21 ዓመት ፡ ናይ መንነት ወረቐት ክቐየር ምዃኑ ብቲቪ ኤረ ይገልጽ ኣሎ?
ናዝ የማነ ነዚ ብዝምልከት ክፉት ማይክ ብምኽፋት ክትዕ ዓዲሙ፡-
25/10/2014 01:14 AM
ኤርትራ ምስ ተቛጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕ/ሃ ንክትተሓባበር ቤት ምኽሪ ጸጥታ ጸዊዑ
[VOA ድምጺ ኣመሪካ]
ንዕድመ ዓቃቢ ሰላም ኣፍሪቃን ሕ/ሃን ኣብ ሶማልያን(AMISOM) ክሳብ ዝመፅእ ዓመት ዘናወሐ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕ/ሃ፣ኤርትራ ምስ ተቆፃፃራይ ጉጅለ ሶማልያን ኤርትራን ንክትተሓባበር መፀዋዕታ ኣቅሪቡ። እቲ ሎሚ ዝሓለፈ ውሳነ፣ኤርትራ ምስ‘ቲ ኮሚቴ ክልተ ጊዜ ኣብ ፓሪስን ካይሮን ምርኻባ ብምንኣድ ዝያዳ ንክትተሓባበር ፀዊዑ።እዞም ምትሕብባራት ኣብ‘ዚ ዝተሓደሰ ዕድመ‘ቲ ኮሚቴ ተቆፃፀርቲ‘ውን ተጠናኺሮም ክቅፅሉ፣ Read more
ምስዚ ዝተኣሳሰር ቪድዮ ኣብዘ ጠውቑ
25/10/2014 01:14 AM
ካናዳዊ ኩባንያ ነቭሱን (Nevsun)፡ ኣብ ዝቕጽል 10 ዓመታት: ልዕሊ 14 ቢልዮን ዶላር ንኤርትራ ክኸፍል ምዃኑ፡ ተሓቢሩ።
[ድምጺ መድረኽ]
ካናዳዊ ኩባንያ ነቭሱን (Nevsun)፡ ኣብ ዝቕጽል 10 ዓመታት፡ ልዕሊ 14 ቢልዮን ዶላር ኣመሪካ ንኤርትራ ክኸፍል ምዃኑ እቲ ኩባንያ ምግላጹ፡ ድምጺ መድረኽ፡ ኣብ ናይ ዕለት 24, October 2014 ዝሃበቶ ዚና ሓቢራ። ብተወሳኺ እቲ ኩባንያ፡ 317 ሚልዮን ዶላር ንኤርትራ ኣታዊ ከምዝገበረ’ውን ድምጺ መድረኽ ብተወሳኺ ሓቢራ ኣላ። ንዝርዝር ሓበሬታ ኣብዚ ጠውቑ
ምስዚ ዝመሳሰል ዜና ኣብዚ ጠውቑ
25/10/2014 21:55 PM
ኣገዳሲ እዋናዊ ሓበሬታ
The UN Commission of Inquiry on Eritrea
ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮምሽን
Main Contact Form ሓበሬታ ንምሃብ ምስ እትደልዩ ኣብዚ ጠውቑ።
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፡ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ላዕለዋይ ኣካል መሰል ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ኤርትራ ተፈጺሙ ንዝበሃል ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ገበናትን እትምርምር፡ ፍልይቲ መርማሪት ኮሚሽን መዚዙ ንስራሕ ኣበጊሱዋ ኣሎ። ብዙሓት ግዱሳት፡ ብኸመይ ሓበሬታ ከምዝህቡዋ ስለዘጸገሞም፡ በዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ LINK ጠዊቕኩም ሓበሬታ ክትህቡ ወይ ብቀጥታ ምስታ ኮሚሽን ክትራኸቡ ከም እትኽእሉ ንሕብር። ኣወሃሃዲት ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ (HRCE)፡ ወ/ሮ ኤልሳ ጭሩም፡ ምስዚ ዝተኣሳሰር ዘካየደቶ ቃለ-
23/10/2014 20:45 PM
ምእንቲ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ካብ ግዜ ንእስነቱ ብተወፋይነት ዝተቓለሰ ልዑል ፍቕሪ ሃገርን ህዝብን ዝነበሮ ሓርበኛ ሃገራዊ ዶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ)፣ ትማሊ ርቡዕ ኣብ ዓዲ ጥልያን ብሕማም ምኽንያት ኣብ መበል 65 ዓመቱ ዓሪፉ። Read more
ንዝኽሩ ዝምልከት ፍሉይ መደብ ድምጺ ኣሰና።
22/10/2014 15:37 PM
ቢትወደድ ኣብራሃ፡-
ጅግና ተጋዳላይ፡ ብ/ጀ ቢትወደድ ኣብራሃ፡ ብዘይ ፍትሒ ካብ ዝሕየር 23 ዓመታት ኮይኑ ኣሎ። ንዝኽሩ፡ ኣብ ራድዮ ድምጺ መድረኽ (Radio Forum) ብዕለት 21 October 2014 ዝተዳለወ ፍሉይ መደብ፡ ንኹሉ ብጉዳይ ሃገሩ ዝግደስ ኤርትራዊ ዝምልከት: እዋናዊ ምላሽ ዝጠልብ ሕቶ ኢዩ። ስለዝኾነ፡ ነዚ ፍሉይ ታሪኹ በዚ ጠዊቕኩም ክትሰምዑዎ ትኽእሉ።
19/10/2014 23:12 PM
ዓምዲ ጥዕና፡-
[ መጽሔት ብርሃን ቶሮንቶ ]
ነፍሰ-
18/10/2014 17:12 PM
ናይ ህዝቢ ኤርትራ ልዕላዉነት፡ ሓርነት፡ ግዝኣተ ሕጊ ንምርግጋጻ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ማሕበራዊ ሰዉራ ንህዝቢ ኤርትራ ንምሕያልን ሕቶ ዋንነት፡ ተሳታፍነትን ወሳንነት ህዝቢ ንምርግጋጽ፡ ካብቶም ነዚ ቀንዲ ዕላምታት ንምዕዋት ዝቃለሱ ዘለዉ ዜጋታት፡ ተባታቲኑ ዝርከብ ሰብኣዊ፡ ነገራዊን መንፈሳዊ ጸጋታቶም ንምእካብን ንዝተፈላለየ ኣረኣእያታት ንምቅርራብን ፡ ዝያዳ አድማዒ ኮይኑ ንኽወጽእ አብ ዝገብርዎ ዘለዉ ጻዕሪታት መሰረት ብምግባር፣
ተወከልቲ ህዝባዊን ሲቪክ ፖለቲካውያን ምንቅስቓሳት ተራኺብና፡ ንህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ብዕቱብ ድሕሪ ምድህሳስን ምዝታይ ፡ ዓቕምታትና ኣወሃሂድና ንኽንቃለስ ኣብ ናይ ሓባር ማእከላይ መረዳእታ በጺሕና ኣሎና። Read more
14/10/2014 22:02 PM
ኣገዳሲ ሓባራዊ ዘተ ምስ ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ
Assenna: Panel Discussion with Eritrean Forum for National Dialogue
እዚ ኣገዳሲ፡ ንሃገራዊ ዕርቂ ዝኣመተ ዘተ ኮይኑ፡ ኣብ ዕለት 22 ክሳብ 25 October 2014 ድማ ብዛዕባ’ዚ ዋዕላ ክካየድ ተመዲቡ ኣሎ። ብዛዕባ’ዚ ርእይቶ ንምንባብን ወይ ንምሃብን በዚ ጠውቑ።
13/10/2014 17:25 PM
[Asmarino Independent]
A monthly newsletter being published inside Eritrea. An exiled Eritrean journalist shared the news on tweeter: ድሮ ዘይንቡር ህላወና ከም ንቡር ካብ ንወስዶ ሓያሎ ኮይኑ’ሎ። ግዜ ይሓልፍ ኣሎ፣ ህይወትና ግን ምስቲ ግናይን ኣሰንባድን ትርኢቱ ኣብ ሓደ ደው ኢሉ። ንኹሉ ልቢ ዘለዎን ጭዋን ዜጋ ጥራይ ዘይኮነ፡ ዋላ ንውሑድ እዋን ይኹን፣ ንመላእ ዓለም ዘሰንበደን ዘዛረበን ልዕሊ ሰለስተ ሚእቲ ህይወት ዜጋታትና ዝወሰደ ሓደጋ ላምፔዱሳ እኳ ካብ ዝሓልፍ ዓመት ኣቝጺሩ። ብድሕሬኡ’ውን እንተኾነ ብዙሕ ርኢናን ብዙሕ ጎኒፍናን’ዩ። Read more
12/10/2014 23:57 PM
CKDU ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
ታሪኽ ስነጥበባዊያን ካብ ጊዜ መግዛእቲ ክሳብ ናጽነት።
ይትባረኽ ገብረትንሳኤ፡ ህቡብ፡ ስነጥበባዊ፡ ገጣሚ፡ ደራሲን ኣላዪ -
12/10/2014 23:57 PM
መበገሲ፡-
Dear Brothers and Sisters!
We, the lay faithful of St Daniel Comboni’s Cenacle of Missionary Prayer Group, based in Chiswick London, would like to invite you to join us for a Walk of Witness on Saturday the 18th October 2014 – the Anti-
We are gathering under Marble Arch at 9:30am. We will start the walk at 10:30 (the latest), to arrive at Old Palace Yard, in front of the Houses of Parliament at 12:30 and will be staying until 2:00pm.
Our aim is to seek an immediate action from the UK government and the wider international community to help STOP slavery and the evil trading in human beings.
This is the Facebook link for the event. -
10/10/2014
Eritrea’s step towards accountability: Accession to the Convention against Torture
[chr.up.ac.za]
The Centre welcomes Eritrea’s accession to the United Nations Convention against Torture and Other Cruel, Inhuman or Degrading Treatment or Punishment on 25 September 2014. Read more
09/10/2014 18:47 PM
Eritrea: Stronger private sector, qualified workforce, international integration needed, says AFDB
[CapitalEritrea]
October 08, 2014 (Nairobi) – In a newly released report prepared by the African Development Bank’s (AfDB) East Africa Regional Resource Center in Nairobi, Kenya, on the occasion of the Bank’s 50th anniversary,... Read more »
See AfDB Full Report
08/10/2014 19:40 PM
Between the desert and the fire -
Refugees have been crossing the border between Eritrea and Sudan for more than 40 years. The UN refugee agency, UNHCR, estimates that northern Sudan houses more than 100,000 Eritrean refugees, but over the years the profile of these migrants has ...Read more
07/10/2014 15:05 PM
Will Netanyahu ever see asylum seekers as human beings with human rights?
Worldwide, the refugee recognition rates for Eritreans and Sudanese reach 70-
06/10/2014 13:10 PM
CKDU ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
ይትባረኽ ገብረትንሳኤ፡ ህቡብ፡ ስነጥበባዊ፡ ገጣሚ፡ ደራሲን ኣላዪ -
05/10/2014 03:09 AM
ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም
ኣብ ፓል ሓርነት ንዘተ Paltalk Eritrean Harnet Discussion Room
Guest speaker Dr. Gebre Ghebremariam,
"Winning Together: How can the "Justice Seeking Forces" of Eritrea Succeed in Creating a Unified Vision and a Viable Alternative Socioeconomic and Political Path for Eritrea? “ብሓባር ምዕዋት” ደለይቲ ፍትሒ ሓይልታት ኤርትራ፡ ሓባራዊ ራእይ ኣብ ምፍጣርን ክቕጽል ዝኽእል ማሕበረ-
03/10/2014 12:18 PM
ዝኽሪ ጥፍኣት ላምፐዱዛ-
02/10/2014 20:12 PM
ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር -
ዓሚ፣ ልክዕ ከምዛ ሎሚ፣ 360 ሬሳታት ኣሕዋትናን ደቅናን፣ ካብ ባሕሪ ተዘቊቑ ክወጽእ ተዓዚብና። እቲ ጠላም ስርዓት፡ ንስደትን ህልቂትን ኣቃሊዑዎም ክንሱ፣ ንመንነቶም ሓኺኹ “ ዘይሕጋውያን ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት” ዝብል ስም ኣጠሚቑዎም። መላእ ኤርትራዊ ግን “ጓኖት ኣይኮኑን፣ ኣሕዋትና ኢዮም!” ኢሉ፣ ዓው ኢሉ …Read more
03/10/2014 01:30 AM
Eritrea: 5th Eritrean Mining Conference Opens
[AllAfrica]
[Shabait]Asmara -
02/10/2014 15:53 PM
Dr. Adane Ghebremeskel ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል፡
01/10/2014 13:01 PM
ብህቡባት ዝዕምብቡ ዘለዉ ደለይቲ ለውጢ ስነጥበባውያን
04/10/2014 03:42 AM
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |