ራድዮ ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
VOICE OF ERITREA (by Naz Yemane)
2021 archive.
Listen Live Every Sunday
( 2 - 5 PM Halifax Time ):-
ወትሩ ሰንበት ካብ 2-PM ክሳብ 5-PM ብኣቆጻጽራ ሃሊፋክስ ካናዳ፡ ንሰለስተ (3ተ)ሰዓታት ይፍኖ።
Start Time ዝጅምረሉ ሰዓታት:-
Asmara: 9:00pm | Berlin: 7:00pm | London UK: 6:00pm | Halifax Canada: 2:00pm | DC: 1:00pm |
ብደሓን ምጽኡ!
ኣብ እዋን ፈነወ፡ ንኹሉ ክፉት ስለዝኾነ፡ ተሳትፎኹምን ርእይቶኹምን ኣይፈለየና።
ቀጥታ ንምስታፍ፡ ብቁጽሪ ቴለፎን፡ direct Tel:-
+1-902-494-2487 ናብ ስቱድዮ ደውሉ።
መደብና ብቀጥታ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ታሕቲ ጠውቑ፡-
(Live Show here below:)
LIVE ቀጥታዊ ፈነወ ራድዮ
CKDU 88.1 FM:
ቀጥታዊ ፈነወ ንምስማዕ ላዕለዋይ እንተኣብዩኩም፦
Alternatively, listen live and participate in discussion via፡
CKDU website ኣብዚ ጠውቑ
Past shows
ዝሓለፈ መደባት
ዝሓለፈ መደባት ድምጺ ኤርትራ፡ ኣብ ወብሳይት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ታሕተዋይ ምረጹ/ጻ፡-
To listen Past shows of Voice of Eritrea on website: Select below:
ዝሓለፈ መደባት ድምጺ ኤርትራ፡ ኣብ ዩቱበ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
To listen Past shows of Voice of Eritrea on Youtube: click here.
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
28/11/2021
ገዲም ተጋዳላይ፡ ግርማይ ቦኽረ (ቦኽሪላ)፡
ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተ.ሓ.ኤ.) ገድላዊ ተሞኩሮኡን ዝኽርታቱን።
Testimony and experience as freedom fighter with ELF, Veteran Girmay Bokre (Bokrila)
ዕለት Sunday, 28 November 2021፡ ዕዱም ጋሻና፡ ገዲም ተጋዳላይ፡ ግርማይ ቦኽረ (ቦኽሪላ)፡ ኢዩ ክኸውን። ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተ.ሓ.ኤ.) ገድላዊ ተሞኩሮኡን ዝኽርታቱን ከካፍለና ተዳልዩ ኣሎ። ዝብል ኢዩ። ግርማይ ቦኽረ፡ ዛጊት፡ ሰለስተ መጻሕፍቲ ደሪሱ ንኣንበብቲ ዘቕረበ ኢዩ።
Our Voice of Eritrea guest on Sunday, 28 November 2021 is veteran and author of three books, Mr. Girmay Bokre ( Bokrila). He will share with us, his testimony and experience as freedom fighter with ELF.
1ይ ክፋል-A (31 Oct 2021)፡
1ይ ክፋል-B (31 Oct 2021)፡
2ይ ክፋል-A (21 Nov 2021)፡
2ይ ክፋል-B (21 Nov 2021)፡
3ይ ክፋል-A (28 Nov 2021)፡
3ይ ክፋል-B (28 Nov 2021)፡
● ካልእ ጽሑፋት ብ`ግርማይ ቦኽረ (ቦኽሪላ) - Other Articles by Mr. Girmay Bokre (Bokrila).
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
24/10/2021
ሕሉፍ ታሪኽናን፡ ጽልዋኡ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራን፡ ክሳብ ክንደይ ኢዩ?
Our past history and its impact on the current issues of Eritrea?
Dr. Mussie Tesfagiorgis. ዶ/ር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስ፡
ዕዱም ጋሻና፡ ዶ/ር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስ፡ ፕሮፈሶር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ማኒቶባ፡ ኢዩ። Dr. Mussie Tesfagiorgis is a professor at the University of Manitoba.
1ይ ክፋል (24 Oct 2021)፡
2ይ ክፋል (24 Oct 2021)፡
● ካልእ ጽሑፋት ብ` ዶ/ር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስ፡ - Other Articles by Dr. Mussie Tesfagiorgis.
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
17/10/2021
ዝተራጋገጹ ዓወታትን ድኻማትን ጽላል ይኣክል ካናዳ፡
ኣቶ ኣብራሃም ተኪኤ፡ ኣቦ-መንበር ይኣክል ጽላል ካናዳ
ሰላም ክቡራት ተኽታተልቲ መደባትና! ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)፡ ብምኽንያት ኮቪድ-19 መደባትና ንነዊሕ ተቛሪጹ ምጽንሑ ዝፍለጥ ኢዩ። ንዕለት 17 Oct. 2021 መደብና ይጅምር ኣሎ። ኣቶ ኣብራሃም ተኪኤ፡ ኣቦ-መንበር ይኣክል ጽላል ካናዳ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና። ኣርእስቲ ዘተና፡ ዝተራጋገጹ ዓወታትን ድኻማትን ጽላል ይኣክል ካናዳ፡ ዝብል ኢዩ ክኸውን።
Voice of Eritrea (Naz Yemane) is back on Sunday 17 of October 2021, with Mr. Abrham Tekie the chairman of Yiakil Umbrella Canada. Our Topic is on current issues: Successes and weaknesses of Yiakil Canada.
1ይ ክፋል (17 Oct 2021)፡
2ይ ክፋል (17 Oct 2021)፡
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
11/04/2021
ካብ ታሪኽ ጀጋኑ፡ ዝኽሪ ስዉእ ሓርበኛ ፈዳይን ተሓኤ፡ ኣብርሃም ተኽለ።
Remembering Martyr Fedayn of ELF, veteran Abrham Tecle.
ካብ ታሪኽ ጀጋኑ፡ ብዛዕባ ጅግና ሓርበኛ ፈዳይን ተሓኤ፡ ስዉእ ኣብርሃም ተኽለ። ክፉት ዘተ። ዝኽርታትኩም ንምክፋል፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። OPEN MIC. The history and courage of Eritrean fighters, Martyr Fedayn of ELF, veteran Abrham Tecle. Please come forward to share your recollections and reflections.
1ይ ክፋል-A (21 Mar 2021)፡
1ይ ክፋል-B (21 Mar 2021)፡
2ይ ክፋል-A (28 Mar 2021)፡
2ይ ክፋል-B (28 Mar 2021)፡
3ይ ክፋል-A (11 Apr 2021)፡
3ይ ክፋል-B (11 Apr 2021)፡
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
04/04/2021
ህሉውን መጻኢን ኤርትራ።
ፕሮፈሶር መንግስትኣብ ተስፋዮውሃንስ።
Eritrea's current and future affairs.
with Professor Mengsteab Tesfayohannes.
On Sunday, 4th April 2021, we are inviting Professor Mengsteab Tesfayohannes; we will be discussing about Eritrea's current and future affairs. ሰንበት ዕለት 4th April 2021፡ ዕዱም ጋሻና፡ ፕሮፈሶር መንግስትኣብ ተስፋዮውሃንስ ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና፡ ብዛዕባ ህሉውን መጻኢን ኤርትራ ዝብል ኢዩ ክኸውን።
1ይ ክፋል (04 Apr 2021)፡
2ይ ክፋል (04 Apr 2021)፡
● ካልእ ጽሑፋት ብ` ፕሮፈሶር መንግስትኣብ ተስፋዮውሃንስ፡ - Other Articles by Professor Mengsteab Tesfayohannes.
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
14/03/2021
ብምኽንያት ዓለማዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡
ሕሉፍን ህሉውን ቃልሲ ኤርትራዊያን ደቀንስትዮ፡ ዝድህስስ፡ ክፉት ዘተ።
On International Women's Day, Past and Current struggle of Eritrean Women, Open Mic.
Voice of Eritrea Naz Yemane was absent for the last 8 months due the pandemic of COVID 19. But now we are back for few weeks for trial.
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)፡ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ን`8 ኣዋርሕ ቦኺራ ጸኒሓ። ሕጂ ግን ንሰንበት ዕለት 14 መጋቢት 2021 ክፉት መደብ ቀሪባ ትመጻኩም ኣላ።
1ይ ክፋል (14 Mar 2021)፡
2ይ ክፋል (14 Mar 2021)፡
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- A Look Back on Eritrea’s Historic 1993 Referendum, BY FIKREJESUS AMHAZION (PhD)
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993 ብፍቕረየሱስ ኣምሃጽዮን (ዶ/ር)) (TesfaNews APRIL 23, 2018). - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)