ራድዮ ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
VOICE OF ERITREA (by Naz Yemane)
2020 archive.
Listen Live Every Sunday
( 2 - 5 PM Halifax Time ):-
ወትሩ ሰንበት ካብ 2-PM ክሳብ 5-PM ብኣቆጻጽራ ሃሊፋክስ ካናዳ፡ ንሰለስተ (3ተ)ሰዓታት ይፍኖ።
Start Time ዝጅምረሉ ሰዓታት:-
Asmara: 9:00pm | Berlin: 7:00pm | London UK: 6:00pm | Halifax Canada: 2:00pm | DC: 1:00pm |
ብደሓን ምጽኡ!
ኣብ እዋን ፈነወ፡ ንኹሉ ክፉት ስለዝኾነ፡ ተሳትፎኹምን ርእይቶኹምን ኣይፈለየና።
ቀጥታ ንምስታፍ፡ ብቁጽሪ ቴለፎን፡ direct Tel:-
+1-902-494-2487 ናብ ስቱድዮ ደውሉ።
መደብና ብቀጥታ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ታሕቲ ጠውቑ፡-
(Live Show here below:)
LIVE ቀጥታዊ ፈነወ ራድዮ
CKDU 88.1 FM:
ቀጥታዊ ፈነወ ንምስማዕ ላዕለዋይ እንተኣብዩኩም፦
Alternatively, listen live and participate in discussion via፡
CKDU website ኣብዚ ጠውቑ
Past shows
ዝሓለፈ መደባት
ዝሓለፈ መደባት ድምጺ ኤርትራ፡ ኣብ ወብሳይት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ታሕተዋይ ምረጹ/ጻ፡-
To listen Past shows of Voice of Eritrea on website: Select below:
ዝሓለፈ መደባት ድምጺ ኤርትራ፡ ኣብ ዩቱበ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
To listen Past shows of Voice of Eritrea on Youtube: click here.
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
08/03/2020
ብምኽንያት ዓለማዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ሕሉፍን ህሉውን ቃልሲ ኤርትርዊያን ደቀንስትዮ፡ ዝድህስስ ዕላል ምስ ሓርበኛ ኤልሳ መስፍን:
On International Women's Day, Past and Current struggle of Eritrean Women.
ኣብዚ ኣርእስቲ`ዚ ምሳና ክትዝቲ ተቐሪባ ዘላ፡ ገዲም ሓርበኛን ምህርቲን፡ ሓውትና ኤልሳ መስፍን ኢያ። Our invited guest discussing the Topic above would be Veteran Elsa Mesfin.
1ይ ክፋል (08 Mar 2020)፡ 2ይ ክፋል (08 Mar 2020)፡
1ይ ክፋል (08 Mar 2020)፡
2ይ ክፋል (08 Mar 2020)፡
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
01/03/2020
ንሓድነት ውድባት ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪን ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራን
Efforts on Uniting Eritrean opposition parties, and the current Eritrea issues. Mr Teklay Abraha, chairman of Eritrean National Council for Democratic Change (ENCDC)
ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ተኽላይ ኣብራሃ፡ ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ (ENCDC)፡ ኮይኑ፡ ዘተና ኣብ ንሓድነት ውድባት ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪን ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ዝምልከት ኢዩ ክኸውን።
1ይ ክፋል (01 Mar 2020)፡
2ይ ክፋል (01 Mar 2020)፡
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
23/02/2020
ኮንፈረንስ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ኣብ ዲሲ - ኣመሪካ፡ ምንቅስቓስ ይኣክልን ተራ ደቀንስትዮ ዳያስፖራን። The Women’s conference in D.C. USA, The Yiakl Movement and Role of Women in Diaspora. With Ms Ariam Abraham.
ኣብዚ ኣርእስቲ`ዚ ምሳና ክትዝቲ ተቐሪባ ዘላ፡ ብ`ባዮ-ከሚስትሪ ዲግሪ ዝተመረቐት፡ ሓውትና ኣርያም ኣብራሃም ኢያ። Discussing with Voice of Eritrea is MS. Ariam Abraham with Biochemistry Degree, resident of Maryland Virginia USA.
1ይ ክፋል (23 Feb 2020)፡
2ይ ክፋል (23 Feb 2020)፡
See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
ጋዜጣዊ መግለጺ ዋዕላ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ሰሜን ኣመሪካ
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
16/02/2020
ሕሉፍ ታሪኽን ዳግማይ ትንሳኤ ተ.ሓ.ኤ.`ን
Past experience and how ELF resurrected again
Veterans Idris Dafi & Berhe Ogbazghi
ዕዱማት ኣጋይሽና፡ (1) ሓርበኛ ተ/ጋ እድሪስ ዳፊ፡ ካብ ሃገረ ጀርመን፡ ኣባል ውድብ ተ.ሓ.ኤ.`ን ናይ ወጻኢ ጉዳያት ቤት-ጽሕፈት ሓላፊን፡ ከምኡውን (2) ሓርበኛ በርሀ ዑቕባዝጊ ወኪል ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ተሓኤ፡ ኢዩም። ሕሉፍ ተሞኩሮኦም ክሳብዚ እዋንዚ ኣካፊሎም ኣለዉ።
Our guests will be Veteran fighter Idris Dafi, from Germany, a representative of the E.L.F. foreign affairs bureau, and second is veteran Berhe Ogbazghi, member of central committee and representative of ELF. They will share the long years experience and how ELF resurrected again.
1ይ ክፋል-A (02 Feb 2020)፡
1ይ ክፋል-B (02 Feb 2020)፡
1ይ ክፋል-A (16 Feb 2020)፡
1ይ ክፋል-B (16 Feb 2020)፡
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
09/02/2020
ጽልዋን ሳዕቤናትን ውሳኔ ዶር ኣቢይ፡ ኣብ ልዕሊ ዕቑባት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ፡ እንታይ ክኸውን ኢዩ?
What would be the the Impact and Consequences of Dr Abiy's decision, to those Refugees in Tigray?
Our guest will be Mr. Kahsay Ehdego Project manager of (ERDA) Eritrean Relief & Devolvement Assiciation, Based in Ethiopia (Tigray) boarder to Eritrea.
1ይ ክፋል (09 Feb 2020)፡
2ይ ክፋል (09 Feb 2020)፡
See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
● ዝርዝር ጸብጻብን ወፈያ ንምግባርን ኣብዚ ጠውቑ። For detailed reports and to make a Donation, please click here.
● ERDA Youtube (ዩቱብ ቻነል ናይ ERDA) ኣብዚ ጠውቑ።
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
19/01/2020
እታ ኣነ ዝፈልጣ ኤርትራ: Eritrea that I Know.
OPEN MiC (ክፉት ዘተ)
ክፉት ዘተ ኢዩ ክህልወና፡ ኣርእስቲ ዘተና ድማ "እታ ኣነ ዝፈልጣ ኤርትራ" ዝብል ኢዩ። On Sunday 19 January 2020, we will have an Open MiC, and our topic will be "Eritrea that I Know".
1ይ ክፋል (19 Jan 2020)፡
2ይ ክፋል (19 Jan 2020)፡
ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
12/01/2020
ብዛዕባ ዝምድናታት ኢትዮ-ኤርትራ፡ ምንቅስቓስ ይኣክልን ምዕባለታቱን:
ETHIO-ERITREA RELATIONS AND THE CURRENT PROGRESS ON THE YIAKL MOVEMENT:
ተዛተይቲ ዕዱማት ኣጋይሽና፥ ኣቶ ገዛኢ ሓጎስ፥ ከምኡውን ኣቶ ኩሉብርሃን ኣብራሃም (ክልቲኦም ኣባላት ምንቅስቓስ ይኣክል ካናዳ) ኢዮም።
1ይ ክፋል (12 Jan 2020)፡
2ይ ክፋል (12 Jan 2020)፡
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- A Look Back on Eritrea’s Historic 1993 Referendum, BY FIKREJESUS AMHAZION (PhD)
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993 ብፍቕረየሱስ ኣምሃጽዮን (ዶ/ር)) (TesfaNews APRIL 23, 2018). - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)