Placeholder Picture
Placeholder Picture
VOICE OF ERITREA ድምጺ ኤርትራ - 2016 archive

ራድዮ ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

VOICE OF ERITREA (by Naz Yemane)
2016 archive.

VOICE OF ERITREA - by Naz Yemane

Listen Live Every Sunday
( 2 - 5 PM Halifax Time ):-

ወትሩ ሰንበት ካብ 2-PM ክሳብ 5-PM ብኣቆጻጽራ ሃሊፋክስ ካናዳ፡ ንሰለስተ (3ተ)ሰዓታት ይፍኖ።
Start Time ዝጅምረሉ ሰዓታት:-
Asmara: 9:00pm | Berlin: 7:00pm | London UK: 6:00pm | Halifax Canada: 2:00pm | DC: 1:00pm |
ብደሓን ምጽኡ!
ኣብ እዋን ፈነወ፡ ንኹሉ ክፉት ስለዝኾነ፡ ተሳትፎኹምን ርእይቶኹምን ኣይፈለየና።

ቀጥታ ንምስታፍ፡ ብቁጽሪ ቴለፎን፡ direct Tel:-
+1-902-494-2487 ናብ ስቱድዮ ደውሉ።

መደብና ብቀጥታ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ታሕቲ ጠውቑ፡-
(Live Show here below:)

LIVE ቀጥታዊ ፈነወ ራድዮ
CKDU 88.1 FM:

ቀጥታዊ ፈነወ ንምስማዕ ላዕለዋይ እንተኣብዩኩም፦
Alternatively, listen live and participate in discussion via፡
CKDU website ኣብዚ ጠውቑ


Past shows
ዝሓለፈ መደባት

ዝሓለፈ መደባት ድምጺ ኤርትራ፡ ኣብ ወብሳይት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ታሕተዋይ ምረጹ/ጻ፡-
To listen Past shows of Voice of Eritrea on website: Select below:

Browse past shows below:

ዝሓለፈ መደባት ድምጺ ኤርትራ፡ ኣብ ዩቱበ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ
To listen Past shows of Voice of Eritrea on Youtube: click here.


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
Sunday 18 Dec 2016 Show
ፍሉይ ቃለመሕትት ምስ ሓርበኛ ተጋዳላይ ሰመረ ፍስሃየ፡ ካብ ሃገረ ፈረንሳ።
Exclusive interview with Veteran Semere Feshaye.


1ይ ክፋል (04 Dec 2016)፡   2ይ ክፋል (11 Dec 2016)፡  3ይ ክፋል (18 Dec 2016)


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
Sunday 27 November 2016 Show
ዕላል ምስ፡- ኣቶ ተኽለ ተመስገን (ሓዉ ስዉእ ጅግና ንተጋ. ወልደዳዊት ተመስገን)
ታሪኽ ስዉእ ሓዉ ተጋ. ወልደዳዊት፡ ከምኡ’ውን ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ክኸይድ ዝጸንሐን ዘሎን ፕሮፓጋንዳን ፖለቲካዊ ኩነታትን ሰፊሕ ዕላልን ምኽሪን ኣካፊሉ ኣሎ። Mr. Tekle Temesgen, younger brother of Martyr Weldedawit Temesgen, is talking about Current Eritrea issues, related politics, propaganda, and shared his views on way forward for Eritrea’s situation.


1ይ ክፋል (13 Nov 2016)፡   2ይ ክፋል፡ (20 Nov 2016)፡  3ይ ክፋል፡ (27 Nov2016)


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
Sunday 30 October 2016 Show
ዕላል ምስ፡- መምህር ዘርኡ የዕብዮ
Voice of Eritrea hosting Memhr Zeru Yebio – Author of a book titled "መመዘክርና እንተንግንጽል meaning: Had We Opened Our files". He is our guest for Fifth round this Sunday. መምህር ዘርኡ የዕብዮ፡ ደራሲ "መመዘክርና እንተንግንጽል" ዘርእስታ፡ ኣብ ታሪኻዊ ፍጻሜታት ዝተመርኮሰት መጽሓፍ፡ 5ይ ክፋል ዕላሉ ክቕጽል ኢዩ። ቅድሚ ሕጂ፡ ምስ መምህር ዘርኡ የዕብዮ፡ ዝተኻየደ ዕላል፡-


1ይ ክፋል (15 Feb 2015)፡   2ይ ክፋል (22 Feb 2015)፡  3ይ ክፋል (15 May 2016)፡   4ይ ክፋል (23 Oct 2016)፡   5ይ ክፋል (30 Oct 2016)


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
Sunday 09 October 2016 Show
መንእሰይ ሜሮን ስመዳር፡ (Meron Semedar)
Young Eritrean immigrant Meron Semedar raised the flag of refugee for the first time in front world leaders in a conference in Ottawa.
ሜሮን ስመዳር፡ ኣብ ኦታዋ፡ ኣብ መዓልቲ መንእሰያት ስደተኛታት ዓለም፡ ዝተገብረ ዋዕላ ኣብ መድርኽ ተረኺቡ፡ ቃል ዘስምዐ፡ ስደተኛ ከምኡውን ኣብ 24 መስከረም 2016 ብዛዕባ ኤርትራ ኮንፈረንስ ኣብ ሳንፍራንሲስኮ (ኣመሪካ) ክነጥፍ ዝጸንሐ፡ ብዛዕባ ክልቲኡ ንጥፈታት ኣብ ስቱድዮ ቐሪቡ ተሞክሮኡን ሃብታም ርእይቶኡን ኣካፊሉ ኣሎ። ንምስማዕ፡-


1ይ ክፋል (09 Oct 2016)፡   2ይ ክፋል (09 Oct 2016)፡  3ይ ክፋል (ሜሮን ስመዳር ኣብ መድርኽ One Young World)፡   Please help Meron Semedar, to cover his financial shortfalls: Click here ኣብዚ ጠውቑ።


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
02 October 2016 Show
ዕላል ምስ፡- ዘካርያስ ሃብተ
ELF veteran, Zekarias Habte, will share his experiences, bout the war of Senafe, the hunting of "Fulul", and his Journey from ELF to EPLF. ኣብዚ 2ይ ክፋል ዕላል፡ ነቲ ቅድሚ ሕጂ ዝጀመሮ ዕላል ብዛዕባ ውግእ ሰንዓፈ፡ ከምኡ'ውን "ፋሉል" ተብምባል ብተሓኤ ኣብ ልዕሊኦም ዝተፈጸመ ናይ ምህዳን ተግባራትን ንሱ ዘስዓቦ ጉዕዞኦም ናብ ህግሓኤ'ን ዘጋጠሞም ተመኩሮን የዕልል።


1ይ ክፋል (04 Sep 2016)፡   2ይ ክፋል (02 Oct 2016)፡  3ይ ክፋል (02 Oct 2016)፡፡


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
25 September 2016
ካብ ምብትታን ኢትዮጵያ ዝረብሕ ወይ ዝጉዳእ መን'ዩ? ኤርትራ? Who benefits or loses from the disintegration of Ethiopia, Eritrea? ዕዱማት (guests) ኣቶ መርእድ ዘርኡ Merid Zeru (ካብ Netherland)፡ ከምኡ'ውን ኣቶ ያዕቆብ ዓብደላ Yacob Abdalla (ካብ Canada)፡


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
18 September 2016
መንእሰይ ሜሮን ስመዳር፡ (Meron Semedar)
ካብ ሳሕል ናብ ሃገረ-ኣመሪካ
ወዳቢ ኮንፈረንስ፡- Eritrean Conference on Development & Human Rights.


ወጻኢታት ኮንፈረንስ ንምድጋፍ፡ ኣብዚ ጠውቑ።


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
11 September 2016
መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ንምዝካር
Eritrean Veterans Day ህዝባዊ ጻውዒት።
ዕላል ምስ መስረትቲ ኣባላት - Discussion with Founding Members
Part-2:


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
04 September 2016
ብዛዕባ "ወፍሪ ስግረ-ዶብ"
ELF veteran, Zekarias Habte, recalls his experiences (WEFRI SGRE-DOB) and more. ምስ ፍሉይ ዕዱም ጋሻና ገዲም ተጋዳላይ ተሓኤ-ነበር፡ ዘካርያስ ሃብተ፡ ብዛዕባ፡- (1) ግፍዕታት ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ጋሽን ምትሕልላይ ህዝቢን፡ (2) ኩናት ከባቢ ባረንቱ፡ ከባቢ ኣስመራ (1975)፡ ምድግጋፍ ውድባት ተሓኤ’ን ህሓሓኤ’ን፡ ኣብቲ እዋን’ቲ፡ (3) ብዛዕባ ንስምረት ክልቲኡ ውድባት ዝምልከት ኣብ ውሽጢ ተጋደልቲ ዝነበረ ዉዕዉዕ ስምዒትን ኣብነታትን፡ (4) ግጥማት ኣንጻር ጸላኢ ኣብ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ እዋን 1975-77 (5) ስርሒት ወፍሪ ስግረ-ዶብ (ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ)ን ዝገጠመ ኩነታትን፡ ካልእ ብዙሕ ኣገዳሲ ታሪኽን ኣልዒሉ ባዕሉ ዝወዓሎን ዝተሳተፈሉን ሃብታም ታሪኽ ጅግንነታዊ ፍጻሜታት ኣዘንትዩልና ኣሎ።


1ይ ክፋል (04 Sep 2016)፡   2ይ ክፋል (02 Oct 2016)፡  3ይ ክፋል (02 Oct 2016)፡፡


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
17 July 2016
ፍልይቲ ዜማ ኽብሪ ሓርበኛታት ኤርትራ Eritrean Veterans Day.
Famous Artist, Habtom Debesay, is singing live on the air, in respect of Eritrean veterans and Kiki Tsegay is talking with regards to the all Eritrean veterans. The rest of Voice of Eritrea show was Music entertainment. ህቡብ ስነጥበባዊ መንእሰይ ሃብቶም ደበሳይ፡ ንኽብሪ ሓርበኛታት ኤርትራ ዘዳለዎ ህያብ መዝሙር፡ ምስኡ ስዒቡ ድማ ጽሑፍ ብሓፍትና ኪኪ ጸጋይ ከምኡ'ውን ናይ ምስጋና ቃላት ካብ መስረትቲ ኣባላት ንዝኽሪ መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ። Read more


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
10 July 2016
Ethio - Eritrea conflict - ዕላል ምስ ገዳይም ተጋደልቲ፡
VOE Naz Yemane July 10 2016 show፡ Ethio - Eritrea conflict and its solutions; & Resolution of the indictment of Geneva and its consequences. Panellists are Three Eritrean veterans: Mrs. Adiam Tefera, Mr. Merid Zeru and Mr. Yacoub Abdela.
ግጭት ኢትዮ-ኤርትራን መፍትሒኡን፡ ውሳኔ ክሲ ጀነቫን ክህሉ ዝኽእል ሳዕቤናትን። ዕላል ምስ ገዳይም ተጋደልቲ፡- ወ/ሮ ኣድያም ተፈራ፡ ኣቶ መርእድ ዘርኡ፡ ከምኡ'ውን ኣቶ ያቆብ ዓብደላ።
Part-2


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
19 June 2016
Ethio - Eritrea conflict - ዕላል ምስ ገዳይም ተጋደልቲ፡
VOE Naz Yemane 19 June 2016 show: Ethio - Eritrea conflict and its solutions; & Resolution of the indictment of Geneva and its consequences. Panellists are Three Eritrean veterans: Mrs. Adiam Tefera, Mr. Merid Zeru and Mr. Kbreab Tesfu.
ግጭት ኢትዮ-ኤርትራን መፍትሒኡን፡ ውሳኔ ክሲ ጀነቫን ክህሉ ዝኽእል ሳዕቤናትን። ዕላል ምስ ገዳይም ተጋደልቲ፡- ወ/ሮ ኣድያም ተፈራ፡ ኣቶ መርእድ ዘርኡ፡ ከምኡ'ውን ኣቶ ክብርኣብ ተስፉ።
Part-1


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
12 June 2016
መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ንምዝካር
Eritrean Veterans Day
ህዝባዊ ጻውዒት።
ዕላል ምስ መስረትቲ ኣባላት - Discussion with Founding Members ኣብዚ ጠውቑ።


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
05 June 2016
ዕላል ምስ ኣቶ ግርማይ ካሕሳይ፡
ደራሲ ሓዳስ መጽሓፍ “ሌላ ምስ ስዉእ ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ”
Mr Ghirmay Kahsay, the author of the book of the hero Melake Tekle who joined ELF in his younger age and gave his life for the noble cause is talking with Naz from voice of Eritrea Halifax Canada on June 5-2016.


መጽሓፍ ‘ሌላ ምስ ስዉእ ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ’ ንምዕዳግ፡ በዚ ዝስዕብ ተወከሱ፡-
Tel፡ +1 617-571-9778 E-mail: bokrila@gmail.com


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
29 May 2016
መደረ ፕረሲደንት ኢሳይያስ፡ ብዓይኒ “ንጋባእ”
ኣብ መበል 25 ዓመት ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ኤርትራ፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ፡ ንህዝቢ ኤርትራ መደረ ኣቕሪቡ ነይሩ። ኣብዚ መደረ'ዚ ዝተመርኮሰ ገምጋም፡ ብዓይኒ ኣባላት ንጋባእ፡ ኣብ ናይ ጽባሕ ሰንበት መደብ ክህሉ ኢዩ። ዕዱማትና፡- (1) መምህር ዘርኡ የዕብዮ (2) ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ ኣሎኹም። This sunday's Voice of Eritrea show will accommodate guests from members of "Negabae" to discus and evaluate President Isaias's speech on 25th Eritrea's Independence day. Panellists are: (1) Memhr Zeru Yeibio (2) Ato Kidane Hagos.You are cordially invited to attend. click here ኣብዚ ጠውቑ


1ይ ክፋል (15 Feb 2015)፡   2ይ ክፋል (22 Feb 2015)፡  3ይ ክፋል (15 May 2016)፡   3ይ ክፋል (29 May 2016)

President Isaias Afwerki Speech – Eritrea Independence Day 2016 | ERi-TV


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
15 May 2016
2016/05/15_ ዕላል ምስ፡- መምህር ዘርኡ የዕብዮ
On Sunday may 15-2016 from 2:10-4:00 PM Eastern time, Voice of Eritrea is having an interview with Memhr Zeru Yebio – continuation of his book. ናይ ሰንበት 15 May 2016፡ ምስ መምህር ዘርኡ የዕብዮ፡ ደራሲ "መመዘክርና እንተንግንጽል" ዘርእስታ፡ ኣብ ታሪኻዊ ፍጻሜታት ዝተመርኮሰት መጽሓፉ፡ ኣዕሊሉን ዝቐረቡሉ ሕቶታት ሰማዕቲ ድማ መልሲን መብርሂታትን ሂቡሎም ኣሎ። ኣገዳሲ ታሪኻዊ ትሕዝቶ ዘለዎ ዕላል ብምዃኑ፡ ብጽሞና ክትሰምዑዎ ንዕድም።


1ይ ክፋል (15 Feb 2015)፡   2ይ ክፋል (22 Feb 2015)፡  3ይ ክፋል (15 May 2016)


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
24 April 2016
2016/04/24_Abdallah Abubaker - Legend Artist and musician - master of keyboard, poet as well vocalist (left), and Habtom Debesay - young Artist and vocalist (right), both shared their history and experience in the world of music. ዓብደላ ኣቡበከር (ገዲም ስነጥበባዊን ሙዚቀቓን ፡ኪቦርድ ተጻዋታይን ድምጻዊን) ከምኡ'ውን መንእሰይ ሃብቶም ደበሳይ (ገጣማይን ድምጻዊን)፡ ብዛዕባ ተሞኩሮኦም ኣዕሊሎም ኣለዉ። ኣብዚ ጠውቑ


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
17 April 2016
2016/04/17 History of eritrea's Footbal in 1960 and 1970s ታሪኽ ስፖርት ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፡ 2ይ ክፋል ቃለመሕትት ምስ፡-
(1) ዮውሃንስ ጆኬር፡ (2) ተስፋጊዮርጊስ ቆቓሕ ከምኡ'ውን (3) ኣሰፋው ተወልደ፡ ገዳይም ፍሉጣት ስፖርት ሃገርና ኤርትራ፡ ኣብ 1960ታትን 70ታትን ዝነበረ ኩነታት ስፖርት ኤርትራ ንምዕዛብ ዝሕግዝ ኣገዳሲ ተመኩሮኦም፡ ንኹሎም ሰማዕቲ ኣካፊሎም ኣለዉ። ኣብዚ ናይ ጽባሕ ሰንበት መደብ: ተወሰኽቲ ዕዱማት:- (1) ኣቶ ይትባረክ ገብረትንሳኤን (2) ኣቶ ጸሃየ ተወልደን (ክልቲኦም ኣቕረብቲ መደብ ስፖርት ኣብ ራድዮ ዝነበሩ) ክህልዉና ኢዮም። Yohannes joker, Tesfagiorgis Kokah and Asefaw Tewolde are speaking with Naz Yemane from voice of Eritrea on History of eritrea's Footbal in 1960 and 1970s. This Sunday’s show will also be joined by (1) Mr. Ytbarek Gebretnsae - announcer of sport from the stadium and (2) Mr. Tsehaye Tewolde - journalist. Welcome all to the show. ኣብዚ ጠውቑ።


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
10 April 2016
ዕላል ምስ ገዲም ተጋ/ሕድራይ ፍስሃ፡ 11- ክፋል
OPEN MIC (ክፉት ዘተ) ምስ ተጋ/ሕድራይ ፍስሃ፡ (ፊዳይን ተ.ሓ.ኤ.)፡ ኣብ ድሕሪ መስመር ጸላኢ ናይ ዝፈጸሙዎ ጅግንነትን፡ ዘጋጠመ መስዋእቲን፡ ናቱን ናይ ብጾቱን ኣዝዩ ኣደናቒ፡ ሰነድን ታሪኽን ዝኾነ ዕላል ኢዩ። ኣብዚ ጠውቑ።


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
03 April 2016
ዕላል ምስ ገዲም ተጋ/ሕድራይ ፍስሃ፡ 10ይ- ክፋል
OPEN MIC (ክፉት ዘተ) ምስ ተጋ/ሕድራይ ፍስሃ፡ (ፊዳይን ተ.ሓ.ኤ.)፡ ኣብ ድሕሪ መስመር ጸላኢ ናይ ዝፈጸሙዎ ጅግንነትን፡ ዘጋጠመ መስዋእቲን፡ ናቱን ናይ ብጾቱን ኣዝዩ ኣደናቒ፡ ሰነድን ታሪኽን ዝኾነ ዕላል ኢዩ። ኣብዚ ጠውቑ።


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
27 March 2016
ዕላል ምስ ገዲም ተጋ/ሕድራይ ፍስሃ፡ 9ይ- ክፋል
OPEN MIC (ክፉት ዘተ) ምስ ተጋ/ሕድራይ ፍስሃ፡ (ፊዳይን ተ.ሓ.ኤ.)፡ ኣብ ድሕሪ መስመር ጸላኢ ናይ ዝፈጸሙዎ ጅግንነትን፡ ዘጋጠመ መስዋእቲን፡ ናቱን ናይ ብጾቱን ኣዝዩ ኣደናቒ፡ ሰነድን ታሪኽን ዝኾነ ዕላል ኢዩ። ኣብዚ ጠውቑ።


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
20 March 2016
History of eritrea's Footbal in 1960 and 1970s ታሪኽ ስፖርት ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ - 1ይ ክፋል፡ ቃለመሕትት ምስ፡-
(1) ዮውሃንስ ጆኬር፡ (2) ተስፋጊዮርጊስ ቆቓሕ ከምኡ'ውን (3) ኣሰፋው ተወልደ፡ ገዳይም ፍሉጣት ስፖርት ሃገርና ኤርትራ፡ ኣብ 1960ታትን 70ታትን ዝነበረ ኩነታት ስፖርት ኤርትራ ንምዕዛብ ዝሕግዝ ኣገዳሲ ተመኩሮኦም፡ ንኹሎም ሰማዕቲ ኣካፊሎም ኣለዉ። Yohannes joker, Tesfagiorgis Kokah and Asefaw Tewolde are speaking with Naz Yemane from voice of Eritrea on History of eritrea's Footbal in 1960 and 1970s.


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
06 March 2016
ፍሉይ መደብ - ጻውዒት ደገፍ ን’መደበር ውጉኣት ሓርነት ከሰላ-ሱዳን
(Fundraising campaign for ELF Disabled War Veterans - in Kassala)
1. መደብ ነብስኻ ምኽኣል
2. ክሳብ ዝኽእሉ ምጥዋሮም፡ ናይ ኩላትና ሓላፍነት`ዩ
ንዝብሉ ብድሆታት ገጢምካ ንምዕዋት ዝተበገሰ ጎስጓስ፡ ንምግላጽን ንምሕባርን፡ ኮይኑ፡ ኩሉ ኤርትራዊ በብዓቕሙ፡ ንተጋደልቲ ኣካለ-ጽጉማን ጨንፈር ከሰላ ደገፉ ከበርክት ዝግበር ዘሎ ጻውዒት ኢዩ። ተሳተፍነትኩምን ኣበርክቶኹምን ኣይፈለየና!!


ቀዳማይ ክፋል (06 march 2016)፡  ካልኣይ ክፋል (13 march 2016)

ቀጥታ ናብ ባንክ ወፈያኹም ከተበርክቱ ንእትደልዩ፡ ሓበሬታ ኣብዚ ኣሎኩም


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
28 February 2016
Members from PEN Eritrea. Mebrahtu Teclesion,. ዕላል ምስ መብራህቱ ተኽለጽዮን፡ ኣባል ፐን-ኤርትራ (PEN Eritrea)፡ ብዛዕባ ኩነታት እቲ ማሕበር።


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
21 February 2016 Dr. Tsegezab Ghebrgiorgis ዶ/ር ጸጋዘኣብ ገብረጊዮርጊስ፡ ብጉዳይ ኣብ ቤተክርስትያን ኤርትራውያን፡ ኣብ ሮተርዳም ሆላንድ ኣጋጢሙ ዝተባህለ ፍጻሜ።


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
14 February 2016
Engage Eritrea Discussion - መደብ ንጋባእ
Part-10
ኣብ ጉዳይ ምቕያር ባጤራ ናቕፋን፡ ህሉው መርገጺ ኤርትራን። currency change and the economical stand of Eritrea.


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
07 February 2016
Engage Eritrea Discussion - መደብ ንጋባእ
Part-9
ኣብ ጉዳይ ምቕያር ባጤራ ናቕፋን፡ ምስኡ ዝተኣሳሰሩ ካልኦት ጉዳያትን። On recent Eritrean Gov't's policy on currency Nacfa, and related issues.


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
24 January 2016
Exclusive interview with members of People’s movement for Justice. ፍሉይ ቃለመሕትት ምስ ኣባላት ህዝባዊ ምንቃቓስ ንፍትሒ።


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
17 January 2016
Engage Eritrea Discussion - መደብ ንጋባእ
Part-8


ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Radio Voice of Eritrea (Naz Yemane).
10 January 2016
Engage Eritrea Discussion - መደብ ንጋባእ Part-7
focuses on Eritreas involvement in the Saudi’s caolition in the Red-Sea region and its implications. ምትእትታው ኤርትራ ኣብ ብ’ስዑዲ ዝምራሕ ኪዳን ዞባ ቀይሕ ባሕሪን ጽልዋታቱን።




See also Related /  ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: