September 2023 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 



29/09/2023 15:28 PM

ናይ ድጋፍ መግለጺ

ካብ ኤርትራዊ ልፍንቲ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ:

Press Release:

ERITREAN COALITION FOR DEMOCRATIC CHANGE

September 2023

ንሕና ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ኣስማትና ተዘርዚሩ ዘሎ ዓሰርተ ሓደ (11) ጥርናፈታት ወይ ውድባት: ክንዮ ውድባዊ ሓጹር ረብሓን ዕብየትን ህዝቢ ኤርትራ ዘማእከለ ቃልሲ ንምኽያድ: ካብ ሚያዝያ 2023 ጀሚርና ብልፍንቲ ንቃለስ ዘለና ኤርትራውያን ዲሞክራስያዊ ሓይልታት: ቊጠዔን ወጽዓን ህዝቢ ኤርትራ ዝወለዶ: ኣካልን ኣምሳልን ፍትሓዊ ህዝባዊ ቃልሲ ኤርትራ ዝኾነ “ብርጌድ ንሓመዱ” ዘካይዶ ዘሎ ሓያልን በርቃዊ ህዝባዊ ኣብያን ኣድናቆትና እናገለጽና: ዓቕምና ዘፍቅዶ ኩለንተናዊ ደግፍ ንምሃብ’ውን ድልዋት ምዃና በዚ ኣጋጣሚ ንገልጽ: Read more:


29/09/2023 15:28 PM

ፖለቲካዊ መደብ ዕዮ

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

(ሰ.ዲ.ህ.ኤ)

ኣብ ራብዓይ ጉባኤ ዝጸደቐ 26 ነሓሰ 2023

EPDP Political Program - Adopted at EPDP 4th Congress, 26 August 2023:

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


29/09/2023 15:28 PM

ERITREA:- A Divided Diaspora and The Future of Eritrea



29/09/2023 15:28 PM

ጋዜጣዊ መግለጺ

ምንቅስቓስ ይኣክል፡ መበገሲ ዕላማኡ ዘይቀየረ፡ ብውክልና ህዝቢ ዝምራሕ፡ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኢዩ።

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


29/09/2023 15:28 PM

ደምዳሚ መግለጺ

መስራቲ ጉባኤ ምንቅስቓስ ኣዳል

(ሃገራዊ ጻውዒት ንህዝብና)

Saturday, 16 September 2023

ተጋዳላይ ኤርትራዊ ህዝብና፤

ቅድሚ ስሳን ክልተን ዓመት ብመሪሕነት ጅግና ስዉእ ሓምድ እድሪስ ዓዋተን ጀጋኑ ብጾቱን ካብ ታሪኻዊ ጎቦ ኣዳል ሰውራና ንዘበሰረ ምውኣጅ ሃገራዊ ተጋድሎና ተወፋይነትና መሰረት ብምግባርን፡ ሽግ ሓርነትን ተቓውሞን ኣትሪርና ብምሓዝ ነቲ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ናብቲ ህዝብና ዘማዕድዎ ዕላማ ንምብጻሕ ሕኑን ቃልሲ ንምክያድ ካብ ዘሎና ድልየት ብምብጋስን፣ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ሃገርና ንምርግጋጽ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ዕዙዝ ተራ ክህልውና ከም ዝግባእ ብምግንዛብን፣ እነሆ ኣብ ትሕቲ “ሃገራዊ ጻውዒት ንህዝብና” ዝብል ኣርእስቲ ደምዳሚ መግለጺ መስራቲ ጉባኤ ምንቅስቓስ ኣዳል ነቕርብ። Read more:

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


29/09/2023 15:28 PM

البيان الختامي للمؤتمر التأسيس يلحراك ادال

)نداءوطني لشعبنا(

Saturday, 16 September 2023

شعبنا اإلرتري املناضل:

منطلقين من وفائنا لجيل التضحيات والفداء الذين اعلنوا وثبة ثورتنا الخالدة من قمة أدال

الشموخ بقيادة الشهيد البطل حامد إدريس عواتي ورفاقه البواسل

 Read more:

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ADAL INAUGURATION /تدشين


29/09/2023 15:28 PM

ፖለቲካዊ መደብ ዕዮ

ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን

(ው.ሓ.ኤ.)

ኣብ ቀዳማይ ውድባዊ ጉባኤ፡ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)ዝጸደቐ፡

Political Program of Organization of Eritrean Unity (OEU). ዕለት፡-12-16 ሕዳር 2021

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


18/09/2023 00:05 AM

ንዝኽሪ’ታ

ጸልማት መስከረም 18, 2001።

In Memory of

the dark September 18, 2001.

في ذكرى الظلام 18 سبتمبر 2001



16/09/2023 23:47 PM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ቀዳም Saturday, 16 Sep. 2023

02:00 PM Eastern Time (US and Canada)

ናይ ዳያስፖራ ተቓውሞ እንታይ ንምዕዋት'ዩ ዚቃለስ? ብከመይ'ከ?

What is the Diaspora opposition fighting to achieve? And how should they fight?

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



13/09/2023 15:25 PM

IN DEFENSE OF

BRIGADE NHAMEDU

Dr. Gebre Gebremariam

We, the Eritrean Justice Seekers, should stand in solidarity with our brothers and sisters, Brigade Nhamedu, who are courageously protesting the Eritrean dictatorial regime and its sponsored fund-raising events in many parts of the world. Brigade Nhamedu is a movement, mainly composed of, of Eritrean refugees and asylum seekers who have been protesting the brutal and oppressive tyrannical regime of Issaias Afwerki, first by voting through their feet, and these days via organized demonstrations. Read more


07/09/2023 23:45 PM

Statement of the Organization of Eritrean Unity (OEU),

06 September 2023.

Eritrean justice seekers in the Diaspora have been at the forefront of political advocacy efforts, raising awareness about the human rights abuses and political repression occurring in Eritrea. They engage in peaceful protests, demonstrations, and campaigns to draw international attention to these issues. Read more

  See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


07/09/2023 23:45 PM

መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን

06 መስከረም 2023

ኣብ ምቅላዕ ሽርሒታት ስርዓት ህግደፍን፣ መንእሰያት ኣብ ምሉእ ዓለም ዘረጋገጽዎ ድርብ ዓወታትን: ሲዒቡ ስርዓት ህግደፍ ዝገብሮ ዘሎ ውጹእ ሓሶትን ጸለመን፣

ዝኸበርካ ደላይ ሰላም ብዓል ራኢ ህዝብና !!!

እቲ ንዓሰርተታት ዓመታት ከይተሓለልካ ዝተኸልካዮ ናይ ሰላምን ዲሞክራስን ቃልሲ እንሆ ሎሚ ብተካእቲ ወለዶ ዝኾኑ መንእሰያት ደቅኻ ዓንቢቡ ናብ ተጨባጢ ዲፕሎማስያውን ፖለቲካውን ዓወታት ይሰጋገር ኣሎ’ሞ ባህ ይበልካ። 1 መስከረም ብ2 መስከረም ማሚቓ ዳግም ታሪኽ ኣመዝጊባ ሓሊፋ ኣላ። Read more

  See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


07/09/2023 23:45 PM

OPEN LETTER To

Mr Netanyahu, Prime Minister Israel - by Eritrea Focus,

7 September 2023

Dear Prime Minister Netanyahu,

Re: Incident involving Eritreans in Tel Aviv 2 September 2023

Your Excellency – allow me to introduce Eritrea Focus, a Human Rights Group based in London, United Kingdon, that endeavours to expose the gross human rights abuses perpetrated by the Eritrean Government on its own people. The heinous crimes that the regime in Asmara commits on Eritrean citizens is well document by the United Nations, Amnesty International, Human Rights Watch and various reputable NGOs. Read more

  See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



03//09/2023 23:45 PM

ACCESS TO THE SEA:

Seminar by

Dr. Gebre H Tesfagiorgis

02 September 2023

Part-1/2:    Part-2/2:


  See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




2//09/2023 23:45 PM

ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስን፡

ሓድሽ ዓመትን 2016ን ይግበረልና።

Happy holiday & Happy Geez New Year 2016!



01/09/2023 00:41 AM

መበል 62 ዓመት

ዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 1961፡

ምጅማር ብረታዊ ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ።

الذكرى 62 لبداية الكفاح التحريري المسلح للشعب الإريتري، 1 سبتمبر 1961

62nd anniversary of the beginning of the Eritrean people's' armed liberation struggle, September 1, 1961.

1961 - 2023

ሎሚ'ውን ብመንእሰያትና ክወግሕ'ዩ!

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more




Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe