December 2022 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 



29/12/2022 23:36 PM Updated

ርሑስ ቅንያት ልደትን

ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2023 ይግበረልና!

Merry Christmas

& A Happy New Year 2023!

عيد ميلاد مجيد! وعام جديد سعيد 2023!

christmas and new year 2023 wishes from snitna-com



29/12/2022 23:36 PM

ጋዜጣዊ መግለጺ፡

ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል

- ክፍሊ ጽምዶ፡

 11 ታሕሳስ 2022

ብክፍሊ ጽምዶ ዓለምለኻዊ ይኣክል ዝተዓደመ፡ ኩሎም ሃገራውያን ፖለቲካውያን ሓይልታት፡ ስቪካዊ ማሕበራትን ናይ ሜድያ ትካላትን ዘካተተ ናይ ክልተ መዓልቲ ናይ ምምኽካር ዋዕላ ትማሊ ቀዳም ዕለት 10 ታሕሳስ 2022 ተዛዚሙ። ኣብዚ ክልተ ናይ ዘተ መዓልታት፡ ልዕሊ 50 ውድባት፡ ምንቅስቓሳት፡ ሲቪካዊ ማሕበራትን ልዕሊ 25 ናይ ሜድያ ትካላትን ተዓዲመን። እዚ ብዓርቢ ዕለት 9 ታሕሳስ፡ ብዝክረ ሰማእታት ዝጀመረ ናይ ሓባር ዋዕላ፡ ተጋባእቲ፡ ነቲ ብክፍሊ ጽምዶ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ዝቐረበ፡ ሓደ ሃገራዊ ሓይሊ ናይ ምፍጣር ተበግሶ ብሰፊሕ ሰሚዑ። ተጋባእቲ፡ ነቲ ብክፍሊ ጽምዶ ዝተጸወዐ ናይ ምምብህሃል መድረኽ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት ምዃኑ ኣስሚሮምሉ። Read more


29/12/2022 21:02 PM

LET OUR PAST BREAKDOWNS DRIVE OUT FUTURE BREAKTHROUGHS!

A Call for New Year Resolution

by Teamirat N Seyoum.

The end of the year is traditionally a time for reflecting on lessons learned from the past 12 months and looking to the future with optimism. New Year’s resolutions offer us a chance to identify specific ways we can improve our lives and make concrete changes for the better. Viewed from the context of our struggle, this is to reflect back with the aim of identifying achievements and areas for improvement or even radical change. Read more


29/12/2022 21:02 PM

ዲብ ኤረትርየ ዝልምቱ ለሐክም ለህለ፡ ሚ ዛልም?

ህጅክ ምስል ሕቁቂ ወምሐልል ስያሲ

ኡስታዝ ዓብዱራሕማን አሰይድ ቡሃሽም

Who rules Eritrea? Injustice or oppressor?

A special chat with the Haqqi and political analyst Mr. Abdurahman Sayed Bohashem.

ምውሓስ ልዑላውነት ኤርትራን፡ መዋጽኦ ንመጻኢን

Part-1   Part-2

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



24/12/2022 16:32 PM

መትከላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር ንፍትሒ (ኤሃግፍ)፡

PRINCIPLES OF THE ERITREAN NATIONAL FRONT FOR JUSTICE (ENFJ)

مبادئ الجبهة الوطنية اإلريترية للعدالة

Read more


24/12/2022 02:36 AM

"ምውሓስ ልዑላውነት ኤርትራን፡

መዋጽኦ ንመጻኢን"

Ensuring Eritrean Sovereignty

and the Way Forward.

Seminar organised at Clubhouse EritreaPublicSquare,

on Sunday, 11 December 2022.

ምውሓስ ልዑላውነት ኤርትራን፡ መዋጽኦ ንመጻኢን

Read more

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


24/12/2022 02:36 AM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

Saturday, 10 December 2022

ስለምንታይ ኢያ ሃገርና ኣብ ቀጻልን ተኸታታልን ውግኣት እትነብር?

Why is our country in constant and continuous war?


24/12/2022 02:36 AM

ዓምዲ ስነ-ጽሑፍ:

ክልተ መጻሕፍቲ (1) ህልኽ ሃብቶምን ተስፎምን (2) ሕድሪ መድሕንን ኣልጋነሽን፡

Two books: (1) RIVALRY: between Tesfom and Habtom, (2) Covenant between Medhn and Alganesh.

ብፋርማሲስትን ደራሲን፡ ተስፋይ መንግስ፡ By Pharmacist and author, Mr Tesfay Menghis.


ብቋንቋታት ትግርኛን እንግሊዝኛን፡ ብፋርማሲስትን ደራሲን፡ ተስፋይ መንግስ፡ ተቐሪበናልኩም ኣለዋ።

Here comes to you Two books, (1) RIVALRY: between Tesfom and Habtom, (2) Covenant between Medhn and Alganesh, both in Two-Languages (Tigrinya and English), from Pharmacist and book author,

Mr Tesfay Menghis. Read more


24/12/2022 02:36 AM Updated

ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን

Global Yiakl Eritrean Movement

حركة الإري رتية العالمية الكافي ة

ዕድመ ናይ ምብህሃል ኣኼባ

ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፡ ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ፖለቲካውያን ውዱባት፡ ምንቅስቓሳት፡ በርጌሳውያን ማሕበራት፡ ምትእኽኻባትን ናይ መራኸቢ ብዙሓት ትካላትን፡ ኣብቲ ንዓርቢ ዕለት 9ን ቀዳም ዕለት 10ን ታሕሳስ 2022 ብማንዛ ንክካየድ ተዳልዩ ዘሎ ሓቢርካ ንምስራሕ ዝሕግዝ ናይ ምብህሃል ኣኼባ ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም። Read more

Consultative meeting Invitation

Global Yiakil Movement (GYM) is inviting all justice-seeking Eritrean Political Groups, Movements, Civic Organisations, Associations and Media Outlets for an online consultative meeting scheduled for Friday, 9th and Saturday, 10th December 2022. Read more

دعوة اجتماع استشاري

جميع المنظمات السياسية وحركات المجتمع المدني ووسائل الإعلام الإريترية (ياكيل) تسمي حركة كفاية

لتحقيق العدالة في الاجتماع الاستشاري عبر الإنترنت المقرر عقده يوم الجمعة 9/10 من ديسمبر 2022.

Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


16/12/2022 23:55 PM

ዘተ ኣብ ኣገደስቲ ዛዕባታት፡

ምስ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ።

[Dehay Eritrea - ደሃይ ኤርትራ:]

Dehay Eritrea ደሃይ ኤርትራ: ዘተ ምስ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ


16/12/2022 23:55 PM

በርገን ሰሚናር

ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

Bergen Seminar by Amba. Andebrhan Welde Giorgis

(1) ኣድላይነት ምምስራት ቅዋማዊ ምሕደራ ኣብ ኤርትራ፣ (2) ኣገዳስነት ምምልካት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ (3) ምብርባር ቍጠባ ኤርትራ።

በርገን ሰሚናር ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

ሰላም፡ ከመይ ኣለኹም።

ኣቐዲመ፡ ነቶም ነዚ ሰሚናር’ዚ ብምውዳብ፡ ብዛዕባ ንሃገርናን ህዝብናን ዘገድሱ እዋናዊ ጕዳያት ኣብዚ ምሳኹም ንምዝታይ ዝዓደሙኒ ግዱሳት ኤርትራውያን ኣሕዋት አመስግን። ነዚ ዕድል’ዚ ብምርካበይ ድማ ዓቢ ደስታ እስምዓኒ። ኣብዚ ሰሚናር’ዚ፡ ኣብ 3 ቀንዲ ጕዳያት ዘተኰረ ሓጺር ሓፈሻዊ መግለጺ ከቕርብ እየ። ብድሕሪኡ መደረኽ ንዘተ ኪኽፈት ኢዩ።

(1) ኣድላይነት ምምስራት ቅዋማዊ ምሕደራ ኣብ ኤርትራ፣ (2) ኣገዳስነት ምምልካት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ (3) ምብርባር ቍጠባ ኤርትራ። Read more

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


16/12/2022 23:55 PM

“ዋላ ሓደ ኦም የለን ንፋስ ዘይነነዎ"

ዋላ ሓደ ኤርትራዊ ዜጋ የለን ጉጅለ ህግደፍ ዘይተንኮፎ።

ብ`ዶክ. ኢንጅነር ፍትዊ ክፍለ፡ ምስ ብዙ ቡቱኞሊ

ኣባላት ምንቅስቓስ ንፍትሒ ኤርትራ ኣብ ዲያስጶራ (ም.ንፍ.ኤ.ዲ.)

ሰላም ኩሉኹም ኤርትራውያ ንፍትሒ እትቃለሱ፡ እነልዕሎ ኣርእስቲ “ ዋላ ሓደ ኦም የለን ንፋስ ዘይነነዎ ’’ ዋላ ሓደ ዜጋ ኤርትራዊ የለን ጉጅለ ህግደፍ ዘይተንከፎ፡ ክንብል ኮሎና እዚ ካብ ክውለድ ጀሚሩ ምቕዛፍን ምጥፋእን ኤርትራዊ ዜጋታት ዝጀመረ ኢሳያስ፡ ኣብ ግዜን ኩነትን ዝላዋወጡ ግጅሉኡ፡ ዕላማኡ ንምትግባር ስልጣኑ ዘይትንከፍ ንምግባር፡ ጎብለል ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምዃን ሕልሙ ግብራዊ ንምግባር፣ ንሕስያ ዘይብሉ ጨካን ሓሳድ ዝባህርያቱ፡ ንኹሎም ዝቃወምዎ ዝቐዝፍ፣ Read more


16/12/2022 23:55 PM

ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊኑዂ/ሆደ፡

Democrtic organization of Blin Nation of Eritrea - HODE

ሽካ-ሰዃ(13) አመሪዂ ጀዊሪ ግርጛ። 11/29/2022

ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ/ሆደ፡ ተከልስረትልድ (2009-2022) 13 ኤመራ እሰረ ባሕሮ ጀዊሩዂ ባሓር ደቲ እንኲቲ። እና ወጨም ኒስ ብርፍ ሰዉ በላይን ደባንዲ ፍትሕዲ ይና ኮሊትል ነገስሮ፣ በሎቲካ ደርብድ ኤሪ ሙሩቚ ኤርትሪዉዲ እኩላ ለመለም ያዂ ወጨም ብሊናዂ ጀረደኩ፡ ዮ እምነዉ ደርብ ሰላሙዂድ ወንቐርሳዂ መሪ ዋስነስ ጉሽነዲን፣ ሒልድ ዓጨጭስሮ ህንበኩሉ ዮኽር እምነዉ ግን ንርቲ ብርፍ ሰዉ። Read more


15/12/2022 17:55 PM

ተዘኩሮታተይ ምስ ገዲም ተጋዳላይ

ስውእ መሓመድ ብርሃን ሓሰን

ብገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ብርሃን ብላታ።

14-12-2022

ገዲም ተጋዳላይ ናይ ሓምሳታት ስልሳታት መሓመድ ምብርሃን ሓሰን፡ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ሆስፒታል ኣስመራ ክእለ ድሕሪ ምጽንሑ ኣብ መበል 88 ዓመት ዕድሜኡ ብዕለት 10 – 12 – 2022  ካብዛ ግዝያዊት ዓለምና ብሞት ክፍለ ከሎ ንሃገርን ህዝብን ኤርትራ ዓቢ ክሳራ ከም ዝኾነ ኣብቲ ዝተናውሐ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተሞርኮሰ ናይ ቃልሲ ድሕረ-ባይትኡን ኣወንታዊ ተርኡን ዝምስክሮን ዘረጋግጾን ሓቂ’ዩ ክበሃል ይከኣል። Read more



11/12/2022 22:40 PM

ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ዝወጸ ጋዜጣዊ መግለጺ። ኤርትራዊ ምውህሃድ ንሰብኣዊ መሰላት።

10 ታሕሳስ 2022 ዓ.ም.

تصريح صحفي بمناسبة اليوم العالمي لحقوق الإنسان

Press statement by Eritrean Coordination for Human Rights – ECHR, on International Human Rights Day, 10th December 2022.

10 ታሕሳስ "መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት" ተባሂላ ኣብመላእ ዓለም ትበዓል። እዚኣ መዓልቲ ብዓለም ደረጃ እትበዓለሉ ምኽንያት: ንኽብሪ እቲ ብዕለት 10 ታሕሳስ 1948 ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ኣድማሳዊ ሰብኣዊ መሰላት ዘጽደቀላ ዕለት ንምዝካር ኢዩ::ቤት ጽሕፈት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት: ሎሚ ዓመት ኣብ ትሕቲ "ኩላትና ሰብ ኢና: ኩላትና ማዕረ ኢና" ዝብል ጭረሖ የብዕላ ኣሎ። እዚኣ ዕለት እዚኣ ሃገራት ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዓለም ዝድህስሳላ: ከምኡ እውን እቲ ዝኣተወኦ መብጽዓ ዘሕድሳላን ዝግምግማላ ዕለት ኢያ። ሰብኣዊ መሰላት ክበሃል እንከሎ: ፖለቲካዊ መሰላት: ቁጠባውን ማሕበራውን መሰላት: ነጻነት ናይ እምነት/ሃይማኖት: ከምኡ እው ንነጻነት ናይ ሓሳብካ ምግላጽ የጠቃልል። Read more


04/12/2022 20:16 PM Updated

Introduction to

Eritrean Political parties and Civic movements.

ሌላ ምስ፡ ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡

ሰላም ክቡራት በጻሕቲ ናይዚ ገጽ፡

ዕላማ ናይዚ ገጽ፡ ህዝብና ምስ ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ ንኽላለ፡ ከምኡ`ውን ፖለቲካዊ ውድባትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ምስ ህዝበን ንክላለያን ዕላማ ፖለቲካዊ መደባተን ንህዝቢ ዝሕብራሉ ባይታ ንምፍጣር ኢዩ።

ኣብቲ ንቡር ኣካይዳ ሃገራት ዓለምና፡ ናይ ፖለቲካ ሰልፍታት ከምኡ`ውን ካልኦት ማሕበራትን ምንቅስቓሳትን፡ ቅዋም ብዝእዝዞ መሰረት፡ ሕጊ ተኸቲለን፡ ቅጥዕታት ብምምላእ ኢየን ዝቖማ። Read more





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe