October 2022 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 


31/10/2022 00:05 AM

5ይ ዓመት Fifth Year السنة الخامسة

ዝኽሪ ሰውራ ህዝቢ ኣኽሪያ፡ ኣስመራ።

Remembering the Akria Peoples’ Resistance.

تذكر مقاومة شعب أكريا

ጸብጻባት ሰላማዊ ሰልፍታት፡ ብኤርትራውያን ተቐማጦ ዲያስፖራ፡ ንደገፍ ናይቲ ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣብያን ናዕቢን።

ናይ ዕለት 31 ጥቅምቲ 2017።

Eritrean Diaspora Demo Reports, in Support of Erireans protest inside Asmara, on 31 Oct 2017. Read more


28/10/2022 00:45 AM Updated

ኲናት፡ ጥፍኣት`ዩ።

ኣይፋል! ንኲናት NO! To War.

See also related. ምስዚ ዝተኣሳሰር፦:


28/10/2022 00:45 AM

“ሰብ ይነብር ከም ቤቱ፡ ኣይከውንን ከም ጎሬቤቱ”

ብ`ዶክ. ኢንጅነር ፍትዊ ክፍለ፡ ምስ ብዙ ቡቱኞሊ ኣባላት ም.ንፍ.ኤ.ዲ.

ሰላም ንኹሉ ንፍትሒ ዝቃለሱ ዜጋታትና፣ እዛ ኣርእስቲ “ሰብ ይነብር ከም ቤቱ፡ ኣይከውንን ከም ጎሬቤቱ” ዝመረጽናያ፣ ኣትክሩኡ ነዚ ኣብ ደምበ ፍትሒ እዋሳእ ዝብል ብሓፈሻ ብፍላይ ነቶም ተወዲቦም እንቃለስ ኣሎና ዝብሉ ባእታታት ዝዓለመ እዩ ዝኸዉን። ሓደ ካብቶም ሉዑል ዝኾነ ፍላስፋ፣ ብዛዕባ ናጽነት ደቂ-ሰባት ከም ዝበሎ፡ ኣነ ብሓቂ ነጻ ኮይነ ዝስማዓኒ ኩሎም ፍጥረታት ደቂ ሰባት ኣንስታይ ጾታን ተባዕታይ ጾታን፣ ኣብ ከባቢየይ ዝነብሩ ነጻ ምስ ዝኾኑ እዩ። ናጽነት ናይ ካልኦት ደረት ዘይብሉን ናጽነተይ ዘይክልክል ምስ ዝኸዉን ይብል። Read more Read more


28/10/2022 00:45 AM

መጽሔት ልፍንቲ

ብክፍሊ ዜና ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ልፍንቲ ዝዳሎ ስሩዕ መጽሔት።

ሳልሳይ ሕታም - መስከረም ጥቅምቲ 2022

See also related. ምስዚ ዝተኣሳሰር፦:



18/10/2022 23:56 PM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

Saturday, 15 October 2022

"ኢሳያሳዊ ጉጅለ ምልኪ ካብ ታሪኽ ውድቀት ዝሓለፉ መለኽቲ ኣይምሃርን

The Isaias's Dictatorial regime does not learn from the history of failed dictators."



03/10/2022 20:40 PM updated

ጸብጻብ ብካቶሊካውያን ተቐማጦ ሎንዶንን ከባቢኣን ዓባይ ብሪጣንያ፡

እተዳለወ ህዝባዊ ሰሚናር።

Reportage: Public Seminar Organised by Eritrean Catholics in London and its Environs, in United Kingdom.

Sunday, 02 October 2022 - ሰዓት (Time):- 3:30 PM.

ኣዳለውቲ፦ ካቶሊካውያን ተቐማጦ ሎንዶንን ከባቢኣን።

Organised by Eritrean Catholics in London and its Environs.

ኣድራሻ (address)፦ Harrow Club, 187 Frestone road, London, W10 6DY. Nearest train Station: Latimer Road St.

ሰዓት (Time):- 3:30 PM  Read more

See also related. ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


03/10/2022 00:05 AM

9ይ ዓመት ዝኽሪ ህልቂት 369 ኤርትራዊያን

ኣብ ባሕሪ ላምፓዱሳ 03 ጥቅምቲ 2013

9th Remembrance Day of 369 Eritreans perished at the Sea of Lampedusa, on 03 October 2013

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe