28/02/2016 23:25 PM

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ

ናይ ሰንበት 28 February 2016 show መደብ

One of the core founders of PEN Eritrea Mebrahtu Teclesion, MEd, is going to speak with Voice of Eritrea regarding the foundation and challenges of the organization. ዕላል ምስ መብራህቱ ተኽለጽዮን፡ ኣባል ፐን-ኤርትራ (PEN Eritrea)፡ ብዛዕባ ኩነታት እቲ ማሕበር።

ክቡራት ተኸታተልቲ ፡ ብዛዕባዚ ርእይቶ ንምሃብ እትደልዩ ኣብዚ ጠውቑ። For comments please click here;




24/02/2016 00:25 AM

Eritrea wins continental cycling gold. ኤርትራ ኣብ ናይ ኣህጉር ኣፍሪቃ ቅድድም ብሽክለታ: ተዓዋቲት ወርቂ መዳልያ ኮይና። [SuperSport ]

Eritrea won the men's elite team time trial gold for a record sixth consecutive time on Monday at the ongoing Africa continental cycling championships in Morocco. The defending champions led by Team Dimension Data new signing Mekseb Debesay inspired … Read more







23/02/2016 22:22 PM

ኣስመራና ጻዕዳ!

ካብ ሓውኹም መሲናስ


  'ካብ ራስ ቄሳር ክ20160222_asmerana_tsaada_by_mesinas.pdfሳብ ራስ ዱሜራ

  ካብ ሰንዓፈ ክሳብ ቃሩራ

  ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ሃገረ ኤርትራ

  ኣሕዋት ኤርትራውያን ብሓባራ

  ደቂ ቆላ ደጋ፡ ኩልና ደቂ ኣስመራ!'

ዝተባህለሉ ምኽንያት፡ ንዘረባ ተባሂሉ ኣይኮነን። እንታይ ደኣ፡ ኣስመራ ማለት፡ ኤርትራ ማለት ምዃኑ ንምእማት'ዩ። እምበኣርከስ ኣስመራ ማለት፡ ኣደን ዓድን ኩሉ ኤርትራዊ ካብ ኮነት፡ ንምንታይ ደኣ እዩ ጉጅለ ምልኪ፡ ነዛ ኣደ ኩሉ ኤርትራዊ ዝኾነት ምጭውቲ ከተማና ኣስመራ፡ ብስም ዝተፈላለያ ገጠራት እናኣመኽነየ ንምዕናዋ መደብ ሓንጺጹ ዘተግብር ዘሎ!?

Read more




22/02/2016 09:57 AM

ጋዜጣዊ መግለጺ

ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ - ዓባይ ብሪጣንያ

     ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፡ ንዕለት 21 የካቲት 2016 ኣብ ክልተ ከተማታት ዓባይ ብሪኢጣናያ፡ ሕዝባዊ ኣኼባታት ከም እነካይድ ሓቢርና ኔርና። ከምቲ ዝመደብናዮ፡ ኣብ ከተማ ካርዲፍን ኣብ ከተማ ኮቨንትሪን ሕዝባዊ ኣኼባታት ኣካዪድና። ኣብ ክልቲኡ ኣኼባታት ዝተሳተፉ መብዛሕትኦም መናእይሰይ እዮም። ኣኼበኛታት፥ ኮሚቴና ሒዛቶ ዝኸደት መልእኽቲ ሓደነት ኤርትራውያን ብጽሞና ሰሚዖም፥ ሕቶን ርእይቶን ዝተሓወሶ ሃናጺ ዝኾነ ናይ ሓሳባት ምልውዋጥ ድሕሪ ተኻዪዱ፥ ኣብ ክልቲኤን ከተማታት ተትሽዓተ ኣባላት ዘለወን ዝውክላኦም ኮሚቴታት መርጾም ኣለዉ። እዘን ኮሚቴታት እዚኣተን፥ ነቲ ሒዝናዮ ዘለና ናይ ሓድነት ኤርትራውያን ዕማም ከሰላስላ ስለዝኾና፥ ንዓና ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚ ኢዩ። Read more




22/02/2016 09:57 AM

Eritrean Veteran Tegadelay Doctor Andom Oqbamariam, age 68, passed away on 21 February.

ገዲም ተጋዳላይ ዶ/ር ዓንዶም ዑቕባማሪያም፡ ብዕለት 21 ለካቲት 2016፡ ኣብ 68 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ምኽንያት ዓሪፉ።

[ ERI-TV]

ዶ/ር ዓንዶም፡ ሓደ ካብቶም ውሑዳት ገዳይም ተጋደልቲ ሓካይም ህዝባዊ ግንባር፡ ኮይኑ፡ ኣዝዩ ትሑት፡ ውፉይን ፍቱውን ሰብ ኢዩ ነይሩ። ዓወታት ሕክምና ህግሓኤ ኣመልኪትካ ክለዓል ከሎ፡ ንዶ/ር ዓንዶም ከይጠቐስካ መቐረት የብሉን። መስዋእቱ ድማ፡  ንኤርትራ ዓቢይ ክሳራ ኢዩ። ንመላእ ቤተሰብ፡ ብጾቱን ፈተውቱን ጽንዓት ይሃብኩም።



21/02/2016 21:26 PM

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ

ናይ ሰንበት 21 February 2016 show መደብ

Dr. Tsegezab Ghebrgiorgis speaking with voice of Eritrea about his investigation to the allegation of sexual abuse and 20 new Eritrean immigrants impregnated  at the compound of the Orthodox Church in Rotordam Holland by its priests. ዶ/ር ጸጋዘኣብ ገብረጊዮርጊስብጉዳይ ኣብ ቤተክርስትያን ኤርትራውያን፡ ኣብ ሮተርዳም ሆላንድ ኣጋጢሙ ዝተባህለ ፍጻሜ።  

calling number is መደወሊ 902-494-2487.

ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ

Past shows: click here




21/02/2016 19:16 PM

ዓለም ለኻዊ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ መሰረት ደሞክራሲ – ብድምጽና፣ ድምጺ ኤርትራውያን

(assenna Feb 21, 2016)

ኣጠቓላሊ ኤርትራዊ መንነት። መፍትሒ ሽግርና ኣብ ኢድና።

መሰረታዊ ቅድመ-ኩነት ዕዉት ኣወዳድባ እንብሎ፡ ንስሉጥ ምቓም ህዝባዊ ባይቶ፡ ብኣብ ነፍሲ-ወከፍ ከባቢ ብዝካየድ ህዝባዊ ምርጫ ክኸውን እንከሎ፡ ካብኣቶም ከኣ፡ ነቲ ዝካየድ ናይ ስርዓት ለውጢ ዝመርሑ ዓለም ለኻዊ መሪሕ ኣካል ንምፍጣር ኢዩ። Read more





21/02/2016 19:16 PM

Hot Food – Bring your plates – People to people solidarity in action – By Petros Tesfagiorgis

[assenna ]

The people to people extraordinary and successful campaign to help refuges shines a light on those living in squalid situation in Calais/France known as the “Jungle”. Serving refugees with hot-food for free symbolises the concern of the British ordinary people, particularly the young, to their fellow human beings who are in search of a sanctuary and a home denied in their country of birth...Read more







20/02/2016 15:23 PM

መርድእ

ሓፍትና ወይዘሮ ኢየሩሳሌም ፍስሃየ: ብዓልቲ ቤቱ ንተጋዳላይ ተኽልዝጊ ዑቕባልደት (ወዲ ዑቕባልደት): ብ15/02/2016 ኣብ ሆስፒታል ሞርጅ Morges (ኣብ ስዊዘርላንድ) ብሕማም ምኽንያት ዓሪፋ ከምዘላ ንሕብር።

ተጋዳላይ ተኽልዝጊ ዑቕባልደት ምስ ምሉኣት ስድራ-ቤት










20/02/2016 00:12 AM

FORGOTTEN REFUGEES:

ERITREAN CHILDREN IN NORTHERN ETHIOPIA

DECEMBER 2015 FINDINGS & RECOMMENDATIONS. U.S. Committee For Refugees And Immigrants (USCRI)

[Refugees.org]

USCRI has a long history—nearly four decades— of working with Eritreans fleeing violence and persecution. Several of our board members visited Eritrea in 1997 and visited its neighboring country Ethiopia in 2010. USCRI undertook its most recent mission to Ethiopia with the America Team for Displaced Eritreans, a Pennsylvania-based NGO, as well as other NGOs and volunteers during the first two weeks of December 2015. The trip served as an essential fact-finding mission …Read more






19/02/2016 02:45 AM

Bereket’s visit

በረኸት ኣይጠለምካን!

By Kiki Tzeggai

I saw you crossing my daughter’s house door.

Even though I prepared her for the moment, I felt my heart shacking because you were the last person to hold her Dad’s hands after each torture session in those Ethiopian jails.

The last person to whisper a friendly word in his ears. I imagine him asking you to never forget. To search for us and tell us his suffering.

     Did he tell you about his ...Read more





19/02/2016 02:45 AM

Somalia - Security Council, 7626th meeting.

ጉዳይ ሶማልያን እገዳ ኤርትራን - ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት (18/02/2016)

[webtv.un.org]

18 Feb 2016 - Briefing by the Chair of the Security Council Committee pursuant to resolutions 751 (1992) and 1907 (2009) concerning Somalia and Eritrea

See Related / ዝዛመድ ሓበሬታ፡-




19/02/2016 02:45 AM

ሓዋርያዊ ጻውዒት ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ፡  

ንመራሕቲ ሃይማኖት፡ መንግስትን ህዝቢን ኤርትራ።

ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ናብ መራሕቲ መንግሥቲ ኤርትራ፥ መራሕቲ ቤተ ክርስቲያን ጳጳሳት፥ ካህናት፥ ምእመናንን ምሉእ ሕዝቢ ኤርትራን ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ኣብ ቦታኦም ክምለሱ እጃሞም ከበርክቱ ጸዊዖም።

See Related / ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-




19/02/2016 02:45 AM

ዕላል ኣደይ ወዛምን ትሓይሽን

ብሓውኹም መሲናስ

"ደሓንዶ ሓዲርክን20160218_Elal_Adey_Wezamn_Tehayishn_by_mesinas.pdf ኣደይ ወዛም"

"ከመይ ሓደርኪ'ዛ ጓለይ መን ኢኺ?"

"ኣነ ትሓይሽ'የ። ስልጣን'ያ ሒዝክን ደኣ ናበይ ኢኽን?"

"ናብዛ ባንኪ'የ እዛ ጓለይ ብርኽቲ"

"እዋይ! እምበኣር ከኣ ሎምስ …Read more






16/02/2016 14:43 PM

Nevsun in Eritrea : Dealing With a Dictator - the fifth estate. CBC News - 12 Feb 2016

See Related / ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-




14/02/2016 23:58 PM

Interview with፡ Mr Kassahun Checole. ዕላል ምስ ኣቶ ካሳሁን ቸኮል

 [Assenna.com - ድምጺ ኣሰና ]

ብቐዳምነት፡ ንድምጺ ኣሰና፡ ነዚ "ህይወትና" ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ጀሚራቶ ዘላ መደብ ዕላል ምስ ዓበይቲ ምሁራት፡ ምኩራትን ለባማትን ኤርትራውያን፡ ዘሎና ምስጋና፡ ብስም ተኸታተልቲ "ስኒትና.ኮም" ንገልጽ። እምበኣር ሎሚ፡ ገለ ካብቲ መደባት፡ ዕላል ምስ ኣቶ ካሳሁን ቸኮል ነቕርበልኩም። ኣብ ህይወትናን ጉዳይ ሃገርናን ዝሓለፈን ህሉውን ተሞኩሮ፡ ከምኡ'ውን ዘሎና ኣጠማምታ ዘስፍሕ ዕላል ብምዃኑ፡ ብጽሞና ክትከታተሉዎ ንላቦ።

 1ይ ክፋል (24 December 2015)፡ 2ይ ክፋል (31 December 2015)፡ 3ይ ክፋል (07 January 2016)።





14/02/2016 23:58 PM

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ

ናይ ሰንበት 14 February 2016 show መደብ

መደብ ንጋባእ (ENGAGE ERITREA)Part-10

NGABAE (Engage Eritrea is Discussion focused on present  and future of Eritrea).


መዛተዪ ኣርእስቲ / Topic Part-10፡-

ኣብ ጉዳይ ምቕያር ባጤራ ናቕፋን፡ ህሉው መርገጺ ኤርትራን። Topic is currency change and the economical stand of Eritrea.

Panellists/ተጋባእቲ፡-

(1) Dr. Gebre Gebremariam, Economist (2) Dr. Ermias YACOB (3) Dr. Eyob Fessuh, Economist (4) Dr. Zewoldi Kidane (5) Mr. Ibrahim Mohamed, MS Social Science.

ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ

Past shows: click here

Here are NEGABAE ንጋባእ Recent shows:

   1ይ ክፋል (15 Nov 2015፡   2ይ ክፋል (22 Nov 2015)፡

   3ይ ክፋል (29 Nov 2015)፡ 4ይ ክፋል (06 Dec 2015)፡

   5ይ ክፋል (13 Dec 2015)፡  6ይ ክፋል (20 Dec 2015)፡

   7ይ ክፋል (10 Jan 2015)፡   8ይ ክፋል (17 Jan 2016)

   9ይ ክፋል (07 Feb 2016)  10ይ ክፋል (14 Feb 2016)፡

ተወሳኺ ተመሳሳሊ ተበግሶታት፡ ኣብዚ ጠውቑ




12/02/2016 03:22 AM

ሓበሬታ ዕድመ ናብ ህዝባዊ ኣኼባ

 ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ - ንዕለት 21 የካቲት 2016

ኣብ ሓደ ዕለት ዝካየድ ክልተ ኣኼባታት፥ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥

  1.ኣብ ከተማ ኮቨንትሪ (Coventry)

  2.ኣብ ከተማ ካርዲፍ  (Cardiff)


ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፣ ናይ ሓድነት መደብ ሒዝና ንዕለት 21 የካቲት 2016 አብዘን ዝተጠቕሳ ክለተ ከተማታት ኣኼባ ክነካይድ ስለዝኾንና፡ ኩሉኹም ኤርትራውያን ነበርቲ እዘን ዝተሰምያ ከተማታትን ከባቢኤንን  ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። Read more




12/02/2016 14:38 PM

ስነስርዓት ዝኽሪ 26 ዓመት ስርሒት ፈንቅል፡

ሎሚ ዓርቢ ጀሚሩ [ERI-TV]

operation fenkil 26th aniversary 12 february 2016





11/02/2016 03:22 AM

ምቕያር ባጤራን ምድራት ምንቅስቓስ ጥረ ገንዘብን

ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ 10-02-2016

 [ Eritrea ERi-TV News February 10, 2016]

1-ቀንዲ ዕላማታት ምቕያር ባጤራን ምድራት ምንቅስቓስ ጥረ ገንዘብን፦

1.1 ብጥረ ገንዘብ ዚግበር ወጻኢታት ምጉዳልን ትውጊታት ብባንካዊ መሳለጥያታት ከምዝኸውን ምግባርን፡ እቲ ዕላማ ብጥረ ገንዘብ ዝግበር ትውጊታት ንምድራት’ምበር፡ ንግዳዊ ይኹን ውልቃዊ ንጥፈታት ንምድራት ኣይኮነን። ብቸክን ካልእ ባንካዊ መሳለጥያታትን ዝግበር ትውጊታት ዝኾነ ገደብ የብሉን።

 Read more

See Related / ዝዛመድ ሓበሬታ፡-




09/02/2016 22:42 PM

Hussein Khelifa and Abdelah Hamdoi -

Arrested In Sudan

[Awate.com ዓዋተ]

Last Saturday Sudanese security officers in Kassala arrested Hussein Khelifa who is the president of the Eritrean Liberation Front (ELF) as well as the chairman of the central leadership of the Eritrean Democratic Alliance (EDA), and member of the Eritrean National Council for Democratic Change (ENCDC).


Shortly after that the officers also arrested Abdellah Hamdoi, member of the Executive Committee of the ELF. Read more

See Related / ዝዛመድ ሓበሬታ፡-





06/02/2016 14:20 PM

ማሕበራዊን ጥዕናዊን ምኽሪ:

ብ’ዮውሃንስ ፈርዲናንዶ ድራር

እዚ መደብ’ዚ ፈላሚ ናይቲ ዝቕጽል መደባት ኢዩ። ኣብዚ ናይ ሎሚ መደብ ዝተጠቕሰ፡ ዶ/ር ቀሺ ፍጹም፡ እቲ እንኮ ምሁር ሓኪም ስነ-ኣእምሮ፡ ካብ 2001 ኣትሒዙ ብዘይ ፍትሒ ኣብ ማሕዩር ስርዓት ኤርትራ ዝበሊ ዘሎ ኢዩ፡ ብህይወቱ ከሎ፡ ሃገርና ዝኸሰረቶ ኪኢላ ጥዕና ስነ-ኣእምሮ ኢዩ። ንዝኽሩ፡ ነዚ ዝስዕብ ሞያዊ ኣስተምህሮ ዶ/ር ቀሺ ፍጹም (1997)፡ ክትሰምዑዎ ንላቦ

•ዝሓለፈ መደባት ራድዮ ኣሰርና ንምስማዕን ንምክትታልን፡- ኣብዚ ጠውቑ

•ተመሳሳሊ ኣስተምህሮታት ብኣቶ ዮውሃንስ ድራር ፡- ኣብዚ ጠውቑ





05/02/2016 21:30 PM

Global Eritrean Advocacy Network (GEAN)

EASE Presentation By Ahmed Youssouf Mohamed, Chairman - Eritrean Afar State in Exile (EASE) December 26-27, 2015. መደረ ብ'ኣሕመድ ዩሱፍ መሓመድ፡ ኣቦ-መንበር "ኤርትራዊ መንግስቲ ዓፋር ኣብ ስደት" (EASE): ኣብ ዓለማዊ ኤርትራዊ መርበብ ተጣበቕቲ (GEAN)።

ኣብዚ ናይ መጽናዕታዊ ጸብጻብ (መደረ)፡ ኣሕመድ ዩሱፍ፡ ህዝቢ ዓፋር፡ ብሰንኪ ህሉው ስርዓት ኤርትራ፡ ካብ ቁጠባዊ፡ ማሕበራዊን ባህላዊን መሰላቱ ተሓሪሙ፡ ኣብ ጉዳዩ፡ ብተዛረብቲ ትግርኛ ተዓብሊሉ ምህላዉ፡ ኣዝዩ ሕማቕ ህይወት ከምዘሕልፍ፡ እቲ መንግስቲ ዝገብሮ ቁጠባዊ ውዕላት ንህዝቢ ከምዘየማኽርን ህዝቢ ድማ ዝረኸቦ ረብሓ ከምዘይብሉን ይገልጽ። ከም ሳዕቤኑ፡ ብዙሓት ካብ ተወላዶ ዓፋር ኤርትራ ክስደዱ ከም እተገደዱ ይጠቅስ። ኣሕመድ ዩሱፍ፡ ህዝቢ ዓፋር፡ ከም ኣካል ህዝቢ ኤርትራ ብሓባር ተቓሊሱ ናብ ናጽነት ከምዝበጽሐ፡ ሕጂ'ውን ንመሰላት ኩሉ ብሄራት ብማዕረ እትሕሉ ዲሞክራሲያዊት ኤርትራ ንምምጻእ፡ ውድቡ ምስ ኩሎም ደለይቲ ለውጢ ሓቢሩ ከምዝሰርሕን ብምግላጽ፡ ነዚ ንምርግጋጽ፡ ንኩሎም ኤርትራውያን ጸዊዑ። ንዝርዝሩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ ቪድዮ ጠውቑ



Copyright © www.snitna.com

Top

February 2016 - Archive