30/10/2015 2314 PM

Foreign Minister attends India-Africa Summit ብ’ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራ፡ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ 3ይ ዋዕላ ህንዲን ኣፍሪቃ ተሳቲፉ።

[shabait]

Asmara, 30 October 2015 - Eritrea’s delegation, led by Foreign Minister Osman Saleh, attended the 3rd India-Africa Forum that took place in New Delhi from 26 to 29 October this week. Read more

Related news: ዝትአኣሳሰረ ዜና፡- EriTV - 29 Oct 2015




29/10/2015 2025 PM

Justice-seekers’ Demonstration in New York,

ሰላማዊ ሰልፊ ኒውዮርክ ብደለይቲ-ፍትሒ፡

29 October 2015 - VIDEOs

New York Demo Live


Related news/ ምስዚ ዝዛመድ ዜና




24/10/2015 23:54 PM

ራድዮ ኣሰርና (መደብ 24 October 2015)

ይትባረክ ገብረትንሳኤ፡ ምዑዝ ዝኾነ ጣዕመ-ዜማታት፡ ናይ ዝሓለፉን ህሉዋትን ዓበይቲ ስነ-ጥበባዊያን ኤርትራ፡ ሒዙልና ቀሪቡ ኣሎ’ሞ፡ ተሓጎሱ! ኣብዚ ጠውቑ

ዝሓለፈ መደባት ራድዮ ኣሰርና ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ




23/10/2015 23:11 PM

23 October 2015 – The United Nations Security Council today extended the arms embargo on Somalia while also reaffirming its arms embargo on Eritrea. ባይቶ-ጸጥታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ-ኣጽዋር ኣናዊሑዎ።

[ UN News Centre ]

23 October 2015 – The United Nations Security Council…the Council also extended the mandate of the Somalia and Eritrea Monitoring Group until 15 December 2016, and reiterated its expectation that the Government of Eritrea would facilitate the Group’s entry into that country.…Read more





23/10/2015 23:11 PM

ፖሊቲካን ስፖርትን

ብ’ኣንቶንዮ ተስፋይ 3ይ መወዳእታ ክፋል

ስፖርት ኣይዲያል (Ideal) ዘይፖለቲካዊ ትካልን ምንቅስቓስን ኮይኑ ተበግሶታቱ ንምሕዝነትን፡ ሰላምን፡ ብኡ ኣገባብ ከኣ ካብ ውሽጢ ሓንቲ ሃገር ጀሚሩ ክሳብ ኣሕጉራዊ ሕብረተ ሰብ ኣብ ዝተፈላልየ ዓይነት ደረጃ ስፖርታዊ ንጥፍታት ብቕዓታቶም ክእለቶም ዘርእይሉን ዝወዳደርሉን ባይታ ወይ ዓውደ ስፖርት፡ ኣብ ኵዕሶ እግሪ፡ ሰኪዔት፡ ቅድድም ብሽክለታ፡ ቅድድም እግሪ ኮታ ብዓለም ለኻዊ ደረጃ ተቐባልነት ዝረኸበ ዜጋታት ንዘጥረይዎ ዓቕምን ክእለትን ተወዳዲሮም ዝሕዝዎ ደረጃን ተርታን ጥራሕ ዘይኮነ፡ ንህዝቦም መሓዙቶምን ከም ምርኢት ሓባራዊ ኣህጉራዊ ምትእኽኻብ ዝካየደሉ ምዕሩግ ባህሊ እዩ ክበሃል ይከኣል። እሞ ሎሚ ከመይ'ሉ እዩ እዝስ ፖለቲካ ዝኸውን ዝብል ሕቶ ክመጽእ ይኽእል'ዩ፡ ልክዕ'ዩ ድማ። ግን ..Read more




19/10/2015 18:59 PM

ትውልዲ “ኣለና” 8ይ ክፋል

ካብ ታሪኽ ዘይምሃር፤ ኣብነት ዋዕላ ቤት ጊዮርጊስ

ብ’ኣራራት ኢዮብ


ኩነታት ቅድሚ እዚ ናይ ዕርቅን ምስምማዕን ክስተት እንታይ ነበረ?

ትውልዲ ኣለና፡  8ይ ክፋል፡- ካብ ታሪኽ ዘይምሃር፤ ኣብነት ዋዕላ ቤት ጊዮርጊስ

ወተሃደራዊ ናይ ኪዳን ሓይልታት ኣንጻር ምስ ናዚ ጀርመንን ሃጸያዊት ጃፓንን ዝተሻረኸ ናይ ሙሶሊኒ መንግስቲ መቐጸልታ መጥቃዕቲ ካልኣይ ኩናት ዓለም ኣብ ኣውሮጳ ከይተደረተ ጥልያን ኣብ ዘዘለዉሉ ክጥቅዑ ተመደበ። እንግሊዝ ካብታ ሽዑ እትገዝኣ ዝነበረት ሱዳን ንኤርትራ ከም መእተዊ መግዛእቲ ጥልያን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብምጥቃም ኣብ መሬት ኤርትራ ተዋግአ። ኣብዚ ዝተኻየደ ውግኣት ምስ ሃይለ ስላሰ ድሮ ዝምድና መስሪቱ ዝነበረ እንግሊዝ ነቶም ነበርቲ ኤርትራ ጻዊዒት ገበረሎም። Read more



19/10/2015 18:59 PM

The Ethiopian family next door

by: Kiki Tzeggai

Their family name is Leghesse. Originally from Ethiopia, they lived for decades in Asmara, Eritrea and were owners of several flourishing businesses, amongst them bakeries and a hotel next to my house.


     Their children were raised speaking Tigrigna, the Eritrean language, and proud of the Eritrean culture. Their daughter Lula was raised with strong principles and was of a beauty that makes people talk to this day. When Berhane and I married, we lived in one of his father's building who was so close to the Leghesse's hotel, we shared….Read more




19/10/2015 18:59 PM

Hunt for Israelis who killed Eritrean man falsely implicated in bus attack - The Guardian ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ቢርሸቫ-እስራኤል፡ ተቐቲሉ። ነቶም ጥርጡራት ቀተልቲ እስራኤላውያን ናይ ምህዳን ስራሕ ይቕጽል።

The Guardian

His employer described him as a modest and hardworking man who had fled Eritrea to Israel for safety. “He was a good guy and a hard worker who lived here,” said Sagi Malchi. “It breaks my heart. I think the man was in the wrong place at the wrong time.”.





14/10/2015 02:23 AM

ኣብ ኒው-ዮርክ!

29 October 2015

 

እዚ ውጹዕ ህዝቢ ጎይታ ዕዉት ሰውራ

ይኣክል ንኽብል ሓሳረ-መከራ

ደጊም ከምዘይጸሮ ናይ ምልኪ ምሕደራ

ህግደፍ ከምዘይውክል ንህዝቢ ኤርትራ

ይሸባሸብ ኣሎ ንዓለም ክነግራ!

 ….Read more



14/10/2015 02:23 AM

Aba Mussie Zerai

Eritrean candidate for The Nobel Peace Prize

by: Kiki Tzeggai


Aba  Mussie Zerai is the very first Eritrean nomination to a Nobel Peace Prize.

     My mind cannot stop without remembering the Icon African American recipient of the same Nobel Prize: Martin Luther King.

     The nomination for Martin Luther King Jr. by the Norwegian Nobel

 ….Read more




13/10/2015 01:25 AM

ራድዮ ኣሰርና (መደብ 10 October 2015)

ዝሓለፈ መደባት ራድዮ ኣሰርና ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ




12/10/2015 13:11 PM

ኣባ ሙሴ ዘርኣይ!

 ብ’መሲናስ

ኣቱም ኣባ ሙሴ ክቡር ኣባታችን

ኣብሊስ ገዚኡና ህዝብና ዚብትን

ራህዋ ከውርደልና ሰላምን ምሕረትን

ንፈጣሪ ለሚንና ብዶግዓን ጸሎትን

ህይወት ኣየድሓንናን ካብ ጥፍኣትን ሞትን!

  ….Read more




11/10/2015 16:02 PM

መንግስቲ! መንግስቲ! መንግስቲ! መንግስቲ!..!

 ብ’መሲናስ  11 October 2015

ኣቱም 'ኣብ ኤርትራ ሃገርና መንግስቲ ኣሎ!' እትብሉ ሰባት፡ ሰባት እንተኴንኩም ማለተይ እየ! ምኽንያቱ፡ ሰብ ማለት ሕልና ማለት ስለ ዝኾነ! ሕልና ዘሎዎ ሰብ ከኣ እናፈለጠ፡ ንጸሊም ጻዕዳ ኣይብልን'ዩ! በሉ'ስከ ኣበየናይ ናይ ዓለም ሃገር ኣሎ፡ ዜጋታቱ ብኸምዚ ትርእዩዎ ዘለኹም መሪር ግፍዒ እናተሳቐዩ ከለዉ፡ ንኣውያቶም እዝኒ ከሊኡ፡ ብኣብ ሶማል፡ ኣብ ኣፍጋኒስታንን ኣብ ዒራቕን፡ ብኣሸበርቲ ብዝተቐትለ እንኮ ናይ ወጻኢ ዜጋ፡ ብመራኸቢ ብዙሃኑ ለይትን ቀትርን ዓንገረር ዚብል!? ብዘይካ…Read more




11/10/2015 16:02 PM

ወደየ ጓለየ

ንዝኽሪ ጥፍኣት ኤርትራዊ መንእሰይ

ኣብ ደሴት ላምፐዱሳ 3 ጥቅምቲ 2013

ብኣንቶንዮ ተስፋይ : 10 ጥቕምቲ 2015


ከማዕዱ ሕዅር

ከናዲ ድብር

ከጣይቕ ዓዲ ስግር

ክሕግዙኒ ጸገመይ ንግር፡

 ….Read more





08/10/2015 22:53 PM

Eritrean Hero, Betweded Abraha's Speech - 1997 - 24 years in prison, without justice.

ወርቃዊ ቃላት ሕድሪ (1997)፡ ጅግና ተጋዳላይ ቢትወደድ ኣብርሃብዘይ ፍትሒ፡ ን'24 ዓመታት ኣብ ማሕዩር ዝርከብ ሓርበኛ ተጋዳላይ  [Assenna.com ኣሰና]

eritrean_refugees_in_israel_in_dilemma




05/10/2015 13:06 PM

Interview With Prof.Bereket Habteselassie

ኣገዳሲ ቃለመጠይቕ ምስ ፕሮፈ. በረኸት ሃብተስላሴ

 [YouTube - EYSC Eritrea ]

Radio EYSC (Eritrean Youth Solidarity for Change) Interview With Prof. Bereket Habteselassie. ፕሮፈ. በረኸት ሃብተስላሴ፡ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ቅዋም ኤርትራ ኮይኑ ዝመርሐ ገዲም ተቓላሳይ ኣቦን ናይ ሕጊ ምሁርን ኢዩ። ናይ ኤርትራ ሕሉፍን ህሉውን ኩነታት ዝገልጹ፡ ብርክት ዝበሉ መጻሕፍቲ፡ ንኣብነት፡ ‘Wounded Nation’ ማለት ‘ዝቖሰለት ሃገር’ ዝኣመሰላ ኣበርኪቱልና ኢዩ። ኣብ ኣጋጣሚ ቦሎኛ-ፎረም-2015፡ ድማ ናይ ክብሪ ዕዱም ኮይኑ፡ ሽልማት’ውን ተዋሃቡዎ። ኣብዚ ጊዜ’ዚ፡ ምስ EYSC Radio: ዘካይዶ ዘሎ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ዕላል፡ ኣባታዊ ምዕዶን ጻውዒትን ዝሓዘለ መልእኽቲ ንኹሎም ኤርትራውያን የመሓላልፈልና ኣሎ። ብጽሞና ክንከታተሎ ኣገዳሲ ኢዩ።

  ቀዳማይ ክፋልካልኣይ ክፋል

Related/ተመሳሳሊ ምዕዶ፡- ቃለመሕትት ምስ ድምጺ ኣሰና፡-

  ቀዳማይ ክፋልካልኣይ ክፋልሳልሳይ ክፋል




04/10/2015 23:45 PM

ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ

ዕላል ምስ ፊዳይን-ነበር ኣቶ ክብሮም መሓሪ

ኣቶ ክብሮም መሓሪ፡ ናይ ተሓኤ፡ ሚስጢራዊ ስሩዕ ኣባል (ፊዳይን) ከምኡ'ውን ኣብ ማሕበር ሓረስቶትን ዕዮን፡ ብመሪሕነት ዘገልገለ ኢዩ። ኣዝዩ ታሪኻዊ ዝኾነ ተመኩሮኡ፡ የዕልለና ኣሎ፡ ብጽሞና ክትሰምዑዎን ክትሳተፉዎን ድማ ኣገዳሲ ኢዩ።

ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ

Related / ምስዚ ዝመሳሰል ታሪኽ ጀጋኑ፡-




03/10/2015 00:01 AM

ሬሳዶ ይዝከር'ዩ ብምውታት!?

                   ብ’መሲናስ

ዕሸላት ኣሕዋትና ዘይብልኩም ኣበሳ

ቀላይ ውሒጡኩም ባሕሪ ላምፐዱሳ

እታ ለዋህ ኣደና ምልኪ ዝደነሳ

ሕማማ ዘሐዊ ተሳኢኑ ፈውሳ

ገና ኣላ ትሰሓግ ንምድሓን ትንፋሳ! Read more




03/10/2015 01:02 AM

2ይ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ባሕሪ

              03 ጥቅምቲ 2015

See Related news:



01/10/2015 23:54 PM

ሃገር እንዳ’ጥፋእካ፡ ብድሕነት ምጭራሕ!

ብ’ኣንቶንዮ ተስፋይ

ሓሙሻይ መወዳእታ ክፋል

ብወርሒ ታሕሳስ 2006 ዝጀመረ  ኵናት ኢትዮጵያ-ሶማሊያ፡ ገገለ ሓይልታት ሶማል ተደፊኦም ክስሕቡ ዝተገደድሉ ግዜ ብምንባሩ ብወርሒ ጥሪ 2007፡ ካብ’ቶም ዝሳሓቡ ሓይልታት ንኬንያን ንኤርትራ ከምኡ’ውን ኣብ በረኻታት ዓዶም ፋሕ ዝበሉ ኮይኖም ድሕሪ ክንደይ ኣዋርሕ ኣብ ፍሉይ ግዜ ኣብ ኣስመራ ምጽንሖም ንኮንፈረንስ ሓድነት ሶማሊያ ክሳተፉ ከም ዝተራእዩ ብኣህጉራዊ መራኸቢ ብዙሓት ዓብይ ኣቓልቦ ተዋሂብዎ ተገሊጹን ተዘሪቡሉን’ዩ። ኣህጉራዊ ዜናታት ጉዳይ ሼኽ ኣሕመድ ሓሳን ዳይር ኣወይስ ዝምልከት ነበረ፡ ምኽንያቱ ካብ’ቶም መራሕቲ ኵናት ሓደ ብምንባሩ። …Read more




01/10/2015 23:54 PM

Call to all Eritreans in London and those around

ጻውዒት ንኹሎም ተቐማጦ ሎንዶንን ከባቢኣን

Call to all Eritreans in London and those around to join a Rememberance for the Victims of the Lampedusa Tragedy and all those who perished in Sea and the Deserts… ዝኽሪ ንግዳያት ላምፐዱሳን ኩሎም ኣብ ባሕሪ ዝሃለቑን።

Date/ዕለት: Saturday 03 October 2015, 5pm

Place/ቦታ: Marble Arch, London




01/10/2015 23:54 PM

Forget-me-not flowers - In Amberbeb/Eritrea.

Dedicated to Hanna Solomon, beloved sister of Petros Solomon.

by: Kiki Tzeggai

Petros and I met in Milano, Italy and were casually talking about my kids’ names, when I interrupted our conversation and asked him to take back to the liberated fields of our country (Eritrea) some seeds of “forget-me-not” flowers and plant them in Amberbeb, in remembrance of my husband Berhane who was tortured and murdered by the Ethiopian government occupying our country.  Read more




01/10/2015 23:54 PM

The Myth of Sanctions against Eritrea

By Berhan Hagos, September 25, 2015

 [ MDRE-BAHRI ]

I chose this issue as a separate topic because it exemplifies the twisted nature of politics. The irony of the UNSC sanction is that both the regime and opposition see political benefits in maintaining the sanctions. When examined closely, the purpose and effectiveness of the UNSC sanctions have been distorted to fit the target audience. Read more







Copyright © www.snitna.com

Top

October 2015 - Archive