February 2015 - Archive << Back

Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print
Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና


Search our site መድለዪ:
 



28/02/2015 22:07 PM

ፍሉይ መደብ ራድዮ ኣሰርና - ንዝኽሪ

ስነጥበባዊ ሃይለመለኮት ቢተው ሃይለ

In Memory of Great Artist Hailemelekot Bitew Haile


ዝሓለፈኩም መደባት ራድዮ ኣሰርና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ



27/02/2015 01:46 AM

South Boulder Mines Colluli potash resource swells to 1.28Bt ዕቑር ትሕዝቶ ፖታሽ ናይ ፕሮጀክት ኮሉሊ፡ ናብ 1.28 ቢልዮን ቶን ክብ ምባሉ ዝወጸ መጽናዕቲ ኣፍሊጡ።

(MENAFN - ProactiveInvestors)

South Boulder Mines (ASX:STB) has delivered a significant increase in 2012 JORC mineral resource at its Colluli Potash Project in Eritrea to 1.289 bill…Read more





27/02/2015 17:40 PM

ዕላል ኣቶ ገብሩ ክፍለ፡- ኣቑርደት 1950ታት - 70ታት፡ ናይ 1962 መቕተልቲ ኣብ ኣቑርደትን፡  ሓምድ ኢድሪስ ዓዋተ ዝምልከት ታሪኽን [ Aida Kidane - YouTube ]

ኣቶ ገብሩ ክፍለ፡ ካብ ካብ መፋርቕ 1950ታት ኣትሒዞም ክም ኣስተርጓሚን ኣብ መንግስታዊ ኣገልግሎትን ዝሰርሑ፡ ጽቡቕ ታሪኽ ናይ ምዝካር ክእለት ዘለዎምን ኢዮም።




27/02/2015 01:46 AM

Organization of African Trade Union Unity (OATUU) Symposium Opens in Asmara

[ Tesfanews ]

By Shabait, THE Organization of African Trade Union Unity (OATUU) symposium is underway in the Eritrean capital Asmara since yesterday under the theme “Trade Union Reforms in Africa”. This international symposium draws around 48 heads of African Trade Unions as well as representatives from Chinese Workers Federation, three Italian Workers Federation and Turkish Workers Federation […]



27/02/2015 01:46 AM

Panorama - Children of the Great Migration ፓኖራማ - ቆልዑ ናይቲ ዓቢይ ስደት።

BBC News

Panorama's Paul Kenyon investigates the children, some as young as seven, travelling alone on the world's most dangerous migration route.

Cookies on the BBC website. We use cookies to ensure that we give you the best experience on our website. We also use cookies to ensure we show you advertising that is relevant to you. If you continue without changing your settings, we'll assume that ...Read more





22/02/2015 21:501 PM

ድምጺ ኤርትራ ሃሊፋክስ - ናዝ የማነ

ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳላይ ፊዳይን፡ (መምህር) ዘርኡ ገብረሱስ የዕብዮ

መምህር ዘርኡ ገብረሱስ የዕብዮ፡ ካብ መጀመሪያ 1970ታት ኣትሒዙ፡ ምስ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ)፡ ኣብ ውሽጢ መስመር ጸላኢ (ፊዳይን) ኰይኑ ዝተጋደለ፡ ኮይኑ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ድማ ‘መመዘክርና እንተንግንጽል’ እትብል መጽሓፍ ናብ ኣንበብቲ ከቕርባ ይዳሎ ኣሎ።

ሙሉእ ትሕዝቶ ዕላል፡-

 ቀዳማይ ክፋልካልኣይ ክፋል

ዝሓለፉ መደባት ድምጺ-ኤርትራ ንምስማዕ ድማኣብዚ ጠውቑ






20/02/2015 02:21 AM

ዓምዲ ጥዕና፡- እታይነትን መንቀሊን ሕማም ጉርንጉሪት  

 ዶ/ር ግርማይ ሓጎስ -ዶ/ር ብርሃነ ስዩም

[ VOA - Tigrigna ]

ነሕማም ጉርጉሪት ኣብ ኸበሳታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምዝርኣይን መብዛሕቲኡ ግዜ ንደቂ ኣንስትዮ ከምዘጥቅዕን ይገልፁ።ቀንዲ መንቀሊ ጉሩንጉሪት ዋሕዲ ኣዮዲን ኮይኑ ሕክምና እንድሕር ዘይረኺቡ ክሳብ ሞት ዘብፅሕ ዓብዪ ናይ ጥዕና ሽግር ከምዘስዕብ ይሕብሩ።ንዝርዝሩ ይድምፁ። ..Read more

 ቀዳማይ ክፋልካልኣይ ክፋል

ተመሳሰልቲ ኣስተምህሮታትን ምኽሪንኣብዚ ጠውቑ





19/02/2015 17:58 PM

UN Commission of Inquiry On Human Rights in Eritrea to Visit Djibouti and Ethiopia ናይ ሕቡራት ሃገራት፡ መርማሪት ኮሚሽን፡ ጉዳይ ሰበኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ናብ ጅቡቲን ኢትዮጵያን ብምብጻሕ ሓበሬታ ክትእክብ ኢያ።

AllAfrica.com

The United Nations Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea will visit Djibouti and Ethiopia between February 16 and 27, to hold meetings and collect testimonies and accounts of the human rights situation in Eritrea. The Commission of Inquiry ...Read more




19/02/2015 17:58 PM

Major General Ahmed Kakay Died A Prisoner መጀ/ጀነራል ኣሕመድ ካካይ፡ ብእሱሩ ዓሪፉ

[ Awate.com ዓዋተ ]

After wrestling with illness for a long time, on Saturday February 15, 2015, Major General Ahmed Omer Kakay finally succumbed to his illness and died in a Khartoum hospital. He…Read more


Related: Eritrea: Funeral Service of Veteran Fighter Maj. General Ahmed Omar Kakay Conducted

[Shabait]Asmara -The funeral service of veteran fighter Maj. General Ahmed Omar Kakay was held today at Asmara Patriots Cemetery in the presence of President Isaias Afwerki,…Read more




19/02/2015 17:58 PM

New Eritrea Ambassador Presents Credentials to Queen Elizabeth II

[ TesfaNews ]

By TesfaNews, AMBASSADOR Estifanos Habtemariam, new Eritrean envoy to the United Kingdom and Northern Ireland, presented his credentials to Queen Elizabeth II. The private reception was held today at the Buckingham Place in London. Several other Ambassadors also presented their Letters of Credence to Queen Elizabeth II today. According to Royal Insight, the Queen keeps […Read more]

     ሓድሽ ልኡኽ ሃገረ-ኤርትራ: ናብ ዓባይ ብሪጣንያን ሰሜን-ኣየርላንድን ኮይኑ ዝተመዘዘ፡ ኣምባሳዶር እስቲፋኖስ ሃብተማሪያም፡ ናይ ስራሕ ወረቓቕቱ ንንግስቲ ኤልሳቤጥ 2ይቲ ኣረኪቡ። […Read more]




13/02/2015 22:31 PM

ኣብ ፈንቅል: ታሪኽ’ሲ ተሰሪሑ፡ እቶም ዝሰርሑ ግን ኣበይ ኣበሉ? ድምጺ መድርኽ




11/02/2015 02:08 AM

ዓምዲ ጥዕና፡- ፕሮፈ. ፍካክ ህብተስ፡- ብዛዕባ ምኽንሻብ ደቀንስትዮን ኣሰቃቒ ሳዕቤናቱን US Professor Fikak Habteyes on Female Genital Mutilation[ ERI-TV Medeb Debab ]

eritv_Professor_Fikak_Habteyes_on_female_genital_mutilation



ተመሳሰልቲ ኣስተምህሮታትን ምኽሪንኣብዚ ጠውቑ








08/02/2015 15:15 PM

ዝኽሪ ቅያ ስርሒት ፈንቅል፡ ሕድሪ ሰማአታትና ንምትግባር መብጽዓና ነሐድሰሉ መዓልቲ ኢዩ።


ስርሒት ፈንቅል፡ ነታ ቁልፊን ጎሮሮን መግዛእታዊ ስርዓት ደርግ ዝነበረት ከተማና ባጽዕ፡ ብምሕራር፡ ሓይሊ መግዛእቲ ተሳዓሪ ምዃኑ ዘመስከረ ስርሒት ኢዩ። ስርዓት መግዛእቲ፡ ዕረ እናጠዓሞ ስዕረቱ

ዝተኣመኑሉን ምስ ህዝባዊ ግንባር ናብ ሰላማዊ ድርድር ክኣቱ ዝተገደደሉን፡  ፍናን ህዝቢ ኤርትራ ድማ ኣዝዮ ዝዓረገሉን እዋን ኢዩ ነይሩ።


እቲ ሽዕኡ ዝነበረ ተስፋን እዚ ሕጂ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘሎ ክውንነትን ግን፡ ሕቖን ከብድን ብምዃን፡ ንሓድሕዱ ፈጺሙ ዘይራኸብ፡ ክልተ በበይኑ ተርእዮታት ኢዩ። ኤርትራ ኣብዚ ሰዓት'ዚ፡ እቶም ብጅግንነት ዝተጋደሉ ደቃ፡ ኣብ ሃገርና ፍትሒ ክነግስ ስለዝጠለቡ ጥራይ፡ ብዘይ ሓደ ፍትሒ፡ ንልዕሊ 23 ዓመታት ኣብ ማሕዩር ዝበልዩላ ዘለዉ ሃገር ኢያ። ነዚ ብውሕልነትን ጽፈት ወተሃደራዊን ስለያዊን መጽናዕቱ ዝልለ ስርሒት ፈንቅል፡ ዕዉት ንክኸውን ልዑል ናይ መሪሕነት ተራ ካብ ዝነበሮም ጀጋኑ፡ ኣብዚ እዋን'ዚ፡ ብዘይ ፍትሒ፡ ኣብ ጎዳጉዲ ዒራዒሮ ይበልዩ ኣለዉ።


እምበኣር፡ ኣብ ዝኽሪ ናይዚ ክቡር ዕለት፡ ቅያ ስርሒት-ፈንቅል፡ ኣብ እነልዕለሉ ኣጋጣሚ፡ ነቶም ኣብዚ ሓያል ጥምጥም’ዚ ብጅግንነት ብመስዋእቲ ዝሓለፉን ዝሰንከሉን ተጋደልቲን ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራን፡ ብሓበን እናዘከርና፡ መብጽዓኦም ንምትግባር፡ ሓላፍነትና ዳግማይ እነሐድሰሉን እነሓይለሉን መዓልቲ ክኸውን ይግባእ። እቲ መብጽዓ ድማሰላምን ፍትሒን ዝነገሳ፡ ብቅዋም እትመሓደር ኤርትራና ምህናጽ ኢዩ። ነዚ ዘየወላውል ቀዳምነት’ዚ፡ ኩሉ ኤርትራዊ ከይተፈላለየ፡ ሓደ ኢድ ኮይኑ ብዕቱብ ክሰርሕ ይግባእ።


ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ!

ቃል ስኒትና.ኮም

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፥-



08/02/2015 21:30 PM

ራድዮ ድምጺ ኤርትራ ሃሊፋክስ – ናዝ የማነ

ዕላል:- ምስ ገዲም ተጋዳላይን ስነጥበባዊን፡ ንጉሰ ሃይለ መንሰዓይ


ከም መቐጸልታ ምስ ገዳይም ስነጥበባዊያንን ክካየድ ዝጸንሐ መደባት፡ ናዝ የማነ (ራድዮ ድምጺ ኤርትራ ሃሊፋክስ)፡ ካብ ሰንበት 25 January 2015፡ ጀሚሩ ምስ ገዲም ተጋዳላይን ስነጥበባዊን፡ ንጉሰ ሃይለ መንሰዓይ ኣዝዩ መሃሪ ዝኾነ ዕላል ሒዙልና ይቐርብ ኣሎ። ንጉሰ ሃይለ መንሳዓይ፡ ሓደ ካብቶም ፍሉጣት ስነጥበባዊያን ደረስቲ ኮይኑ፡ ምስ ማሕበር ትያትር ኣስመራ (ማትኣ) ዝሰርሐ፡ ብዙሕ ድራማታት ዝደረሰ፡ ከምኡ’ውን ብዙሕ ካብቲ ሃገራዊ ወኒ ዘበራበረ ብፍሉጣት ገዳይም ሃገራዊያን ስነጥበባዊያን ዝተደርፈ ድርሰታት ዘበርከተ ኪኢላ ኤርትራዊ ኢዩ። ካብ መፋርቕ 1960ታትት ጀሚሩ ምስ ተ.ሓ.ኤ. ተወዲቡ ዝሰርሐን፡ ካብኡ ናብ ሜዳ ተሰሊፉ ኣብ ዓውዲ ስነጥበብን ሙዚቃን ክሳብ 1981 ኣብ ሜዳ ኣገልጊሉ። ዝተኻየደ ዕላላቱ ንምስማዕ፡ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ፡-

 ቀዳማይ ክፋል፡  ካልኣይ ክፋል

ዝሓለፉ መደባት ድምጺ-ኤርትራ ንምስማዕ ድማኣብዚ ጠውቑ




07/02/2015 00:28 AM

ሕብረት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ልአላዊ መሬት ኤርትራ ክትስሕብ ፀቅጢ ክገብር 'ዩ ዘቅረብናዮ መፀዋዕታ ኢሎም ኣምባሳደር አርኣያ ደስታ

[ VOA Tigrigna]

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ቕነ  ኣብ ዝተኻየደ  ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ  ዝተኻፈለ ብኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ዝተመርሐ ጉጅለ  ኤርትራ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ልአላዊ መሬትና ክትስሕብ ፀቅጢ ክገብር 'ዩ ዘቅረብናዮ መፀዋዕታ ኢሎም ኣምባሳደር አርኣያ ደስታ ። Read more






03/02/2015 20:24 PM

Voice of Assenna: Panel Discussion on the Eritrean Constitution, Mon, Feb 2nd, 2015 ድምጺ ኣሰና፡- ንቅዋም ኤርትራ ዝምልከት ሓባራዊ ዘተ፡ ምስ፡-  ዶ/ር ግርማይ፡ ዶ/ር ኣንገሶምን ዶ/ር ገብረን

ቀዳማይ ክፋል፡  ካልኣይ ክፋልሳልሳይ ክፋል

ኣብዚ ዘተ’ዚ፡ ርእይቶታት ተሳተፍቲ ንምክትታል ወይ ንምስታፍ ኣብዚ ጠውቑ

ተመሳሳሊ ንቅዋም ኤርትራ ዝዝቲ ኣርእስቲታት ንምክትታል ኣብዚ ገጽ’ዚ ጠውቑ



03/02/2015 20:24 PM

Eritrea and Ethiopia - Question for Short Debate

UK Parliament ፡ 27 January 2015

ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዝምልከት ክትዕ  ኣብ ፓርላማ ዓባይ-ብሪጣንያ

[ http://www.publications.parliament.uk ]

 

Related:




03/02/2015 20:24 PM

Eritrea: Father Mussie Zerai among the 2015 Nobel Peace Price nominees ኣባ ሙሴ ዘርኣይ፡ ሓደ ካብ ናይ 2015 ሽልማት-ኖቤል ተሸለምቲ: ሕጹያት: ኮይኖም ተረቚሖም።

 [ CAPERI ]

Norwegian experts compiled a list of the 2015 Nobel Peace Prize nominees. Among the nominations is a Russian newspaper critical of President Vladimir Putin along with Edward Snowden, Pope Francis and an Eritrean priest helping African migrants. Read more






02/02/2015 01:36 AM

Orotta School of Medicine and Dentistry graduates 57 Medical Doctors ኦሮታ ሆስፒታል፡ 22 ናይ ስኒ ዶርተራት ዝርከቡዎም ብጠቕላላ 57 ዶክቶራት፡ ብ’31/01/2015 ኣመሪቑ።

[Shabait.com]

Asmara, 31 January 2015 –Orotta School of Medicine and Dentistry today graduated a total of 57 Medical Doctors. During the fifth commencement, 32 Doctors graduated in Medicine and 22 others in Dentistry, while the remaining three graduated in Pediatrics and Child Health….Read more




01/02/2015 23:21 PM

ራድዮ ድምጺ ኤርትራ ሃሊፋክስ – ናዝ የማነ

ዕላል ምስ ህቡብ ስነጥበባዊ ይትባረኽ ገብረትንሳኤ

     ናዝ የማነ (ራድዮ ድምጺ ኤርትራ ሃሊፋክስ)፡ ካብ 06 October 2014 ጀሚሩ፡ ምስ ህቡብ ስነጥበባዊ፡ ይትባረኽ ገብረትንሳኤ ዕላላት ሒዙልና ክቐርብ ጸኒሑ ኣሎ። ይትባረኽ ገብረትንሳኤ፡ ሓደ ካብቶም ቀዳሞት መስረትቲ - ክዋኽብቲ መርሓባ ኮይኑ፡ ህቡብ፡ ስነጥበባዊ፡ ገጣሚ፡ ደራሲን ኣላዪ - መድርኽን ኢዩ። ኣብ ቀዳማይ መፋርቕ 1970ታት ናብ ተ.ሓ.ኤ. ምስ ብጾቱ ስነጥበባዊያን ተሰሊፉ ዓበይ ኣበርክቶ ዝገበረ፡ ድሒሩ’ውን ስነጥበብ ኤርትራ ንምምዕባል ምስ ብጾቱ ኣበርቲዑ ዝሰርሐ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ኸኣ፡ ኣካያዲ ናይታ ካብ ሎንዶን፡ ኦንታርዮ ካናዳ፡ ዝመደበራ፡ ቀዳም ቀዳም ሰዓት 7 -ወጋሕታ እትፍኖ፡ ድምጺ ስነጥበባዊያን ኤርትራ ዝኾነት መደበር ራድዮ፡ ራድዮ ኣሰርና፡ ኢዩ። ብመንገዲ’ዚ ራድዮ’ዚ’ን ወብሳይትን ኣቢሉ፡ ንልዕሊ ሰለስተ ዓመታት፡ ኣዝዩ ኣዘናጋዒን ታሪኻዊን ዝኾነ ሰነዳት ታሪክ ስነጥበባዊያን ኤርትራ ሰኒዱልና ኣሎ። ኣብዚ ዕላል’ዚ፡ ንተራ ስነጥበባዊያንን ሙዚቀኛታትን ኤርትራ፡ ንሳቶም ዝሓለፉዎ መስዋእቲ ዝሓተተ ኩነታትን፡ ብኣካል ዝወዓሎ ኩነታት የዘንቱ።

ነዚ ኣዝዩ ትምህርታዊን ታሪኽ-ሓዘል ዝኾነን ዕላል ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ፡-

1ይ ክፋል  2ይ ክፋል3ይ ክፋል4ይ ክፋል

ዝሓለፉ መደባት ድምጺ-ኤርትራ ንምስማዕ ድማ፡ ኣብዚ ጠውቑ



Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe