Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

December 2014 - Archive << Back

Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print
Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና





30/12/2014 22:27 PM

ዓምዲ ጥዕና፡- ኣልኮላዊ መስተን ሳዕቤናቱን

Alcohol & its Effects

ብዮውሃንስ ፈርዲናንዶ ድራር

[ kidanemhret.com ]

ኣብ ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተን ጉድኣቱን ብሓጺሩ ክገልጽ ክፍትን ኢየ። ሰባት ካብ ነዊሕ ዘመናት ጀሚሮም ካብ ኣካባቢኦም ዝርከብ ፍሬታት፡ ኣታኽልቲ፡ እኽልታት ...ወዘተ፡ ብዝተፈላለየ መንገዲ ተጠቒሞም ኣልኮላዊ መስተ የዳልዉ። በዚ መሰረት እውን ኣልኮላዊ መስተ ንምዝንጋዕ፡ ከም ገጸ-በረከት ወይ ህያብ ይጥቀሙሉ። ኣብ ሃገርና እውን መብዛሕትኦም ብሄራትና ... Read more

ተመሳሰልቲ ኣስተምህሮታትን ምኽሪንኣብዚ ጠውቑ







30/12/2014 07:52 AM

ንዘይዘንብ ደበና ብኾፍና ንዓመታት ካብ ምጽባይ ተገላጊልና፡ ካብቲ ኣብ ኢድና ዘሎ ቃላያትን ሓጽብታትን ብመስኖ ኣልሚዕና፡ ምህርትና ንምሕፋስ፡ ሎሚ ወፍሪ ሓርነት ክንወፍር ብሓባር ንኽተት!


ካብ ደበና ሓጋይ!

ካብ ሓውኹም መሲናስ 30/12/2014

 

ኣብዚ ሓድሽ ዓመት መቐይሮ ዕለት

መቊሕና ክንበትኽ ናይ ምልኪ ሰንሰለት

ሽግርና ከብቅዕ ናብራ ስደት ከርተት

ኣሕዋት ኤርትራውያን ንሓርነት ንኽተት!

Read more




28/12/2014 20:52 PM

መደብ ንዛተ - ብሳሙኤል ገበረሂወት (ዓካ-ዓካ)

አገዳስነት ዘተን ልዝብን

ዕላል ምስ ፍስሃ ናይርን ዑቕባይ ገብረመድህንን











27/12/2014 07:41 AM

More than 1000 migrants rescued off Italian coast on Christmas Day ልዕሊ 1000 ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ፡ ኣብ መዓልቲ-ልደት ከምዝደሓኑ ተፈሊጡ።  

[ Euronews ]

At least 1,250 refugees and migrants were rescued by the Italian navy in four different operations on Christmas Day. They were taken onto the Navy ship 'Etna' ... Most of the migrants came from Syria and Eritrea. It follows a rescue operation on … ልዕሊ 1000 ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ፡ ኣብ መዓልቲ-ልደት ከምዝደሓኑ ተፈሊጡ። መብዛሕትኦም’ቶም ስደተኛታት፡ ካብ ሶርያን ኤርትራን ምዃኖም፡ ኤውሮ-ነውስ ሓቢሩ ኣሎ። Read more

Related News: Over 1000 migrants saved trying to cross the MediterraneanDaily Mail

At least 1300 migrants saved off Italian coast on Christmas DayThe Guardian




26/12/2014 15:25 PM

Evidence: Eritrean Government Murdered 13 Children    [ Awate.com ]

On December 22, awate.com’s Gedab News reported that “13 children who were escaping from Eritrea were gunned down and thrown in ditches somewhere between Ghindae, Eritrea, and Port Sudan, Sudan.”  We now have information that the party responsible for their murder was the Eritrean government and the place where the crime occurred is near Karora, in northernmost Eritrea bordering Sudan.

     Although the news is being conveyed to the parents now, the massacre actually occurred in early September.

     መንግስቲ ኤርትራ 13 ቆልዑ ከምዝረሸነ፡ ኣቐዲሙ ዘመሓላለፎ ዜና፡ ሕጂ ብዝተረኽበ መረጋገጺ ሓበሬታ ድማ፡ ናይቲ ጥፍኣት ሓላፍነት ዝስከም መንግስቲ ኤርትራ ምዃኑን፡ እቶም ዝተረሸኑ ኣብ ጥቓ ቃሮራ ከምዝኾነን፡ ‘ገዳብ-ነውስ’ ኣፍሊጡ ኣሎ።

     ምስዚ ዝተኣሳሰር፡- ዶ/ር ርእሶም መስፍን ምስ ተስፋገብርኤል እምባየ  ቃለመጠይቕ ኣካይዱ ኣሎ፡ ኣብዚ ጠውቑ።  




22/12/2014 14:55 PM

መዓልቲ ልደት፡ ምስ ኤርትራውያን ስድራቤት

ኣብ ሎንዶን

Christmas fun-time with Eritrean Families in London

Eritrean Family Christmas fun day in London – lets do it for our children

ዕለት /TIME:- Saturday 27 December 2014 - From 4:00 PM to 9:00 PM

ቀዳም 27 ታሕሳስ 2014፡ ካብ ሰዓት 4፡00 ድ.ቀ. ክሳብ 9፡00 ምሸት

ADDRESS ቦታ፡- The Fenwick Hall, 128 Willington Road, London SW9 9NE

ብደሓን ምጽኡ !  Welcome !








21/12/2014 21:48 PM

CKDU ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

ኣዝዩ መሃሪ

ዕላል ምስ ህቡብ ድምጻዊ፡ ዑስማን ዓብደልረሒም

ናዝ የማነ ካብ ሬድዮ ድምጺ ኤርትራ ምስ ይትባረኽ ገብረትንስኤ ካብ ሬድዮ ኣሰርና፡ ብምዃን፡ ምስ ህቡብ ድምጻዊ ዑስማን ዓብደልረሒም፡ ሎሚ ሰንበት 21 December 2014 ኣዕሊሎሙና ኣለዉ።

    ስእሊ፡- ባርቡይ ባንድ (1967)፡- ደራፋይ፡- ዑስማን ዓብደልረሒም፡ ፊዛርሞኒካ፡- ባርቡይ፡ ሳክስ፡- ኣኽሊሉ ዳኒኤል፡ ኮቦሮ፡- ገርጊስ ቀለታ፡ ኪታር፡- ዳኒኤል ኣርዓዶም፡ ኪታር፡- ማሕሙድ ኣማን።

   ብቀጥታ ዝተቐድሐ ንምስማዕ:-  

ቀዳማይ ክፋል   ካልኣይ ክፋል

   ዝሓለፈኩም መደባት ድምጺ ኤርትራ ኣብዚ ጠውቑ




21/12/2014 21:48 PM

A Painful loss of A Great Fighter: The Death Of Omar Jabir ገዲም ተጋዳላይ ዑመር ጃብር፡ ኣብ 69 ዕድመኡ፡ ዓርቢ 19 December 2014፡ ኣብ መልበርን ኣውስትራልያ ዓሪፉ።

[Awate.com]

A Painful loss for the opposition and the Eritrean people; the death of the great fighter, Omar Jabir On Friday evening, December 19, 2014, the veteran fighter Omar Jabir passed away in Melbourne, Australia, at the age of 69. Read more

መርበብ ሓበሬታ ስኒትና፡ ንቤተሰብን መላአ ተቓለስቲን ጽንዓት ይሃብኩም ትብል።






21/12/2014 21:48 PM

ቃለመጠይቕ ምስ ኣቦ-ወንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (EPDP) ኣቶ ኣስመሮም መንግስትኣብ









  ቀዳማይ ክፋል፡  ካልኣይ ክፋል፡  ሳልሳይ ክፋል





26/12/2014 15:25 PM

[Assenna.com ]

Breaking News: ኣብ ሱዳን መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ፣ 17 ኤርትራውያን ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ብጃምላ ድሕሪ ምጥፍኦም ብዝተፈጥረ ዘይርጉእ ኩነታት ኣብቲ መዓስከር ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ከቢድ ወጥሪ ይርከቡ ከምዘለዉ ካብቲ ቦታ ብቴለፎን ምስ ድምጺ ኣሰና ዝተዘራረቡ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ኣገንዚቦም።

ኣብ ሱዳን መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ፣ 17 ኤርትራውያን ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ብጃምላ ድሕሪ ምጥፍኦም ብዝተፈጥረ ዘይርጉእ ኩነታት ኣብቲ መዓስከር ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ከቢድ ወጥሪ ይርከቡ ከምዘለዉ፣ ሰቦም ይእሰር ኣባይቶም ይነድድ ከምዘሎ፣ ቅድሚ ሒደት ደቓይቕ ካብቲ ቦታ ብቴለፎን ምስ ድምጺ ኣሰና ዝተዘራረቡ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ኣገንዚቦም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ ኣብዚ ሰዓት እዚ፣…Read more

ተመሳሳሊ ጸብጻብን መግለጺን:-




21/12/2014 21:48 PM

ቲቪ-ድምጺ ህዝቢ፡- ቃለ-መሕትት ምስ ገዲም ተጋዳላይን ደራሳይን፡ ኣቶ እስጢፋኖስ ተመልሶ

ኣቶ እስቲፋኖስ ተመልሶ፡ ገዲም ተጋዳላይን ንዓመታት ድማ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ህግደፍ ዘሕለፈን ክኸውን ከሎ፡ ንዝሓለፎ ተመኩሮ እተዘንቱ፡ ‘መቓብር ህሉዋት’ እተሰምየት መጽሓፉ ንኣንበብቲ ዘብቅዐ ኢዩ። ኣቶ እስጢፋኖስ ተመልሶ ምስ ቲቪ-ድምጺ ህዝቢ ዘካየዶ ቃለመሕትት፡-

  1ይ ክፋል2ይ ክፋል






20/12/2014 17:28 PM

Western firms reduce Eritrean miners to 'abject slavery', UK MPs say 41 ኣባላት ፓርላማ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኩባንያታት ወጻኢ፡ ንኤርትራውያን ሰራሕተኛታት ዕደና፡ ናብ ሓሳር ዝመልኦ ጊልያነት ዳሪገናኦም ምህላወን ወቒሶም

[ The Guardian ]

The bill “notes with concern the collusion between the government of Eritrea and the international mining companies from the UK, Canada and Australia, which is using the forced labour of Eritreans for work in extractive industries in conditions which ...Read more






20/12/2014 13:15 PM

ድምጺ ደሊና፡- ዜና 19 ታሕሳስ፣ 2014

ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ኮፐን-ሃገን፡ ደንማርክ

ዓርቢ 19 ታሕሳስ፣ 2014 ኣብ ስዓታት ንግሆ ኣብ ዲንማርኽ ኣብ ከተማ ኮፕን ሃገን ኣብ ቀጽሪ ሚኒስትሪ ፍትሒ፡ ፓርላማ እታ ሃገር ኣብዝእከበሉ ፥ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት፡ ዓቢ ሰላማዊ ስልፊ ኣካይዶም ውዒሎም፡ ፡ ናይቲ ክካየድ ዝውዓለ ሰለማዊ ስልፊ ስእላዊ መብርሂ ንምርካብ ንገለ ካብ ኣወሃሃድትን ኮሚተን ናይዚ መደብ መንእስያት፡- ሓጎስ ዘርኡ፥ ኣብርሃም ተኽለ፥ ካሕሳይ ገብረንስኣ፥ ፍናን ያቖብን፡ ድምጺ ደሊና፡ ብቴሌፎን ኣዘራሪብዎም ኣሎ። Read more

ምስዚ ዝተኣሳሰር፡- VOA ተቓውሞ ሰልፊ-፡ ኣብ ዴንማርክ ብደለይቲን ሓተቲን ዑቑባ ዝኾኑ ኤርትራውያን




13/12/2014 19:10 PM

ሓባራዊ ዘተ ኤርትራውያን ኣብ ሎንዶን፡-







                1ይ ክፋል፡  2ይ ክፋል

ምስዚ ዝመሳሰል ኣርእስቲታት ኣብዚ ርአ




11/12/2014 14:40 PM

Q&A: The torturous escape of Eritreans

[ Aljazeera.com ]

During their journey from Eritrea, many refugees experience traumatic abuse at the hands of traffickers who hold them captive and torture them to elicit a ransom from their families. In 2014, Human Rights Watch released a report documenting that since ...

Call for Southern Africa to open its arms to Eritreans [Mail & Guardian Online]






11/12/2014 14:40 PM

መጽሔት ረፑብሊክ

ቀዳማይ ዓመት ሕታም ቁ. 2 ሕዳር 2014

[Asmarino Independent]

ቀዳማይ ሕታም ኣብዚ ጠውቑ










11/12/2014 14:40 PM

Denmark admits 'doubts' about Eritrea report

The Local Denmark

After the report was criticised by its only named source, Professor Gaim Kibreab of the London South Bank University, as well as others familiar with the situation in Eritrea, DIS now says that sending deserters of Eritrea's compulsory military service …Read more መንግስቲ ደንማርክ፡ ኣብቲ ንኤርትራውያን ስደተኛታት  ዝምልከት ዝወጽአ፡ ብዙሕ ወቐሳታት ዝገጠሞ ጸብጻብ፡ ጉድለታት ከምዘለዎ ብምእ’ማን፡ ሓሳባ ከምዝለወጠት ምፍላጣ ’ ዘ’ሎካል ደንማርክ ’ ዝተባህለ ጋዜጣ ሓቢሩ።  





06/12/2014 01:42 AM

Italian police arrest Eritrean gang who smuggled migrants ፖሊስ ኢጣልያ፡ መሰጋገርቲ ሰባት ኮይኖም ዝሰርሑ ዝነበሩ 11 ኤርትራውያን ኣብ ማእሰርቲ ከምዝዳጎኖም ተሓቢሩ

 [The Guardian]

The Mare Nostrum programme, which was launched following the deaths of 360 migrants in a shipwreck in October 2013, was wound down in November due to political pressure and replaced by Operation Triton, a programme headed by the EU border patrol ...




12/12/2014 15:46 PM

ብምኽንያት ካልኣይ ሕታም መጽሄት ረፑብሊክ

ነቶም ኣብ ሕምብርቲ ጸላኢ ኮይኖም፡ ምልኪ ንምብዳህ ዝቃለሱ ዘለዉ ጀጋኑ ሃገራውያን እትምጉስ ናዕታ።

ካብ ሓው መሲናስ 12/12/2014


ኣቱም ደቂ ሃገር ሰብ ድርብ መዓንጣ

ኣብዛ ቦታ ራዕዲ ምልኪ ዘንቀጥቀጣ

ዕጅብ ከይበለኩም ዝመጸኩም ጣጣ

ነዛ ሓላል መሬት ሕሰም ክቕንጠጣ

ጽሑፋት ዘርጊሕኩም ብመጽሄት ጋዜጣ

ነቲ ውጹዕ ህዝብኹም ግዳይ ናይ ስልበጣ

ትሕብሩዎ ኣለኹም ሓቂ ንኽፈልጣ!  Read more



02/12/2014 23:32 PM

The Eritrean regime is very happy with Denmark.

[The Local Denmark]

Habtom Yohannes, a Dutch journalist of Eritrean origin, writes that the Danish Immigration Service's "flimsy and harmful report" on Eritrea is playing right into the regime's hands. ሃብቶም ዮውሃንስ፡ ‘እዚ ብደንማርክ ዝወጸ መግለጺ፡ ነቲ መንግስቲ ኤርትራ ዘለዎ ኢድ፡ መሊሱ ዕድል ዝህብ ኢዩ’ ይብል።

     “This is the answer we want – we just need someone to do the ‘research’ to say it”, seems the terms of reference of the anonymous researchers of the Danish Immigration Service (DIS), who last week published a very controversial report under the title: “Eritrea – Drivers and Root Causes of Emigration, National Service and the Possibility of Return”. Read more

See Related: