Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

November 2014 - Archive << Back

Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print
Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና


30/11/2014 05:37 AM

EU-Africa Forum: 'development, not only emergency measures'

 [ ANSAmed ]

ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ዘሳተፈ ኣኼባ ኣብ ሮማ ኣካይዱ። እዚ ኣኼባዚ፡ ነዚ ዝርአ ዘሎ ዋሕዚ ስደተኛታት ዝፈጠሮ ቅልውላው ከምዝዘተየሉ ተፈሊጡ። ነዚ ብዝምልከት ብወገን ኤርትራ ኣብ ኤሪ-ቲቪ ዝወጸ መግለጺ ኣብዚ ጠውቑ።  Participating were the 28 EU member states alongside Egypt, Eritrea, Ethiopia, Djibouti, Kenya, Libya, Somalia, Sudan, South Sudan, and Tunisia: the African nations from which most migration originates or through which it passes. Italy's foreign ...Read more



29/11/2014 23:57 PM

ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ

Building Democracy in Eritrea


ብ’ተስፋኣለም ኣርኣያ

Building Democracy in Eritrea፡ By Tesfaalem Araya









     ቀዳማይ ክፋልካልኣይ ክፋል

ምስዚ ዝመሳሰል ኣርእስቲ፡-




28/11/2014 17:57 PM

ኤርትራዊ ኣርቲስት፡ ሚኪኤል ኣዶናይ፡ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ዘለዎ ናይ ክብሪ ሽልማት ተሸሊሙ።

[ ኣሰና ]Sunshine Eritrean artist Michael Adonai honoured

Internationally recognised Eritrean artist and Sunshine West resident Michael Adonai is the latest recipient of the African-Australian Excellence of the Year Award. Read more






23/11/2014 22:20 PM

CKDU ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

ዕላል ምስ ስነጥበባዊን ሙዚቀኛን ዓብደላ ኣቡበከር

ናዝ የማነ ካብ ሬድዮ ድምጺ ኤርትራ ምስ ይትባረኽ ገብረትንስኤ ካብ ሬድዮ ኣሰርና፡ ብምዃን፡ ምስ ህቡብ ስነጥበባዊን ሙዚቀኛን፡ ክቡር ዓብደላ ኣቡበከር፡ ብዕለት 23 November 2014 ዝተኻየደ ዕላል ኢዩ። እዚ፡ ነቲ ኣብ እዋን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንናጽነት ዝነበረ ዕዙዝ ተራ ስነጥበባዊያንን ሙዚቀኛታትን ሃገርና፡ ስለዝገልጽ፡ ነዚ ሕጂ ዘሎ ኤርትራዊ መንእሰይ ብሓፈሻ፡ ንስነጥበባዊን ሙዚቀኛን ወለዶን ድማ ብፍላይ፡ ዓቢዪ ትምህርቲ ኢዩ። ሰናይ ምስማዕ ክኾነልኩም ተስፋና ኢዩ። እዚ መደብ’ዚ ብተኻታታሊ ሰንበት ሰንበት ክቐርብ ጸኒሑን ይቕጽል ድማ ኣሎ።  ብቀጥታ ዝተቐድሐ ዕላል ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ





26/11/2014 22:48 PM

Denmark tightens restrictions on Eritreans

[ The Local Denmark ]

ደንማርክ፡ ንሕቶ ዑቕባ ኤርትራውያን ዘለዋ ቀይድታት ከምዘትረረቶ ‘ሎካል ደንማርክ’ ገሊጹ።

The UN reported in 2013 that Eritreans subject to conscription into national service risked retribution and even possible death if they fled the country. But the Immigration Service's three-week fact finding mission concluded that an alleged shoot-to ..Read more.




21/11/2014 01:27 AM

U.N. probing alleged Eritrea rights abuses blamed for migrant exodus

[ Reuters ]

ሓለፍቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ነቲ ጠንቂ ዋሕዚ ስደተኛታት ኢዩ ዝበሉዎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ንምምርማር፡ እታ ኮሚሽን ስርሓ ከምዝጀመረት ፡ ብሓሙስ  ገሊጾም።  ኤርትራ፡ እዚ ኮሚሽን’ዚ፡ ብፖለቲካዊ ምትንዃላት ዝነቐለ ኢዩ ብምባል ነጺጋቶ ኣላ።

By Tom Miles GENEVA (Reuters) - The United Nations has begun to investigate suspected human rights abuses in Eritrea blamed for an exodus of migrants from the Horn of Africa country, U.N. officials said on Thursday. Eritrea, one of Africa's poorest nations, dismissed the allegations and said the commission was "politically motivated". Eritreans are second only to Syrians among migrants making ...Read more

Related: [StarAfrica.com ]

The Commissioners will undertake a first official visit to Switzerland and Italy from 27 November to 4 December 2014 to collect first-hand information on the human rights situation in Eritrea from Eritrean refugees, migrants and other members of the ...Read more




21/11/2014 01:27 AM

Nevsun Resources faces lawsuit over 'forced labour' in Eritrea

[ The Globe and Mail ]

ኩባንያ ዕደና ነቭሱን (Nevsun Resources Ltd)፡ ግዱድ ጉልበት ሰብ ኣብ ምጥቃም ተሓባቢሩ ዝብል ክሲ፡ ኣብ ካናዳ የንጸላልዎ ኣሎ።

Nevsun Resources Ltd., which owns a large copper mine in repressive Eritrea, is facing a lawsuit in Canada alleging the company was complicit in the use of forced labour by local contractors owned by the African country's ruling party and military…Read more

Related Interview: By Dr. Russom Mesfun





21/11/2014 01:27 AM

Eritrean cyclist Dawit Haile wins 3rd stage of Tour de Rwanda 2014 [ EriTV ]

ኤርትራዊ ተቓዳዳማይ ብሽክለታ፡ ዳዊት ሃይለ፡ ኣብቲ 127.5 ኪ.ሜ. ዝሸፈነ 3ይ ደረጃ ዙር ሩዋንዳ ተዓዊቱ። Eritrean cyclist Dawit Haile, yesterday won the 3rd stage of Tour de Rwanda stretching from Musanze to Muhanga, a distance of 127.5 Km. Read more






16/11/2014 12:13 PM

ኣገዳሲ ክፉት ዘተ ምስ መምህር ኢዮብ ተኽለ











16/11/2014 12:13 PM

UN Security Council Monitoring Group Report on Eritrea

[International Policy Digest]

The Monitoring Group found no evidence of Eritrean support to al-Shabaab during the reporting period. It did not, however, rule out the possibility that Eritrea may have provided some asistance to elements within al-Shabaab without detection. In any ...Read more





14/11/2014 13:19 PM

ህዝቢ ኤርትራ ንዘሎ ናይ ምልኪ ኩነታት ቀይሩ ብሕግን ዲሞክራሲን እትመሓደር ኤርትራ ናይ ምፍጣር ብቕዓትን ተስፋን ከምዘለዎ፡ ኣቶ ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ገሊጹ።

ኣቶ ዓንደብርሃን ገዲም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ኮይኑ፡ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ድማ፡- ፈለማ ከም ፕረሲደንት ኣስመራ ይኒቨርሲቲ፡ ድሒሩ ከም  ኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ፡ ኣብ መወድእታ ኸኣ ከም ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኮይኑ ኣገልጊሉ። ኣብ 2006፡ ንዓመጽ መንግስቲ ኤርትራ ተቓዊሙ ነቲ ስርዓት ክሓድጎ ከሎ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ድማ ኣባል ናይቲ ብ’መድረኽ’ ዝፍለጥ፡ ንለውጢ ተላዒሉ ዘሎ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ብምዃን፡ ክቃለስ ይርከብ።

     ኣቶ  ዓንደብርሃን፡  ኣብዚ ቀረባ አዋን ኣስታት 690 ገጻት ዘለዋ ንታሪኽን ንህልው ኩነታትን ኤርትራ ብዕምቆት አተንጸባርቕ፡ ‘ኤርትራ ኣብ ቃራና መንገዲ’  (Eritrea at a Crossroads) ዘርእስታ መጽሓፍ ብቋንቋ አንግሊዝኛ ኣሕቲሙ ንኣንበብቲ ኣብቂዑዋ ኣሎ።

     ምስ ራድዮ ኤረና ዘካየዶ ኣገዳሲ ቃለመጠይቕ፡- ቀዳማይ ክፋልካልኣይ ክፋል

ብተመሳሳሊ፡ ምስ ኣዝማሪኖ.ኮም (ርእሶም መስፍን) ዝገበሮ ቃለመሕትት ድማ፡- ቀዳማይ ክፋልካልኣይ ክፋል




14/11/2014 13:19 PM

ላዕለዋይ ተጸዋዒ ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UNHCR)፡ ሎሚ ዕለት 14 November 2014 ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተናታት ኣዝዩ እናነሃረ ምምጽኡ ሓቢሩ።

     UNHCR፡ ሎሚ ዕለት 14 November 2014 ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤውሮጳ ኣብዘን ዝሓለፋ ዓሰርተ ኣዋርሕ ናይ 2014 ብሰለስተ ዕጽፊ ከምዝነሃረ ገሊጹ። ብተመሳሳሊ፡ ናብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝኣትዉ ቁጽሪ'ውን ከምዝነሃረ ይጠቅስ።  ኣብዘን ዝሓለፋ ዓሰርተ ኣዋርሕ ናይ 2014 ጥራይ፡ ኣስታት 37,000 ኤርትራውያን ኣብ ኤውሮጳ ዕቕባ ከምዝሓተቱ ሓቢሩ። ቁጽሪ ሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራውያን ናብ ኤውሮጳ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 13,000 ከምዝነበረ'ውን የመልክት።

     ካብ መጀመርታ ናይዚ ዓመት'ዚ ጥራይ፡ ልዕሊ 10,700 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ኣፍሊጡ። እዚ ድማ ይብል እቲ ጸብጻብ፡ ልዕሊ 1,000 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ነፍሲወከፍ ወርሒ ናብ ሱዳን ኣትዮም ማለት'ዩ። ኣብ ኢጣልያ ዘሎ ቢትጽሕፈቱ ከምዝጸብጸቦ፡ ካብቶም ብባሕሪ ብጃላቡ ናብ ኢጣልያ ኣብዚ ዓመት'ዚ ዝኣተዉ፡ እቶም 22% ሚእታዊት ኤርትራውያን ምዃኖም ሓቢሩ።

     ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ (October) 2014 ጥራይ፡ ትሕቲ-ዕድመ ዝርከቡዎም፡ 5,000 ኤርትራውያን ዶብ ሰጊሮም ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም። ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ናይ ወርሒ ሕዳር (November)  ናይዚ ዓመት'ዚ ጥራይ፡ 1,200 ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ኣለዉ። 90% ሚእታዊት ካብዞም ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተዉ ኤርትራውያን፡ ኣብ ክሊ ዕድመ 18 - 24 ዝርከቡ ኢዮም። ኣብዘን ዝሓለፋ ኣዋርሕ ናይዚ ዓመት፡ ኣስታት 2,000 ኤርትራውያን ወርሓዊ ናብ ኢትዮጵያ ክኣትዉ ከምዝጸንሑ እቲ ጸብጻብ ሓቢሩ።  ኣብዚ ሰዓት'ዚ ልዕሊ 216,000 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ከምዘለዉ እቲ ዝወጸ ጸብጻብ የመልክት። ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ጠውቑ




13/11/2014 04:12 AM

መቓብር ህሉዋት

ሓቀኛ ምስሊ ኣብያተ ማእሰርትን ፍሉይ ቤት ፍርድን ኤርትራ

ደራሲ፡- እስጢፋኖስ ገብረሚካኤል (ሃንቺባክ) ኖርወይ - 2014

ብዝሒ ገጻት 427

መቓብር ህሉዋት ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ብዝሙርኮስ ቀጥታዊ ተሞኩሮ ደራሲ ዝተጻሕፈት  ኣዚዩ ዓሚቚ ዝርዝራት ዘለዋ መጽሓፍ እያ። እዛ መጽሓፍ 'ዚኣ  ኣልዒላቶ ዘላ ዛዕባን እትጠቕሶን ፍጻሜታት ኣዚዩ ዝርዝራዊ ብምዃኑ ናይ ሓበሬታ ሃጓፍን ግድፈትን የብላን። ደራሲ ንኹሉ እቲ ዘጋጥሞ ኩነታትን ዝሓለፎ ብደሆን  ኣብዛ 15 ምዕራፋት  ዘለዋ መጽሓፉ ብምልኣት ተዘንትዩ ኣሎ። በዚ ኸኣ ደራሲ ኣብ ኩሉ እቲ ዝሰርሓሉ ዝነበረ መንግስታዊ ትካላትን ቤት ማእሰርትን ፍሉይ ቤት ፍርድን ዝነበረ መስርሕ ንነበበቲ እዛ መጽሓፍ ከም ስእሊ ኣቕሪቡልና ኣሎ። እቲ ዝተረፈ፡ ነዛ መጽሓፍ  ገዚእና ብምንባብ ትሖዝኣ ምድህሳስን ምስትምቓርን እዩ። መጽሓፍ መቓብር ህሉዋት ኣብ ኤውሮጳን ኣመሪካን ተዘርጊሓትልኩም ኣላ።

ንዝያዳ ሓበሬታ Stefanos Temelso ኣብ FACE BOOK ተወከሱ። ኣቶ እስጢፋኖስ ተመልሶ ምስ ቲቪ-ድምጺ ህዝቢ ዘካየዶ ቃለመሕትት፡- 1ይ ክፋል2ይ ክፋል





08/11/2014 00:33 AM

South Boulder Mines

Business Excellence Magazine

Its focus on potash, however, was sharpened in 2009 when, following careful research into the characteristics of the Danakil Depression that straddles Ethiopia and Eritrea, it was granted exploration tenements for the Colluli concession in southern Read more  እቲ ኣብ ኤርትራ (ደንካልያ) ተጀሚሩ ዘሎ ናይ ፖታሽ (ማለት፡ ድኹዒ ንምፍራይ ዘገልግል ማዕድን) ዕደናዊ ፕሮጀችት፡ ዓቢ ዓለማዊ ዕዳጋን ኣስተዋጽኦን ከምዝህልዎ Business Excellence Magazine ኣብ ዝገበሮ መጽናዕቲ ኣሚቱ።  ዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ጠውቑ




04/11/2014 17:16 PM

ዋዕላ ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ - Eritrean Forum for National Dialogue (EFND) Conference: 23 - 25 October 2014










See Related: ምስዚ ዝተኣሳሰር ኣቐዲሙ ንህዝቢ ዝተዘርግሐ ጽሑፍ (እማመ) ኣብዚ ጠውቑ። ከምኡውን ቃለመጠይቕ፡ ኣብዚ ጠውቑ። ንውጽኢት ዋዕላ ዝምልከት ቃለመጠይቕ ምስ ኣዳለውቲ ናይቲ ዋዕላ (ድምጺ ኣሰና)




04/11/2014 17:16 PM

ዝኽሪ ንሓርበኛ ሃገራዊ ዶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) – ለንደን – ዓባይ ብሪጣንያ

ማሕበር ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ ; ብመጠን Public_Anouncement_Dr_Towelde_Rememberance.pdfእቲ ረዚን ኣበርክቶኦምን ዓሙቕ ሓዘን ህዝቢ ኤርትራን፡ ወግዓዊ ናይ ምፍናውን ዝኽሪን ስነ-ስርዓት ክትፍጽመሎም ስለዝወሰነት፡ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቒሱ ዘሎ ግዜን ቦታን፡ ኩሉኹም ኤርትራውያን ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ልክዕ ስዓትኩም መጺእኩም፡ ነዚ ክቡር ናይ ዝኽሪ መደብ፡ ኣማዕሪግኩሞ ከተምስዩ ብትሕትና ንጽውዕ።

ኣድራሻ፡- Paddington Arts 32 Woodfield Road London, W9 2BE ዕለት፡- ሰንበት 09/11/2014 ሰዓት፡- ካብ ሰዓት 5 ድቀ  ክሳብ 8 ድቀ





05/11/2014 15:49 PM

ቃለ ምልልስ ምስ ኣቦይ ስብሓት ነጋ - [VOA ድምጺ ኣመሪካ]

ርእይቶኦም ብዛዕባ፡ ንኤርትራ ዝምልከት፡ ኣብ " ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ " ዘርእስታ ናይ ኣቶ ገብሩ ኣስራት መጽሓፍ ዝተላዕለ ጉዳይ። ብመጠን ንህውሓት ነዊሕ ዝመርሑ ኣቦይ ስብሓት ነጋ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ዝጸሓፉዋ ‘’ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ’’ ዘርእስታ መጽሓፍ ርእይቶኦም ሂቦም ኣለው። ኣብ ርክባት ህውሓትን ውድባት ኤርትራን ብፍላይ ድማ ኣብ መንጎ ህውሓትን ህዝባዊ ግንባርን፣ ኣብ መንጎ ህውሓትን ግገህትን፣‘’ሕንፍሽፍሽ’’ ተባሂሉ ብዛዕባ ዝፍለጥ ውሽጣዊ ቅልውላው ህውሓት፣ ኩነታት ግዕዝይና ኣብ ኢትዮጵያ ዝብሉን ካልኦትን ጉዳያት ኣልዒልና ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

  1ይ ክፋል፡  2ይ ክፋል3ይ ክፋልቃለመሕትት ገብሩ ኣስራት




02/11/2014 21:38 PM

CKDU ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

ታሪኽ ማትኣ ካብ 1960 - 3ይ ክፋል

ዕላል ምስ ስነጥበባዊ ይትባረኽ ገብረትንሳኤ








 ዕላል ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ




01/11/2014 04:39 AM

Italy to end sea rescue mission that saved 100,000 migrants ኢጣልያ፡ ነቲ ሰባት ካብ ሓደጋታት ባሕሪ ንምዽሓን ከተካይዶ ዝጸንሐት ተግባራት ከተቋርጾ ምዃና ሮይተርስ ሓቢሩ።

[ www.vagazette.com ]

ROME (Reuters) - Italy said on Friday it would close a sea rescue mission that has saved the lives of more than 100,000 migrants from Africa and the Middle East, a move one rights group warned could lead to a "surge of deaths" in the Mediterranean. Read more




01/11/2014 05:07 AM

Eight Ethiopian Air Force Pilots Defects to Eritrea

[TesfaNews]

By TesfaNews, OCTOBER witnessed a record-breaking spike in the number of Ethiopian Air Force pilots defecting into Eritrea. According to information posted by a senior Eritrean official, a total of Eight Air Force pilots have joined the struggle against the Ethiopian regime after successfully defecting into Eritrea. In an interview one of the pilots conducted []