27/10/2014 23:36 PM

Eritreans for Facilitating National Dialogue (EFND): Proposed Platform, Internal Working Memorandum, October 2014 [Assenna.com]

እማመታት: ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ። ዕላማ ናይዚ ዋዕላ’ዚ፡ ኣብ መንጎ  ኤርትራውያን ሰላምን ዕርቂን ንምኹስኳስ ኮይኑ፡ በኡኡ ኣቢልካ ድማ ሰላምን ፍትሒን ዝነገሳ ኤርትራ ንምምጻእ ኢዩ። ኣብዚ ካብ 22 - 25 October 2014  ዝካየድ ዋዕላ’ዚ ኣበርክቶ ክገብሩ ትጽቢት ዝተገብረሎም ወከልቲ ፖለቲካዊያንን ሲቪካውያንን ውድባት ከምኡ’ውን ውልቀሰባት ተዓዲሞም ምንባሮም ዝፍለት ኢዩ።  Eritreans for Facilitating National Dialogue (EFND) Proposed Platform, Internal Working Memorandum, October 2014 “Do not go where the path may lead, go instead where there is no path and leave a trail.” By the American essayist Ralph Waldo Emerson Introduction When we began this improbable odyssey over fourteen months … Read More

Related፡- Interview Click Here  ምስዚ ዝተኣሳሰር ዝሓለፈ ሓባራዊ ዘተ፡  ናይቲ ካብ 22 - 25 October 2014 ዝተኻየደ ዋዕላ ዘርኢ ቪድዮ ኣብዚ ጠውቑ




26/10/2014 23:29 PM

CKDU ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

መንግስቲ ኤርትራ: ንምንታይ ድሕሪ 21 ዓመት ፡ ናይ መንነት ወረቐት ክቐየር ምዃኑ ብቲቪ ኤረ ይገልጽ ኣሎ?

ናዝ የማነ ነዚ ብዝምልከት ክፉት ማይክ ብምኽፋት ክትዕ ዓዲሙ፡- አንታይ ይመስለኩም? ከመይ እዩኸ ክመስል? ንምንታይ ድሕሪ 21 ዓመት? ዝበል ሕቶታት ብምልዓል፡ ብዕለት 26 October 2014: ካብ ተሳተፍቲ ርእይቶታት ከምዝቐርብ ገይሩ ኣሎ። ዘተ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ



25/10/2014 01:14 AM

ኤርትራ ምስ ተቛጻጻሪ ጉጅለ ውድብ  ሕ/ሃ ንክትተሓባበር ቤት ምኽሪ ጸጥታ ጸዊዑ

 [VOA ድምጺ ኣመሪካ]

ንዕድመ ዓቃቢ ሰላም ኣፍሪቃን ሕ/ሃን ኣብ ሶማልያን(AMISOM) ክሳብ ዝመፅእ ዓመት ዘናወሐ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕ/ሃ፣ኤርትራ ምስ ተቆፃፃራይ ጉጅለ ሶማልያን ኤርትራን ንክትተሓባበር መፀዋዕታ ኣቅሪቡ። እቲ ሎሚ ዝሓለፈ ውሳነ፣ኤርትራ ምስ‘ቲ ኮሚቴ ክልተ ጊዜ ኣብ ፓሪስን ካይሮን ምርኻባ ብምንኣድ ዝያዳ ንክትተሓባበር ፀዊዑ።እዞም ምትሕብባራት ኣብ‘ዚ ዝተሓደሰ ዕድመ‘ቲ ኮሚቴ ተቆፃፀርቲ‘ውን ተጠናኺሮም ክቅፅሉ፣ Read more

ምስዚ ዝተኣሳሰር ቪድዮ ኣብዘ ጠውቑ




25/10/2014 01:14 AM

ካናዳዊ ኩባንያ ነቭሱን (Nevsun)፡ ኣብ ዝቕጽል 10 ዓመታት: ልዕሊ 14 ቢልዮን ዶላር ንኤርትራ ክኸፍል ምዃኑ፡ ተሓቢሩ።

[ድምጺ መድረኽ]

ካናዳዊ ኩባንያ ነቭሱን (Nevsun)፡ ኣብ ዝቕጽል 10 ዓመታት፡ ልዕሊ 14 ቢልዮን ዶላር ኣመሪካ ንኤርትራ ክኸፍል ምዃኑ እቲ ኩባንያ ምግላጹ፡ ድምጺ መድረኽ፡ ኣብ ናይ ዕለት 24, October 2014 ዝሃበቶ ዚና ሓቢራ። ብተወሳኺ እቲ ኩባንያ፡ 317 ሚልዮን ዶላር ንኤርትራ ኣታዊ ከምዝገበረ’ውን ድምጺ መድረኽ ብተወሳኺ ሓቢራ ኣላ። ንዝርዝር ሓበሬታ ኣብዚ ጠውቑ

ምስዚ ዝመሳሰል ዜና ኣብዚ ጠውቑ




25/10/2014 21:55 PM

ኣገዳሲ እዋናዊ ሓበሬታ

The UN Commission of Inquiry on Eritrea

ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮምሽን

Main Contact Form   ሓበሬታ ንምሃብ ምስ እትደልዩ ኣብዚ ጠውቑ።

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፡ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ላዕለዋይ ኣካል መሰል ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ኤርትራ ተፈጺሙ ንዝበሃል ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ገበናትን እትምርምር፡ ፍልይቲ መርማሪት ኮሚሽን መዚዙ ንስራሕ ኣበጊሱዋ ኣሎ። ብዙሓት ግዱሳት፡ ብኸመይ ሓበሬታ ከምዝህቡዋ ስለዘጸገሞም፡ በዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ LINK  ጠዊቕኩም ሓበሬታ ክትህቡ ወይ ብቀጥታ ምስታ ኮሚሽን ክትራኸቡ ከም እትኽእሉ ንሕብር። ኣወሃሃዲት ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ (HRCE)፡ ወ/ሮ  ኤልሳ ጭሩም፡ ምስዚ ዝተኣሳሰር ዘካየደቶ ቃለ-መሕትት፡- ምስ ድምጺ-መድርኽ ቀዳማይ ክፋልካልኣይ ክፋል፡  ምስ ድምጺ ኣመሪካ (VOA)፡ ምስ ድምጺ ኤረና  ሓጋዚ ሓበሬታ ክኾነኩም ይኽእል ኢዩ። ብተወሳኺ፡- ብ’ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ (25 October 2014)፡ ኣብ ፓልቶክ Eritrean Smerrr for Change Room-1 ዝተዋህበ ሓበሬታ: ኣብዚ ጠውቑ፡ ከምኡውን ምስ ራድዮ ኤረና ዝገበሮ ቃለመጠይቕ ኣብዚ ጠውቑ



23/10/2014 20:45 PM

ሓርበኛ ሃገራዊ ዶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ)፡- ብሕማም ምኽንያት ኣብ መበል 65 ዓመቱ ዓሪፉ። Dr Tewelde Tesfamariam (Wedi Vacaro), age 65, passed away, yesterday.

ምእንቲ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ካብ ግዜ ንእስነቱ ብተወፋይነት ዝተቓለሰ ልዑል ፍቕሪ ሃገርን ህዝብን ዝነበሮ ሓርበኛ ሃገራዊ ዶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ)፣ ትማሊ ርቡዕ ኣብ ዓዲ ጥልያን ብሕማም ምኽንያት ኣብ መበል 65 ዓመቱ ዓሪፉ። Read more  

ንዝኽሩ ዝምልከት ፍሉይ መደብ ድምጺ ኣሰና







22/10/2014 15:37 PM

ቢትወደድ ኣብራሃ፡- 23 ዓመት ኣብ ማሕዩር፡ ብዘይ ፍትሒ BITWEDED ABRAHA - 23 years in Eritrean jail, without justice

ጅግና ተጋዳላይ፡ ብ/ጀ ቢትወደድ ኣብራሃ፡ ብዘይ ፍትሒ ካብ ዝሕየር 23 ዓመታት ኮይኑ ኣሎ። ንዝኽሩ፡ ኣብ ራድዮ ድምጺ መድረኽ (Radio Forum) ብዕለት 21 October 2014 ዝተዳለወ ፍሉይ መደብ፡ ንኹሉ ብጉዳይ ሃገሩ ዝግደስ ኤርትራዊ ዝምልከት: እዋናዊ ምላሽ ዝጠልብ ሕቶ ኢዩ። ስለዝኾነ፡ ነዚ ፍሉይ ታሪኹ በዚ ጠዊቕኩም ክትሰምዑዎ ትኽእሉ።






19/10/2014 23:12 PM

ዓምዲ ጥዕና፡-ነብሰ ቅትለት፡ ሳዕቤናትን ምኽርታትን ብ’ዮውሃንስ ድራር

[ መጽሔት ብርሃን ቶሮንቶ ]

ነፍሰ-ቅትለት ማለት ንገዛእ ሕይወትካ ባዕልኻ ምቕታል ማለት ኢዩ። ነፍሰ-ቅትለት ብሃይማኖታውን ባህላውን ኣተሓሳስባ ዋላኳ ኩኑንን ዘይቅቡልን እንተኾነ፡ ብዙሓት ሰባት ብገዛእ ርእሶም ሕይወቶም ዜጥፍኡ ኣለዉ። በዚ ምኽንያት እዚ'ውን ..Read more









18/10/2014 17:12 PM

መረዳድኢ  መዘክር


Joint Declaration Tigrigna version.pdf







ናይ ህዝቢ ኤርትራ ልዕላዉነት፡ ሓርነት፡ ግዝኣተ ሕጊ ንምርግጋጻ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ማሕበራዊ ሰዉራ ንህዝቢ ኤርትራ ንምሕያልን ሕቶ ዋንነት፡ ተሳታፍነትን ወሳንነት ህዝቢ ንምርግጋጽ፡ ካብቶም ነዚ ቀንዲ ዕላምታት ንምዕዋት ዝቃለሱ ዘለዉ ዜጋታት፡ ተባታቲኑ ዝርከብ ሰብኣዊ፡ ነገራዊን መንፈሳዊ ጸጋታቶም ንምእካብን ንዝተፈላለየ ኣረኣእያታት ንምቅርራብን ዝያዳ አድማዒ ኮይኑ ንኽወጽእ አብ ዝገብርዎ ዘለዉ ጻዕሪታት መሰረት ብምግባር፣

ተወከልቲ ህዝባዊን ሲቪክ ፖለቲካውያን ምንቅስቓሳት ተራኺብና፡ ንህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ብዕቱብ ድሕሪ ምድህሳስን ምዝታይ ዓቕምታትና ኣወሃሂድና ንኽንቃለስ ኣብ ናይ ሓባር ማእከላይ መረዳእታ በጺሕና ኣሎና። Read more

Joint Declaration Arabic version.pdf




Read more



14/10/2014 22:02 PM

ኣገዳሲ ሓባራዊ ዘተ ምስ ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ

Assenna: Panel Discussion with Eritrean Forum for National Dialogue

እዚ ኣገዳሲ፡ ንሃገራዊ ዕርቂ ዝኣመተ ዘተ ኮይኑ፡ ኣብ ዕለት 22 ክሳብ 25 October 2014  ድማ ብዛዕባ’ዚ ዋዕላ ክካየድ ተመዲቡ ኣሎ። ብዛዕባ’ዚ ርእይቶ ንምንባብን ወይ ንምሃብን በዚ ጠውቑ




13/10/2014 17:25 PM

ረፑብሊክ - ሓዳስ መጽሔት ካብ ውሽጢ ኤርትራ

[Asmarino Independent]

A monthly newsletter being published inside Eritrea. An exiled Eritrean journalist shared the news on tweeter: ድሮ ዘይንቡር ህላወና ከም ንቡር ካብ ንወስዶ ሓያሎ ኮይኑ’ሎ። ግዜ ይሓልፍ ኣሎ፣ ህይወትና ግን ምስቲ ግናይን ኣሰንባድን ትርኢቱ ኣብ ሓደ ደው ኢሉ። ንኹሉ ልቢ ዘለዎን ጭዋን ዜጋ ጥራይ ዘይኮነ፡ ዋላ ንውሑድ እዋን ይኹን፣ ንመላእ ዓለም ዘሰንበደን ዘዛረበን ልዕሊ ሰለስተ ሚእቲ ህይወት ዜጋታትና ዝወሰደ ሓደጋ ላምፔዱሳ እኳ ካብ ዝሓልፍ ዓመት ኣቝጺሩ። ብድሕሬኡ’ውን እንተኾነ ብዙሕ ርኢናን ብዙሕ ጎኒፍናን’ዩ። Read more









12/10/2014 23:57 PM

CKDU ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

ዕላል ምስ ይትባረክ ገ/ትንሳኤ

ታሪኽ ስነጥበባዊያን ካብ ጊዜ መግዛእቲ ክሳብ ናጽነት።

ይትባረኽ ገብረትንሳኤ፡ ህቡብ፡ ስነጥበባዊ፡ ገጣሚ፡ ደራሲን ኣላዪ - መድርኽን ኢዩ። ሓደ ካብቶም ቀዳሞት መስረትቲ - ማ.ት.ኣ. ከምኡ'ውን ኣብዚ እዋን’ዚ ኣካያዲ ናይታ ካብ ሎንዶን፡ ኦንታርዮ ካናዳ፡ ቀዳም ቀዳም ወጋሕታ እትፍኖ፡ ድምጺ ስነጥበባዊያን ኤርትራ ዝኾነት መደበር ራድዮ፡ ራድዮ ኣሰርና፡ ኢዩ። ብቀጥታ ዝተቐድሐ ዘተ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑዝሓለፈኩም 1ይ ክፋል








12/10/2014 23:57 PM

Anti-Slavery Day

ጻውዒት ንሰልፊ፡ መዓልቲ ኣንጻር ጊልያነት

መበገሲ፡- Marble Arch, 18th October at 9:30am

Dear Brothers and Sisters!

We, the lay faithful of St Daniel Comboni’s Cenacle of Missionary Prayer Group, based in Chiswick London, would like to invite you to join us for a Walk of Witness on Saturday the 18th October 2014 – the Anti-Slavery Day.

     We are gathering under Marble Arch at 9:30am. We will start the walk at 10:30 (the latest), to arrive at Old Palace Yard, in front of the Houses of Parliament at 12:30 and will be staying until 2:00pm.

     Our aim is to seek an immediate action from the UK government and the wider international community to help STOP slavery and the evil trading in human beings.

     This is the Facebook link for the event.  -   PLEASE JOIN, INVITE FRIENDS AND SHARE As the Psalmist says, it is time for us to “go out weeping, carrying seed to sow….”





10/10/2014

Eritrea’s step towards accountability: Accession to the Convention against Torture

[chr.up.ac.za]

The Centre welcomes Eritrea’s accession to the United Nations Convention against Torture and Other Cruel, Inhuman or Degrading Treatment or Punishment on 25 September 2014. Read more






09/10/2014 18:47 PM

Eritrea: Stronger private sector, qualified workforce, international integration needed, says AFDB

[CapitalEritrea]

October 08, 2014 (Nairobi) – In a newly released report prepared by the African Development Bank’s (AfDB) East Africa Regional Resource Center in Nairobi, Kenya, on the occasion of the Bank’s 50th anniversary,... Read more »

See AfDB Full Report







08/10/2014 19:40 PM

Between the desert and the fire - Aljazeera.com ኣብ ሞንጎ'ቲ ሳሃራን እቲ ሓዊን

Refugees have been crossing the border between Eritrea and Sudan for more than 40 years. The UN refugee agency, UNHCR, estimates that northern Sudan houses more than 100,000 Eritrean refugees, but over the years the profile of these migrants has ...Read more








07/10/2014 15:05 PM

Will Netanyahu ever see asylum seekers as human beings with human rights?

[ Haaretz ]

Worldwide, the refugee recognition rates for Eritreans and Sudanese reach 70-80 percent. In Israel, it is less than one percent or, as the Prime Minister says, a “fraction of a fraction.” This seems to reflect wishful thinking on the part of the ….






06/10/2014 13:10 PM

CKDU ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)

ዕላል ምስ ይትባረክ ገ/ትንሳኤ

ይትባረኽ ገብረትንሳኤ፡ ህቡብ፡ ስነጥበባዊ፡ ገጣሚ፡ ደራሲን ኣላዪ - መድርኽን ኢዩ። ሓደ ካብቶም ቀዳሞት መስረትቲ - ማ.ት.ኣ. ከምኡ'ውን ኣብዚ እዋን’ዚ ኣካያዲ ናይታ ካብ ሎንዶን፡ ኦንታርዮ ካናዳ፡ ቀዳም ቀዳም ወጋሕታ እትፍኖ፡ ድምጺ ስነጥበባዊያን ኤርትራ ዝኾነት መደበር ራድዮ፡ ራድዮ ኣሰርና፡ ኢዩ።

  ብቀጥታ ዝተቐድሐ ዕላል ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ






05/10/2014 03:09 AM

ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም

ብሓባር ምዕዋት - Winning Together

ኣብ ፓል ሓርነት ንዘተ Paltalk Eritrean Harnet Discussion Room

Guest speaker Dr. Gebre Ghebremariam,

"Winning Together: How can the "Justice Seeking Forces" of Eritrea Succeed in Creating a Unified Vision and a Viable Alternative Socioeconomic and Political Path for Eritrea? “ብሓባር ምዕዋት” ደለይቲ ፍትሒ ሓይልታት ኤርትራ፡ ሓባራዊ ራእይ ኣብ ምፍጣርን ክቕጽል ዝኽእል ማሕበረ-ቁጠባዊን ፖለቲካውን መንገዲ ኣብ ምምጻእን፡ ብኸመይ ክዕወቱሉ ይኸእሉ? ብቀጥታ ዝተቐድሐ ዕላል ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ





03/10/2014 12:18 PM

ዝኽሪ ጥፍኣት ላምፐዱዛ-- እዋናዊ ሓላፍነት-ኤርትራውያንን



02/10/2014 20:12 PM

ጋዜጣዊ መግለጺ

ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር - ዓዲ -ኢንግሊዝ


2014_10_02_Press Release_ZKRI LAMPADUSA_mahber_tegadelt_hizbawi_gnbar_neber.pdfዓሚ፣ ልክዕ ከምዛ ሎሚ፣ 360 ሬሳታት ኣሕዋትናን ደቅናን፣ ካብ ባሕሪ ተዘቊቑ ክወጽእ ተዓዚብና። እቲ ጠላም ስርዓት፡ ንስደትን ህልቂትን ኣቃሊዑዎም ክንሱ፣ ንመንነቶም ሓኺኹ “ ዘይሕጋውያን ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት” ዝብል ስም ኣጠሚቑዎም። መላእ ኤርትራዊ ግን “ጓኖት ኣይኮኑን፣ ኣሕዋትና ኢዮም!” ኢሉ፣ ዓው ኢሉ …Read more






03/10/2014 01:30 AM

Eritrea: 5th Eritrean Mining Conference Opens

[AllAfrica]

[Shabait]Asmara -The 5th Eritrean Mining Conference opened today at Asmara Palace Hotel here in the capital under the theme "Mining Excellence for Driving Economic Growth".




02/10/2014 15:53 PM

Dr. Adane Ghebremeskel ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል፡

National dialogue and reconciliation, a basis and objective of a national movement. ሃገራዊ ዘተን ዕርቅን መሰረትን ዕላማን ሃገራዊ ምንቅስቓስ።



01/10/2014 13:01 PM

ኣይንገዳዳዕ! - ሓዳስ ኣልቡም

ብህቡባት ዝዕምብቡ ዘለዉ ደለይቲ ለውጢ ስነጥበባውያን



04/10/2014 03:42 AM

ካብ መደባት ራድዮ ኣሰርና







Copyright © www.snitna.com

Top

October 2014 - Archive