Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

July 2014 - Archive << Back

Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print
Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና


07/07/2014 16:21 PM

ኣወሃሃዲት ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ (HRCE)፡ ወይዘሮ ኤልሳ ጭሩም፡ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ምርግጋጽ ሰብኣዊ መሰላት ንዝግበር ጻዕሪ ክተሓባበር ከምዝግባእ፡ ምስ ራድዮ ኤረና ኣብ ዝገበረቶ መግለጺ ተላብያ።


ኣወሃሃዲት ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ወይዘሮ ኤልሳ ጭሩም፡ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ምርግጋጽ ሰብኣዊ መሰላት ንዝግበር ጻዕሪ ክተሓባበር ከምዝግባእ፡ ምስ ራድዮ ኤረና ኣብ ዝገበረቶ መግለጺ ተላብያ። ኣብ ጸብጻባ፡ ማሕበራ፡ ማለት፡ ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ዘካየዶ ጻዕርታት ዘርዚራ። ብተወሳኺ፡ ነዚ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ብወገን ላዕለዋይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ላዕለዋይ ኣካል መሰል ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ኤርትራ ተፈጺሙ ዝበሃል ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ገበናትን እትምርምር ፍልይቲ ሽማግለ ክምዝዝ ምውሳኑ ኣመልኪታ፡ እቲ ስራሕ ብዓወት ክፍጸም፡ ምትሕብባር ኩሉ ኤርትራዊ ኣገዳሲ ምዃኑ ሓቢራ። ምስዚ ዝተኣሳሰር ተወሳኺ ቃለ-መሕትት፡- ምስ ድምጺ-መድርኽ-ኤርትራውያን ቀዳማይ ክፋልካልኣይ ክፋል ምስ ድምጺ-ኣመሪካ ቀዳማይ ክፋል። ምስ ድምጺ-ኤረና ቀዳማይ ክፋል




07/07/2014 00:08 AM

እሕሕሕሕ! በሉ ብጾተይ።














07/07/2014 00:08 AM

ጻውዒት ንጸሎትን ምህለላን PRAYER REQUEST


Dear Brothers and Sisters


The St Daniel Comboni’s Cenacle of Missionary Prayer group, based in Chiswick, London, UK, would like to invite you to join us, wherever you might be, for a daily Novena* prayer, starting this Friday 4th July 2014. .. to reflect on the Pastoral Letter** which  the Eritrean Catholic  Bishops wrote on the prophetic question of “where is your brother?” Read more





04/07/2014 21:18 PM

ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ ሎሚ ዕለት 4 ሓምለ 2014፡ ኣብ ፊት ቀጽሪ ናይቲ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ ዝወደቦ ፈስቲቫል ተረኺቦም፡ ዓገብ! ኣይፋል! ነውሪ ሬሳታትና ከይተቐብረ ሳዕሳዒት! እናበሉ ድምጾም ብሰልፊ ገሊጾም።

[Source: tv-smerrr]

ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ ሎሚ ዕለት 4 ሓምለ 2014፡ ኣብ ፊት ቀጽሪ ናይቲ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ ዝወደቦ ፈስቲቫል ተረኺቦም፡- ዓገብ! ኣይፋል! ነውሪ ሬሳታትና ከይተቐብረ ሳዕሳዒት! ፍትሒ ይንገስ! እሱራትና ይፈትሑ! ቅዋም ይተግበር! ..ወዘተ እናበሉ ድምጾም ብሰላማዊ-ሰልፊ ገሊጾም። ደለይቲ ፍትሒ፡ ኣብ ኣፍ-ደገቲ ቀጽሪ፡ ንፍትሒ ከቃልሑ ከለዉ፡ ኣብ ውሽጢ-ቲ ቀጽሪ ብኣንጻሩ፡ ዳንኬራን ጓይላን ህግደፍ ይስማዕ ነይሩ።


ተወሳኺ ጸብጻባት ኣብ ታሕቲ ጠዊቕኩም ተኸታተሉ፡-


ቀዳማይ መዓልቲ 04 ሓምለ 2014፡-

ቲቪ-ስመር፡  ድምጺ ኣሰና (ድምጺ)


ካልኣይ መዓልቲ 05 ሓምለ 2014፡-

ካብ ተሳተፍቲ (ቪድዮ)ድምጺ ኤረና (ቪድዮ)

ድምጺ ኣሰና (ቪድዮ-1)ድምጺ ኣሰና (ቪድዮ-2)

ድምጺ መድርኽ (ድምጺ)፡  ድምጺ ኣሰና (ድምጺ)

ድምጺ ኤረና (ድምጺ)፡  ድምጺ መድርኽ (ድምጺ)2፡

ምስዚ ዝተኣሳሰር ገምጋም ኣብዚ ጠውቑ






01/07/2014 17:22 PM

Presenting Master Painter Michael Adonai

[Awate.com   Interview]

…In my case, I live for my artistic message. My behaviours is dictated by the content of my message. And I carry the message of my people as I have always done: the suffering, the limitless oppression, I simply tell the story of my people. I grew up carrying and reflecting these kinds of messages and I still carry limitless love for my people… I will firmly stay the course, always trying to do whatever I can to help….Read More