Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

April 2014 - Archive << Back

Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print
Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና


22/04/2014 08:10 AM

ዶ/ር ዩሱፍ ብርሃኑ፡ ኣቦ ወንበር  ENCDC:  ብዛዕባ ታሪኽ ተጋድሎ-ሓርነት-ኤርትራን (ተሓኤ) ንሱ ዝሓለፎን ዝሓልፎ ዘሎ መስርሕን፡ ቃለመጠይቕ ምስ ቲቪ-ስመር

[ስኒትና]

ዶ/ር ዩሱፍ ብርሃኑ፡ ኣቦ ወንበር  ENCDC:  ብዛዕባ ታሪኽ ተጋድሎ-ሓርነት-ኤርትራን (ተሓኤ) ንሱ ዝሓለፎን ዝሓልፎ ዘሎ መስርሕን፡ ኣብቲ ጉዕዞ ዝተኸስቱ ምዕባለታትን ብድሆታትን፡ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ፡ ዝነበረ ድሌት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን፡ ዘብርህ ምስ ቲቪ-ስመር ዘካየዶ ቃለመጠይቕ ኢዩ። እዚ ኣገዳሲ ሰነድ ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ፡ ብጽሞና ምስምዑ ኣገዳሲ ኢዩ።





22/04/2014 08:10 AM

Israel Uses Refugees as "Currency" in Arms Trade with Africa

[The Real News Network]

እስራኤል፡ ኣብ ናይ ኣጽዋር ንግዲ ምስ ኣፍሪቃ፡ ንስደተኛታት ከም ገንዘብ ትጥቀመሎም ምህላዋ “ዘ’ ሪል ኒውስ” ኣፍሊጡ። The Real News' Lia Tarachansky speaks to activist Tamar Aviyah, attorney Assaf Vitzan, and S. an Eritrean refugee who made his way to Israel after years in Sudanese refugee camps, only to agree to "voluntarily" leave to Uganda to avoid Israel's massive ...





22/04/2014 08:10 AM

መብ ክፍለዝጊ ኣብ ማራቶን ቦስቶን ማሳቹሴትስ ተዓዊቱ

[VOA Tigrigna]

መብ ክፍለ-ዝጊ ሎሚ ኣብ ዝተሳለጠ ማራቶን ቦስቶን ኣሜሪካ ተዓዊቱ። ካልኣይን ሳልይን ኬንያዊያን። ኤርትራ ዝሞበቅሉ ኣሜሪካዊ መብ ክግለዝጊ ብዘይተለመደ ኩነታት ንመብዛሕትኡ ርሕቀት ካብ‘ቶም ካልኦት መቀዳድምቱ ነዊሕ ሰዲሩ ብሕታውነት ክጎይይ ወሲኑ‘ዩ። ኣብ ሓደ እዋን ኣብ ሞንጉ መብን ይስዕብዎ ዝነበሩን ናይ ሓደ ደቂቃ ስጉሚ ርሕቀት ነይሩ።ተንተንቲን ጋዜጣኛታትን፣እቲ መብ ዝሳዓቦ ኣገባብ፣ ኣዋፃኢ እንተኾይኑ ብዙሕ ተጠራጢሮምሉ ነይሮም።መብ ክፍለ-ዝጊ ከምዝሓሰቦ ተንተንቲ ዘይተፀበይዎን ድሙቅ ዓወት ኣመዝጊቡ። ሓደ ኣሜሪካ ኣብ መድረኽ ማራቶን ቦስቶን ክዕወት ንፈለማ ጊዜ ኮይኑ‘ሎ ዓወት መብ ክፍለ-ዝጊ።ንሱ ዝተዓወተሉ ጊዜ 2:08 ደቂቃን።ቀዲማ ድሕሪ ዓወቱ ኣብ ኣደባባይ ቦስቶን ተረኺባ፣ንታሕጓሱ ዝተካፈለትን ፈለማይ ሕቁፊ ዘበርከተትሉን ባዓልቲ ቤቱ‘ያ።




17/04/2014 13:38 PM

Eritrea: What We (Don't) Know About Eritrea's Economy

[AllAfrica]

[ThinkAfricaPress]

Eritrea perfectly illustrates the amount of guesswork involved in economic analysis of Africa.





17/04/2014 13:38 PM

Airlines from Eritrea, Sudan and Djibouti remain on EU blacklist     [CapitalEritrea]

መስመራት ኣየር፡- ኤርትራ፡ ሱዳንን ጅቡቲን ገና ኣብ ጸሊም መዝገብ ናይ ኢውሮጳዊ ሕብረት (EU) ምዃኑ ክቕጽል ኢዩ። The European Commission has updated for the 23rd time the European list of airlines subject to an operating ban or operational restrictions within the European Union — better known as... Read more »





17/04/2014 13:38 PM

ኣብ ጅቡቲ ተኣሲሮም ዝነበሩ 267 ኤርትራውያን ብምልኦም ንናይ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ስደተኛታት ተረኪቦም;; ምሩኻት ኩናት ተባሂሎም ዝተታሕዙ 19 ግን ገና ኣይወጹን [VOA Tigrigna]

ኣብ ጅቡቲ ተኣሲሮም ዝነበሩ 267 ኤርትራውያን ብምልኦም ንናይ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ስደተኛታት ተረኪቦም;; ምሩኻት ኩናት ተባሂሎም ዝተታሕዙ 19 ግን ገና ኣይወጹን ምስ ክልተ ካብ`ቶም ዝተፈትሑን፡ ንኤልሳ ጭሩምን ኣዘራሪብና`ለና:  ተኸታተሉ





17/04/2014 13:38 PM

Eritrean seeking safe-passage to Sudan was led into a nightmare

UNHCR (press release)

Women and girls in one of the nine refugee camps in east Sudan where survivors of trafficking receive assistance and protection from UNHCR to overcome their ordeal. KASSALA, Sudan, 16 April (UNHCR) – After 20 members of her religious congregation ...





10/04/2014 01:16 AM

Italy sounds alarm after rescuing 4000 immigrants

[The Borneo Post]

This handout picture released by The Marina Militare shows rescuers of the Italian Navy helping refugees to climb on their boat near the Italian port of Pozzallo, south of Sicily. — AFP photo. ROME: Italy has rescued about 4,000 ... just 30 to 40 ….





08/04/2014 09:38 PM

IMF: Eritrea to reach 2.3% GDP growth in 2014

[CapitalEritrea]

The International Monetary Fund (IMF) says in its World Economic Outlook 2014 that growth in sub-Saharan Africa remains robust and is expected to accelerate in 2014. Tight global financing conditions or a slowdown….Read more





09/04/2014 17:32 PM

Israeli judge questions 'proportionality' of law to jail asylum seekers

[Haaretz]

The petition, filed only days after the new amendment was passed, was submitted by two Eritrean asylum-seekers, the Hotline for Migrants and Refugees, the Association for Civil Rights in Israel, the Aid Organization for Refugees and Asylum Seekers in ….





08/04/2014 02:52 AM

ትምህርቲ ብናጻ - ካብ መባእታ ክሳብ ኮለጅ፡

ዝነኣድ ኣበርክቶ ብኤርትራዊ ተቐማጢ ዓባይ ብሪጣንያ፡

ኣቶ ርእሶም ኪዳነ

[Snitna.com  ስኒትና]

ኣቶ ርእሶም ኪዳነ፡ ኤርትራዊ ተቐማጣይ ዓባይ-ብሪጣንያ፡ ንኹሉ ግዱስ ኤርትራዊ ውልቀሰብን ወላዲን፡ ብፍላይ ድማ ውላዱ ኣብ ገዛ ክምህር ዓቕሚ ዘይብሉ ኤርትራዊ ስድራቤታት፡ ክሕግዝ ዝኽእል፡ ብዙሕ ጉልበትን ውዳበን ዝሓተተ፡ ኤርትራዊ ብናጻ ክመሃረሉን ክውከሰሉን ዝኽእል ወብሳይት ጆባእ ኢሉና ኣሎ። ኣቶ ርእሶም፡ ብ’Information and Documentation System ዝተመረቐ ምሁር ሰብ ኢዩ።

እዚ ወብሳይት’ዚ፡ ብጽሑፋትን ብቪድዮታትን ብውሕሉል ኣገባብ ተወዲቡ ዝተዳለወ ስለዝኾነ፡ ልክዕ ከም ኣብ  ቅድሚ መምህር ዘሎኻ ኴንካ ኣብ ምቾት ናይ ገዛኻ ክትመሃረሉ እትኽእል ኢዩ።

መርበብ-ስኒትና፡ ስለ’ዚ ኣዝዩ ዕዙዝ ኣበርክቶ: ንኣቶ ርእሶም ኪዳነ ብስም ኩሉ ተጠቃሚ ምስጋናኣ እናቕረበት፡ ኩሉ ደቁ ንምሕጋዝ ዓቕሚ ዝጎድሎ ስድራቤታት፡ ከምኡ’ውን ብግልኹም፡ ካብ መባእታ ክሳብ ኮለጅ ትምህርትኹም እትከታተሉ ዘሎኹም ኤርትራውያን፡ መወከሲ ኣብ ምድላይ ግዜኹም ከየጥፋእኩም፡ ብናጻ እትመሃሩሉ ወብሳይት ስለዝኾነ፡ ነዚ ዕድል ክትጥቀሙሉ ትላቦ።  ካልኦት ሰብ ዓቕሚ ኤርትራውያን ድማ ተመሳሳሊ ሰናይ ተበግሶ ክትወስዱ ትጽውዕ። ኣብዚ ጠውቑ





05/04/2014 10:06 AM

ስነስርዓት ቀብሪ ዓቢ መራሒ፣ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር በቲ ኣጋጣሚ ንገድላዊ ሞያኡን ንዝነበሮ ክቱር ድሌት ኤርትራዊ ሓድነትን ዝገልጽ ናይ ብጾቱ ምስክርነትን

[Snitna.com ስኒትና]

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ናይቲ ዓቢ መራሒ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር፡ በቲ ኣጋጣሚ’ቲ ንገድላዊ ሞያኡን ንዝነበሮ ክቱር ድሌት ናይ ኤርትራዊ ሓድነትን ዝገልጽ፡ ናይ ብጾቱ ምስክርነት ዝሓዘለ ቪድዮ ኢዩ።

እቲ ዘሕዝን፡ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ኣዝዮም ዓበይቲ ሓርበኛታት ተጋደልቲን መራሕቲን፡ ኣብታ መዳሕንቶም ዝተቐብረላ ዓዶም፡ ሓመድ-ኣዳም ንኸይለብሱ ዝኽልክል ስርዓት ኢዩ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘሎ። ብኻልእ ኣዘራርባ፡ ነታ ብእግዚኣብሔር ንነፍሲወከፍ ፍጡር ዝዓደለት ክብሪ ሓመድ-ኣዳም፡ ዝነፍግ ስርዓት ኢዩ ኣብ ዓድና ዘሎ። ኣብ ስዉኣት ኤርትራውያን፡ ሌላን ጉሌላን ዝገብር ስርዓት ኢዩ ኣብ ሃገርና ዘሎ። መባእታዊ መሰል-ደቂ-ሰብ ዝገሃሰ፡ ነታ ኣምላኽ ዝተቐበላ ነብሲ፡ ስጋኣ ኣብ ሰፈሩ ንኸይኣቱ ዝእግድ፡ ልዕሊ ተፈጥሮ ዝኾነ ስሮዓት ኢዩ ኣብ ሃገርና ዘሎ። እዚ ድማ፡ ኣንጻር ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብርታትን ኣንጻር ድሌትን መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ቅድሚ ሎሚ፡ ዋላ’ውን ኣብ እዋን መግዛእቲ እንተኾነ፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ጨካንን ሰብኣዊ ሞራላዊ ሕልናንን ዝጎደሎ ስርዓት ኣብ ታሪኽና ሰሚዕናዮ ኣይንፈልጥን።

በዚ ኣጋጣሚ’ዚ፡ መርበብ-ስኒትና፡ ንስድራቤትን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ተቓለስቲን፡ ጽንዓት ይሃብ ትብል። ቃልሲ ይነውሕ እምበር፡ ኣብ መወዳእታኡ’ስ ዓወት ሓፋሽ ህዝቢ ናይ ግድን ኢዩ።

ኩሉ ጸበባን ግፍዒን ድማ ክሓልፍ ኢዩ። ሓርበኛታት እንተሓለፉ፡ ታሪኾም ግን ነባሪ ኢዩ። ፍቕሪን ስኒትን ንኹሉ ኤርትራዊ!!!