21/09/2013 18:30 PM

“መጽሔት መቓልሕ ፎርቶ ኣብ ኣስመራ ብምስጢር ተዘርጊሓ” ኣዳለውቲ ዓርቢ ሓርነት

[www.erena.org]

ብምስጢር ዝተሓትመት መጽሔት ‘መቓልሕ ፎርቶ’ ኣብ ኣስመራ ከምእተዘርግሐት ኣዳለውቲ ዓርቢ ሓርነት ኣፍሊጦም።

እታ ንዝኽሪ’ቲ ኣብ 21 ጥሪ ኣብ ፎርቶ ዝቐረብ ጠለብ ምፍታሕ እሱራን ትግባረ ቅዋምን ተባሂላ መቓልሕ ፎርቶ ዝተሰምየት መጽሔት፣ ብምኽንያት እዚ 12 ዓመቱ እንዝክሮ ዘሎና መዓልቲ ምዕፋን ናጻ ፕረስን ኣልማማ ምቕያድ ጋዜጠኛታት’ያ ብውሑድ ዓቐን ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ተዘርጊሓ።





21/09/2013 00:30 AM

18, September 2001 The Calm Before The Storm

by Ruth Samuel


While I was updating myself on current Eritrean political issue, a bold burgundy font stating 'September 18, 2001 has dark history in our country' grasped my attention. The title reminded me of the historical event, which was the turning point in Eritrea's political spectrum. Even though I was a child then,..Read more











20/09/2013 01:30 AM

ኣብ ዝኽሪ መስከረም እንስከሞ ከቢድ ሓላፍነት

[ኤርትራውያን ተቓለስቲ ደለይቲ ለውጢ]


ቅድሚ 12 ዓመታት ልክዕ ኣብዛ ወርሒ፡ ሚኒስተራትን ጀነራላትን ዝርከቡዎም ሰውራን ሃገርን ዝመርሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ፣ ቓልሲ ሓርነት ህያው ዝገበሩ ገዳይም ካድራትን ድምጺ ህዝቢ ዘቃልሑ ውፉያት ጋዜጠኛታትን፡ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኪትግበር ስለዝጠለቡ ጥራሕ ብዓመጽ ብሓይሊ ተቐይዶም ኣብዚኣ ኣተዉ ከይተባህሉ ተሰዊሮም ኣለዉ። እዞም…Read more





01/09/2013 18:30 PM

The Eritrean Summit, Bologna 2013, concludes today 01 September 2013.

ርክብ ቦሎኛ-2013, ሎሚ ዕለት 01 መስከረም 2013 ተዛዚሙ። እታ ነዚ ርክብ ዘዳለወት ሽማግለ ናይ EYSC፡ ን’ቦሎኛ-2014 እውን ከተዳሉ ብሙሉእ ድምጺ ተወሲኑ።

The Eritrean Summit, Bologna 2013, concludes today 01 September 2013. The participants, unanimously accepted The Eritrean Youth Solidarity for Change (EYSC) organising committee to organise next Bologna 2014 meeting. Recordings of the Summit meeting can be accessed here.




September 2013 - Archive


Copyright © www.snitna.com

Top